CHANNEL 29

@channel29news


Stay informed! @Ch29bot

CHANNEL 29

22 Oct, 10:46


ኣብ ዘመነ ወለድና ሰራዊት ትግራይ ንደርጊ ስዒሩ ንሑመራ ቕድሚ ምቁፅፃሩ ኣብ ሑመራ #የትግሬ መቃብር ዝበሃል ኔሩ :: ሕጂ ድማ ኣብ ዘመና #የትግሬ ቄራ ዝበሃል ኣሎ ትግራዋይ ዝሕረደሉን ዝቕተለሉን ቦታ

Goitom Hailessilassie

CHANNEL 29

22 Oct, 07:43


🔹የመንግስት ሰራተኞች የደሞዝ scale እና ጣርያ

CHANNEL 29

22 Oct, 05:43


ድሮን በያይነቱ የምትገዛ ሀገር አንድ እንኳን ደህና የእሳት ማጥፊያ ሄሊኮፕተር የላትም!

CHANNEL 29

22 Oct, 05:31


🔹መርካቶ ጋዛ መስላ ነበር አሉ ...Anyhu ደና አደራችሁ

CHANNEL 29

21 Oct, 12:49


The trillion dollar crisis of Tigray! Fueled by Ethiopia! ኢትዮጵያ እትምውሎ ቅልውላው ትሪልዮን ዶላር ትግራይ!!

ቅልውላው ትግራይ ሕዚ ዓለምለኻዊ ካብ ዝኸውን ፅባሕ ሓሊፉ ኣሎ ንሕና ክኣ ዛጊድ ኣይባህረርናን ዘለና! መሸጣ ትግራይ ብኢትዮጵያውያን ኣብ ሃይሃይታ እዩ። ደለልቲ ብዙሓት ዘቤታውያን ክኣ ብኣነ ኣነ ታሕሚስ ኮይኖምና! ታሕሚስ ዘቤታውያን ደለልቲ ክንምልከት ተጋሩ ቤትና ጋሕ ኣቢልናዮ ኣለና! ኩሉ ነገርና ተቐሊዑ! ትግራይ ሚስጢር ኣልባ ኮይና! ፀልእትና ደገና ሞንዮም ውሽጥና ቀሊዖም ትሕቲ መሬት ሰርሲሮም ይዘልቁ ኣለዉ።

ትግራይ ብትሪልዮን ዶላራት ዝግመት ዕቁብ ሃፍቲ ኣብ ከብዳ ሓቒፋ ከምዘላ ንዓደንቲ ዓለምና ተቓሊዑ ኣሎ ሕዚ ሳተላይታት ዕደና ዓለምና ምሕዳረን ሰማይ ትግራይ ኮይኑ ኣሎ! ድኻታትን ድሑራትን ኢትዮጵያውያን ልዕለና ጎሪሒም ንልዕሊ 17 ሃገራት ኣብ ትግራይ ፈቓድ ቅልውላው ሂቦም ትግራይ ከይትድቅስ ኩሉ ዝኸኣልዎ ሽርሒ ይፍፅሙ ኣለዉ።

ዛጊድ ኣብ ዝተዋደደ ፈተነ ኣለዉ። ፈተና ኮይኑዎም ዘሎ ዝተወደበ ሰራዊት ትግራይ ከባቢያዊ ፀጥታዊ ምትፍናንን ከይመፅእ ሓኒቑ ሒዙ ብምህላዉ እዩ። ይኹን እምበር ኣብ ትግራይ ከባቢያዊ ሓለቕቶት ንምፍጣር ብስም DDR እቲ ዋና ዘብዒ ምብታን ወይ ምዝባዕ እዩ። ሓላዊ ዘይብላ ትግራይ ፈጢርካ ናይ መንደር ኣርሓታት መዊልካን ምብራቕ ኣፍሪካዊት ኮንጎ ምፍጣር ።

ዛጊድ ብዘቤታዊ ተዋሳእቲ መኻልፍ ዝገጠሞ ፕሮጀክት ዳግማይ ኮንጎ ዝርካቡ ምንጪ ሽርፊ ወፃኢ ጆኖሳይዳዊት ኢትዮጵያ ክኸውን ምእንታን ብተዘዋዋሪ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ሓፊኖም ክድሕኑ ይገዓሩ ኣለዉ። ዛጊድ ካብ ባህላዊ ዕደና ጥራሕ ልዕሊ 100 ቢልዮን ክእክቡ ዘኽእል ትልሚ ሒዞም ዕዉት ፕሮጀክት ኮይኑሎም ኣሎ! እቲ ካልኣይ ፕሮጀክቶም ትግራይ ናይ ምዕራባውያን ትሕጃ (mortgage) ብምግባር ምንጪ ልቓሕን ሸርፊ ወፃእን ንምግባር ምስ ዘቤታውያን ተለኣኣኽቲ ኮይኖም ይሰርሑ ምህላዎም እዩ።

ሕዚ ትግራይ ዓለም ኣብ ጎና ከተሰልፈሉ እትኽእል ሃፍተ ገነታ ብግልባጡ ኮይኑ ጆኖሳይዳዊት ኢትዮጵያ ዓለም ኣንፃር ትግራይ ንኽትሓብር ትግራይ ብምሻጥ ይፍተዉሉ ኣለዉ።ሕዚ ኣብዚ እኹል ርድኢት ሃልዩና ትግራይና ዘይ ከም ኮንጎ ሃፍታ ተጠቒማ ከም ኖርወይን ኣመሪካን ጎብለል እዚ ዞባ እትኾነሉ ቅዲ ናፅነታዊ ፖለቲካ እያ ከተሳውር ዘለዋ።

ምንጪ ኣፅዋርና፣ ዲፕሎማሲና፣ ሎጂስቲክስና፣ ናብራና ንግበሮ። ካልእ መማረፂ ትሕቲ እዙይ እዩ። ደጊም እንሓብኦ ሚስጢር የለን። ሓደ ኮይና ሓባራዊ ረብሓና ነውሕስ። ኢኮነሚያውን ፖለቲካውን ውሕስና ትግራይና ብልዕሊ መሬት ዘሎ ፍልጠትና ደጊፍና ትሕቲ መሬት ትግራይ ንጠምት ዓለም ብኡ ንርአያ! ከም ታሪኽ ቐጠር /Quatar/ ዓመታዊ ዕብየት 30% ጥራሕ ዘይኮነ ኪንኡ ክንሕንበብ ንጠቐመሉ!

ትግራይ ምድረ ገነት ምብራቕ ኣፍሪካ እምበር ወርቂ ተተርኢሳ ትቑዝምን ትሕሽከርን ኣይክትከውንን!

Kifle Gebremichael

CHANNEL 29

21 Oct, 12:36


ትግራይ ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ኮንጎ ንምግባር ዝኽየድ ዘሎ ሽርሒ ብኣግኡ ንንቀሐሉ። መዓድን ብኣግባቡ እንተጠቒምካሉ ፀጋ እዩ፣ ብኣግባቡ ዕንተዘይተጠቒምካሉ ከዓ መጥፊእኻ እዩ።

ትግራይ ናብ ሓደጋ ንምእታው ዓለምለኻዊ ማፍያታት መርበቦም ክዝርግሑ ጀሚሮም ኣለው። ናይ ባዕልና መገዲ መራሕትን ተጠቀምትን እውን ኣለውዎም። ህዝብና ብመገዛ ሃፍቱ ዝመፆ ዘሎ ምፀተ - አለም ብእዋኑ ስርዓት የትሕዞ።

ትግራይ ናይ ተጋሩ እያ።

Kidane Amene

CHANNEL 29

21 Oct, 11:28


<<ብኮንትሮባንድ ካብ ትግራይ ዝወፅእ ንግዲ ባንኪ (ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ 13.5 ኵንታል ወርቂ) ካብ ዝኣከቦ ኣርባዕተ ሓሙሽተ ዕፅፊ ይኸውን። >>

ግርም፡
13.5 ኵንታል(ናይ ንግዲ ባንኪ) + 54 (4 x 13.5) ኵንታል ብኮንትሮባንድ = 67.5 ኵንታል (ኣብ ርብዒ ዓመት)

67.5 x 4 (4 ርብዒ ዓመት) = 270 ኵንታል ብዓመት

<<ሃገር እንተኾይንና እንታይ ክንበልዕ?>>😁

CHANNEL 29

20 Oct, 15:44


እቺን ጭዌ ስሙ ...

He lovesss her too much እና one day ኩላሊቷ ፌል ያረግና ትታመማለች ያኔ ምንም ሳያመነታ አንዱን ይሰጣታል ....

ከወራት ቡኋላ ሪከቨር አርጋ ከሆስፒታል ስትወጣ ያለችው ነገር "ከኔ በፊት ለስንት ሴቶች እንደሰጠህ ፈጣሪ ይወቀው" ብቻ ከባድ ነው

Anyhu Night guy

CHANNEL 29

20 Oct, 15:42


CHANNEL 29 pinned «🚀 LoadEase Web Solutions 🚀 We Offer: 🔹 Custom Website Design: Tailored, responsive designs that make your brand stand out. 🔹 Web Development: Fast, functional websites using the latest tech. 🔹 Secure Hosting: Reliable hosting that ensures top performance…»

CHANNEL 29

20 Oct, 15:42


🚀 LoadEase Web Solutions 🚀

We Offer:

🔹 Custom Website Design: Tailored, responsive designs that make your brand stand out.
🔹 Web Development: Fast, functional websites using the latest tech.
🔹 Secure Hosting: Reliable hosting that ensures top performance and security.
🔹 Website Redesign: Give your old site a fresh, modern look to stay ahead of the competition.


🎁 Special Offer 🎁

Be the first person in your sector to provide your logo, domain name, and hosting, and get FREE design and development services! Don't miss out on this exclusive opportunity!

Want to take your business to the next level?

📩 Contact us to start your web transformation today!

CHANNEL 29

20 Oct, 07:33


ፕሬዘዳንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ምኽትል ኣቦ ወንበር ህወሓትን ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ሰንበት ምስ ኣብ መላእ ዓለም ምስ ዝርከቡ ዲያስፖራ ተጋሩ ናይ Zoom meeting ክገብሩን፣ ኣብ ወቅታዊ ኩነታት ትግራይ ኣድሂቦም ንዝለዓሉ ሕቶታት መልሲ ክህቡን ቆፀራ ሒዞም ኣለዉ።

ኩሉኹም ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን ኣብቲ ናይ Zoom Meeting ተረኺብኩም መራሕቲ ትግራይ/ህወሓት ስለምንታይ ንህዝብና ኣብ ሓዊ ደርብዮም፣ መሬትና ንወረርቲ ኣረኪቦም ኣብ ስልጣን ቅድድም ከምዘኣተዉ፣ ፌደራል መንግስቲን ሰበ ስልጣን ትግራይን ተፈናቀልቲ ምዕራብ ትግራይ ናብ መረበቶም ንምምላስ ሒዝምዎ ዝነበረ ትልሚ ንምንታይ ከምዘይተፈፀመ፣ ተመዛበልቲ ወገናትና ናብ ማሙቅ ገዝኦምን መረበቶምን ከይምለሱ ዝዕንቅፍ ዘሎ ሓይሊ መን ከም ዝኾነን፣ ስለምንታይ ብተመዛበልቲ ወገናትናን ዝተወረረ መሬትናን ርካሽ ፖሎቲካዊ ሸቀጥ ክሽቀጥ ከምዝተደለየን ኣጥቢቅኩም ሕተትዎ !

ነቶም ኣብቲ ኣኼባ "ከይትሳተፉ፣ ከይትኸዱ" ዝብሉ ዘለዉ ዓምፀፅትን ዓፈንቲን ብሃማት ወገናትና እዝኒ ኣይትሃብዎም ! ጉዳይ ትግራይን ህዝብናን ንዓይ፣ ንዓኻ/ኺ፣ ንዓና ብማዕረ ከም ዝምልከተና ሓሲብኩም ኣብቲ ናይ እንላየን መድረኽ ተረኸቡ።
ሕተቱ፣ መርምሩ፣ ፍለጡ !

Gebremeskel kassa

CHANNEL 29

20 Oct, 07:16


🔹Morning ...

CHANNEL 29

19 Oct, 19:12


ተኙ በቃ cuz im not

CHANNEL 29

19 Oct, 18:30


🔹እሄ ሁሉ ሰው ፍቅር ይዞታል ... damn

CHANNEL 29

19 Oct, 18:20


Whats her/his name ? @Ch29bot

U know what i ment.

CHANNEL 29

19 Oct, 17:50


I didnt knew እሄ ሁሉ አፍቃሪ እንዳለኝ ስለኔ መጥፎ ሚያወራ የለም እንዴ .... እሺ what do u love abt me ... 😂

u can use the bot @Ch29bot

CHANNEL 29

19 Oct, 17:32


Trust me... im the only cool influencer will get in politics ... ሌላው ሰገጥ ነው 😁... አዳልጦኝ ነው ፖለቲካ ውስጥ የገባሁት lol.

ተጋሩ ባትሆኑም im sure u wont get cool activist like me....

እስኪ Tell me what u hate abt me ... u r allowed to u use the emoji🤣

CHANNEL 29

19 Oct, 17:23


What's ur biggest regret ?? Tell me @Ch29bot

I wont remember it im drunt don't worry lol ....