ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን @sewasewtimhrti Channel on Telegram

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

@sewasewtimhrti


#እንቋዕ_በዳሕና_መጻእክሙ #ንበሩ።
እዚ መንፈሳዊ ቻናል ወይ ማሕበር
👉ግእዝን ኻልኦት መንፈሳዊ ትምህርትን ሥራሕን ሓፈሻዊ ፍልጠትን #ብቋንቋ_ትግርኛ ንመሃረሉ መንፈሳዊ ማሕበር እዩ።
ብተወሳኺ ሓሳብ መግለጺን ንዋየ ቅድሳትን ፣ መጻሕፍቲ መደብርን ንኡሳት ጉጅለታት (ግሩፕ) አለዎ።
#ሼር ንግበር
ሓሳብ ተሃልዩዎም ብ @Ggmgeez
ወይ ድማ ብስልኪ ☎️ +251 945094684 ይርኸቡና።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን (Amharic)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን የእንቋዕ ምርጥ ቻናል እና እንቋዕ ምርጥ ማሕበር መጻእክሙ እና ሥራሕን ሓፈሻዊ ፍልጠትን መንፈሳዊ ትምህርትን መብርሃን አለዎ። ይህን ቻናሉ በቋንቋ ትግር የሃረምላማ ማሕበር ለሆኑ ተመልከቱ። ማለትም ብቋንቋ መንፈሳዊ ምርጥ መገለጽን እየም ቀደም። በነገሩ አጠቃላይ እና መጻሕፍቲ መደብርን ንኡሳት ጉጅለታት (ግሩፕ) አለዎ። ሼር በሆቴ ሓሳብ ተሃልዩዎም ብ @Ggmgeez ወይ ድማ ብስልኪ ☎️ +251 945094684 ይሁኑ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Jan, 09:22


በሀክሙ አርድእተ ግእዝ

ትማሊ ምሸት ኻልኣይ ዙር ዕዮ ገዛ
በብ ጉጅለኹም ንክውሃብ ተነጋጊርና ኢና።
ስለዚ ኹልኹም ኣብ ጉጅለ ግሩፕ ዝኣተኹም ንምጽናዕ ተዳለዉ።
ኣብ ጉጅለ ኣቲኻ ዘይምስታፍ ኣይክኣልን።

ሓደሽቲ ዘይተመደብኹም እንተሃሊኹም 20 /25 ሰብ ኣብ ዘይመልኡ ጉጅለ ክትምደቡ ኢኹም።
ንራህዋ ኣነጋግርዋ
0096181802269 /ራህዋ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

27 Jan, 18:22


ምዕራፍ ፯ ክፍሊ ፳፯
ደቂቅ መስተዋድዳን /አገባባት

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

27 Jan, 18:02


Live stream finished (57 minutes)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

27 Jan, 17:59


ጥር ፲፱

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

27 Jan, 17:05


Live stream started

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

27 Jan, 17:05


ምዕራፍ ፯ ክፍሊ ፳፯
ደቂቅ መስተዋድዳን /አገባባት

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

27 Jan, 17:05


ሰላም ለክሙ አርድእተ ግዕዝ

  2:00/8:00
#ንትጋባእ አርድእተ ግዕዝ ኵልነ ፣
እስመ ናሁ በጽሐ ሰዓትነ

#እንሆ ስለዝበጸሐ ሰዓትና ፣
ንትኣከብ ተምሃሮ ግዕዝ ኹልና።

#ሼር_እናገበርና_ንእተው
   ሰዋስው ቻናል ሊንክ 👇
https://t.me/SewasewTimhrti

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

27 Jan, 17:05


ደቂቅ መስተዋድዳን ዝብሃሉ ቅድም ኢሉ ኣብ መእተዊ ከምዝተገለጸ ምስ ቃላት (ዘርእታት ፣ ነባራት) ብመጀመርታ እናኣተዉ ዝናበቡን ብዐሠርተ መራሕያን ዝዝርዘሩን እዮም።

     ደቂቅ መስተዋድዳን/አገባባት
መስተዋድዳን   ትርጉም                  መስተዋድዳን    ትርጉም
በእንተ            ስለ                         ከመ               ከም
በይነ             ሰለ                          ሕገ                ከም
ህየንተ           ስለ                          አርአያ             ከም
እንበይነ        ስለ                           አምሳለ           ከም
ተውላጠ       ስለ                           እስከ             ክሳብ
ፍዳ              ስለ                          አመ               ግዜ
ዐስበ            ስለ                           ሶበ               ግዜ
ኀበ              ናብ                            ጊዜ               ግዜ
መንገለ         ናብ                           ዓመተ             ግዜ ፣ ዓመት
ወእደ           ናብ                           ዕለተ              ግዜ ፣ ዕለት     
እንበለ          ብዘይ                         መዋዕለ           ግዜ ፣ ዘመን
መጠነ          መጠን ፣ ልክዕ             ለለ                ነን ፣ በብ
አምጣነ       መጠን ፣ ልክዕ             ዘ ፣ እንተ ፣ እለ    ና ፣ ናይ
ዐቅመ     ዓቕሚ ፣ መጠን ፣ ልክዕ ድ ሕረ                  ድሕሪ
እዚኦም ዓበይትን ደቀቅትን መስተዋድዳን እናኾኑ ዘገልግሉ እዮም።
ካብዚኦም ማእኸል'ውን ዝተወሰኑ ቃላት ኾይኖም ዘገልግሉ ኣለዉ።
እዞም ቐጺሎም ዝተዘርዘሩ ድማ ደቀቅቲ መስተዋድዳንን ከምኡ'ውን ካብ ማእኸሎም ሓዳ ሓደ  ቃላትን ኾይኖም ዘገልግሉ እዮም።

መስተዋድዳን   ትርጉም              መስተዋድዳን    ትርጉም
ላዕለ               ልዕሊ                   ለ                 ን ፣ ል 
መልዕልተ         ልዕሊ                   በ               ብ ፣ ኣብ
ዲበ                 ልዕሊ ፣ ኣብ         ምስለ           ምስ
ታሕተ             ትሕቲ                  በበ              በብ
መትሕተ          ትሕቲ                  ዘዘ              በብ
ውስተ              ውሽጢ               ቤዛ             ስለ ፣ በይዛ
ውሳጤ            ውሽጢ               ዕሴተ            ስለ ፣ ዋጋ
ቅድመ             ቕድሚ               ተክለ            ስለ ፣ ክንዲ
ማእከለ           ማእኸል              ዐይነ             ስለ ፣ ዓይኒ ፣ ክንዲ
ደቀቕቲ መስተዋድዳን ዝበሃኡ እዚኦም እዮም።
ብተወሳኺ ድማ ብግእዝ ፣ ብራብዕ ፣ብሐምስ ፣ ብሳብዕ ብሓፈሻ ገቢር ብዝኾኑ ኹሎም ቃላት ኹሎም ደቂቅ መስተዋድዳን ብፊደል ከይተጸሓፉ ብትርጉም ይርከቡ እዮም።  "በ"ን "እም"ን መስተዋድዳን ጥራሕ ብዛዕባ ቦታን ግዜን ኣብ ዝገልጹ ቃላት ይርከቡ።
እዚኦም'ውን ኣብ መወዳእታ ብምሳሌ ገይርና ክንሪኦም ኢና።

ካብዚ ቐጺልና ብመጀመርታ  ዓበይትን ደቀቅትን ኾይኖም ዘገልግሉ መስተዋድዳን ምስ ረአና። ኣስዒብና ድማ ደቀቅቲ ጥራሕ ኾይኖም  ዘገልግሉ መስተዋድዳን ብቅደም ሰዓብ ክንርኢ ኢና።
ዓበይትን ደቀቅትን ኾይኖም ዘገልግሉ መስተዋድዳን።
፩. "ስለ ፣ ክንዲ" ዝብል ትርጉም ዘለዎም ዓበይትን ደቀቅትን መስተዋድዳን ፡˗ በእንተ ፣ ህየንተ ፣ በይነ ፣ እንበይነ ፣ ተውላጠ ፣ ፍዳ ፣ ዐስበ እዮም። "ስለ ፣ ክንዲ" ዝብል ትርጉም ዘለዎም ደቀቅቲ ጥራሕ ዝኾኑ መስተዋድዳን ድማ ፦ ቤዛ ፣ ዕሴተ ፣ ተክለ ፣ ዐይነ እዮም።
ኣታኣታትዎኦም ድማ  ቤዛ ብዛዕባ ቤዛነት ኣብ ዝገልጽ ቃል ፣ ዐስበ ፣ ዕሴተ ብዛዕባ ዋጋነት ኣብ ዝገልጽ ቃል ፣ ተክለ ብዛዕባ መተካእታ ኣብ ዝገልጽ ቃል የኣትዉ። ዐይነ ኣብ ናይ ባዕሉ ቃል ኣብ ዐይን የኣቱ።
እቶም ዝተረፉ ድማ ንዐኦም ኣብ ዝመስል ቃልን ኣብ ኻልኦት ቃላትን የኣትዉ።
ምሳሌ ፡˗

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

27 Jan, 16:21


በሀክሙ አርድእተ ግእዝ
ዮም ምሴት ሀሎ ትምህርተ ግእዝ
ወኵልክሙ ንዑ።

ሎሚ ምሸት ትምህርቲ ኣሎ እዩ
ስለዚ ኹልኹም ንዑ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

25 Jan, 18:24


ሰላም ኣሕዋት ኣሓት
ኣቅዲመ ብዘይምንጋረይ ብጣዕሚ ይቅርታ ሎምዓንቲ ዝኾነ መደብ ነይሩኒ እዩ። ዘይኣተኹ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

24 Jan, 17:35


ኣብዚ ሥራሕ ክሳተፍ ዝኽእል ሰብ የለን

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

24 Jan, 14:36


ሓንቲ ፓኬጅ ንሓንቲ ሰንበት ትምህርት ቤትን ፈለገ ሕይወት መንፈሳዊ ትምህርት ቤትን ነበርክት።
ንባዕልና'ውን ንውሰድ።
ናይ ነፍሲ ምግቢ ቃለ እግዚአብሔር እዩ'ሞ።
ክንዲ ናይ ሥጋ ምግቢ መናእሰይ ኣሕዋትናን ኣሓትናን
ስለ ሃይማኖቶም ክርድኡን ከረድኡን እዚ መንፈሳዊ ምግቢ ቃል ኣምላክ ዝሓዘ መጽሐፍ ብዝተኽኣለና ነበርክተሎም።

👉ዝተበርከቱ ኹሎም መጻሕፍቲ ምስኣከብና ጠቕሊልና ክነብጸሖም ኢና።
ናብዙ ዘብጻሕናዮ ትምህርት ቤት ድማ ብቪድዮ ቀሪጽና ክነምጸአልኹም ኢና።
ኣዙዝና።
ንትእዛዝ 👇👇
👉  +251945094684 / @Ggmgeez
👉  0096181802269 / ራህዋ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Jan, 13:35


ሰላም ንኹልኹም ይኹን

#ናይ ሰንበት ተምሃሮ መናእሰይን ናይ ፈለገ ሕይወት ተምሃሮን መንፈሳዊ መጻሕፍቲ ንከንብቡ ሓገዝ ንግበር።

#ብቀዳማይ ሓንቲ ፓኬጅ ንሓንቲ መንፈሳዊ ትምህርት ቤት ብዝበልናዮ መሠረት
ሓደ ቡሩክ #ሓውና_በረከት ሓንቲ ፓኬጅ ንባዕሉ ሓንቲ ፓኬጅ ድማ ንዚ ዓላማ ገዚኡልና ኣሎ።
እግዚአብሔር የሃበልና ኽብርን ጸጋን የዓድለልና።
ኻልኦት'ውን ንባዕሎም ንቤተ ሰቦም ዝገዝኡ ኣለዉ እዮም።

#እሞ ሕዝውን ንቐጽል
👉ሓደ ፓኬጅ ንመንፈሳዊ ትምህርት ቤት ማለት'ውን ንሰንበት ትምህርት ቤትን ንፈለገ ሕይወት ትምህርት ቤትን ነበርክት።
ዓቅሚ ዘይብልና ሓደ ፓኬጅ ንኽልተ ምግዛአ ንኸእል ኢና። ዓቅሚ ዘለና ድማ ካብ ሓደ ፓኬጅ ንላዕሊ ምግዛእ ንኽእል ኢና።
#እዘን መጻሕፍቲ ብቀረባ ግዜ ዝተሓተማ ብቅዱስ አቡነ ማትያስ ዝተባረካ ናይ መሠረተ ሃይማኖት መጻሕፍቲ እየን።
ሓንቲ ፓኬጅ 5000 ብር እዩ።

#ኹለን 7 መጻሕፍቲ (ሓደ ፓኬጅ)  ብዝርዝር እዘን ዝስዕባ እየን ፦
1. አዕማደ ምሥጢር
2. ትምህርተ ሃይማኖት ፣
3. ነገረ ማርያም
4. ነገረ ድኅነት
5. ነገረ ክርስቶስ
6. ነገረ ቅዱሳን
7. ትምህርተ ቤተ ክርስቲያን።

#ናብ ዝደለኽምዎ ቦታ ብናይ ባዕልና መብጽሒ ክነብጸሐልኹም ኢና።
      
ንትእዛዝ 👇👇
👉 +251945094684 / @Ggmgeez
👉 0096181802269 / ራህዋ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Jan, 18:03


Live stream finished (1 hour)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Jan, 17:53


ጥር ፲፬

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Jan, 17:51


ምዕራፍ ፯ ክፍሊ ፳፮
/ዐበይት መስተዋድዳን

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Jan, 17:04


ኣብ ቖጸረና ብሰዓትና ኣቲና ኣለና።
እተዉ ኹልኹም🙏

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Jan, 17:03


ሕድሕድ  መስተዋድዳን በብክፍሎም ኣብ ኣገልግሎቶምን ኣካይዳኦምን ሓድነትን ፍልልይን ኣለዎም።

ኣብ መስተዋድዳን ብመጀመርታ ኽልተ ነጥብታት ክነስተውዕል ኣለና።

፩. ዝተፈላለዩ መስተዋድዳን ብሓደ ዓይነት ትርጉም ከምዝትርጎሙ።
፪. ሓደ መስተዋድድ ብዙሕ ትርጉም  ከምዘለዎ/ካብ ሓደ ትርጉም  ንላዕሊ ከምዝትርጎም።/ ብዚ መሠረት ካብ ዐብዪ መስተዋድድ ጀሚርና ኹሎም መስተዋድዳን
ብሓጺሩ ክንምልከቶም ኢና።
መጀመርታ ሎሚመዓልቲ ዓበይቲ መስተዋድዳን ዝብሃሉ ከምዝስዕብ ብዝርዝር ክንሪኦም ኢና።
      ዐበይት መስተዋድድዳን/አገባባት
መስተዋድዳን           ትርጉም              መስተዋድዳን             ትርጉም     
እስመ                       እሞ ፣ስለ             እምዘ  ካብዝ
አምጣነ                  እሞ ፣ስለ               ከመ                     ከም
አኮኑ                        እሞ ፣ ስለ                አርአያ                   ከም
በእንተ                  ስለ                           አምሳለ                 ከም
በይነ                     ሰለ                           ሕገ  ከም
ህየንተ                   ስለ                          ዕለተ  ምስ ፣ ግዜ
እንበይነ                 ስለ                          ዓመተ  ምስ ፣ ግዜ
ተውላጠ               ስለ                        መዋዕለ   ምስ ፣ ግዜ
ፍዳ                     ስለ                            ዘ  ዝ
በቀለ                   ስለ                           እንተ  ዝ
ዐስበ                   ስለ                          እለ  ዝ
መጠነ                     መጠን ፣ ልክዕ            አላ  እምበር
ዐቅመ                መጠን ፣ ልክዕ                 ዳዕሙ  እምበር
በዘ                     ብዝ                             ባሕቱ  ነገር ግን ፣ እምበር
ኀበ                    ናብ ፣ ካብ                        ዓዲ  ኻልኣይ ፣ ጋና
መንገለ              ናብ ፣ ካብ                     እንዘ                     እንት ፣ እና
ወእደ                 ካብ                             ከመ ከመ   እንት ፣ እና
ድሕረ                 ምስ                            እመ                     እንተ
እንበለ               ብዘይ ፣ እንተይ                እስከ  ክሳብ /ክሳዕ
ቅድመ                ቅድሚ ፣ እንተይ            ኀበኀበ                        እና
ጊዜ    ምስ ፣ ግዜ        ለለ  እንተ ፣ እና
ሶበ                    ምስ ፣ ግዜ                        
አመ              ምስ ፣ ግዜ
  
እዚኦም  መስተዋድድዳን  ኣብ ቀዳማይን ኻልኣይን ዓናቅጽ  ኣትዮም  ግሲ ንከይኣስር ይኽልኽሉ።
ካብዚኦም  ማእኸል ዓብዪ መስተዋድድን  ደቂቅን ንኡስን ዝኾኑ ከምኡ'ውን  ከም ቃላት ዘገልግሉ አለዉ።    

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Jan, 17:00


Live stream started

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Jan, 17:00


መስተዋድዳን/አገባባት
መስተዋድዳን ዝብል ቃል አስተዋደደ (አውደደ) = ኣስማዕመዐ  ካብ ዝብል ግሲ ዝወጸ ናይ መስተዋድድ ብዝሓት እንትኾን ትርጉሙ ዘስማዕምዑ ፣ ሓደ ዝገብሩ ማለት እዩ።
ዘስማዕምኡ ፣ ሓደ ዝገብሩ  ዝተብሃልሉ ምኽንያት ድማ እዞም ኣብዚ ምዕራፍ እንሪኦም  መስተዋድዳውያን ቃላት ምስ ግስን ቃላትን እናተናበቡን ከይተናበቡን ዐ.ነገር ስለዘስማዕምዑን ፣ ምስ ግስን ቃላትን ኾይኖም  ትርጉም  ስለዝህቡን እዩ።
ብልሙድ  ኣጸዋውዓ  አገባብ/አገባባት ተባሂሎም ይጽውዑ።
ነገር ግን መስተዋድድ /መስተዋድዳን ብዝብል ናይ  ግእዝ ቃል ዝተሰየምሉ ምኽንያት
አገባብ ናይ ግእዝ ቃል ስለዘይኾነ ከምኡውን መስተዋድድ ዝብል ቃል ናይ እዚኦም ተግባር ስለዝገልጽ አዩ።

መስተዋድዳን  ካብ ኣገልግሎቶም ብምብጋስ ብሠለስተ ዓይነት ክፍሊ ይኽፈሉ። ንሳቶም'ውን
፩. ዐቢይ መስተዋድድ
፪. ደቂቅ መስተዋድድ
፫. ንኡስ መስተዋድድ   ይብሃሉ።
ሓደ ሓደ መምህራን መስተዋድድ ዝብል ስም ንደቂቅ መስተዋድድ ጥራሕ ዝጥቀምሉ ኣለዉ።
ኣብዚ ግን መስተዋድድ  ዝብል ስም ንሠለስቲኦም ጠቕሊሉ ዝገልጽ ስም እዩ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Jan, 17:00


ሰላም ለክሙ አርድእተ ግዕዝ

  2:00/8:00
#ንትጋባእ አርድእተ ግዕዝ ኵልነ ፣
እስመ ናሁ በጽሐ ሰዓትነ

#እንሆ ስለዝበጸሐ ሰዓትና ፣
ንትኣከብ ተምሃሮ ግዕዝ ኹልና።

#ሼር_እናገበርና_ንእተው
   ሰዋስው ቻናል ሊንክ 👇
https://t.me/SewasewTimhrti

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Jan, 08:44


#ሠናይ ዜና ለመፍቀርያነ ቅኔ ወግእዝ

ተደላዪ ዝኾነን ብዙሕ ዓመት ዝተደኸመሉን
▰መስተዋድድ - አገባብ - Preposition▰ ዝተሰመየ መጽሐፍ ብ መምህር Yared Zera-buruk ተዳልዩን ተሓቲሙን ኣብ ዕዳጋ ውዒሉ ኣሎ።

እዚ መጽሐፍ ብዛዕባ መስተዋድዳን ቃላት ሰፊሕ አገልግሎትን ሕጊ ሰዋስው ግእዝን ብሰፊሑ ዝገልጽ ዝትንትን ንቅኔ መምህራን መስተምሀሪ ንተምሃሮ መምሀርን መመስከርን ልሳነ ግእዝ ንዘጽንዑ ኹሉ ድማ ጠቓሚ ዝኾነ መጽሐፍ እዩ።

እዚ መጽሐፍ ንሕና ብቐሊሉ ክንጥቀመሉ ብድኻም ስለተዝተዳለወ
እናገዛእና መምህርና ነባራታትዕ።

ብፍላይ ናይ ምግዛእ ዓቕሚ ንዘይብሎም ተምሃሮ ቅኔን መምህራን ቅኔን
ከምኡ'ውን ንፈተውትና ብውህብቶ እናገዛእና ነበርክተሎም።

+251945094684

ሰዋስው ንዋየ ቅድሳት ወመጻሕፍት መደብር
👉 https://t.me/SewasewNiwayekidsat

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Jan, 06:15


ዘዮም ትምህርት

ምዕራፍ ፯ ክፍል ፳፮
በእንተ ዐበይት መስተዋድዳን

ሎምዓንቲ ስለ ዓበይቲ መስተዋድዳን ክንመሃር ኢና።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Jan, 06:10


በሀክሙ አርድእተ ግእዝ ዮም ምሴት ዕለተ ረቡዕ ንዌጥን ትምህርተ ግእዝ
ወኵልክሙ ንዑ።

ከመይ ኣለኹም ተምሃሮ ግእዝ ሎሚ ምሸት ከምዙ ዝተነጋገርናዮ ትምህርቲ ግእዝ ካብ ዘቛረጽናዮ ክንጅምር ኢና።
ስለዚ ኹልኹም ንዑ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

20 Jan, 12:16


#እንኳዕ_ናብ_በዓል_ጥምቀትን_ቃና_ዘገሊላን_ኣብጸሐና/ኩም።

ክብር ይእቲ ወ ወዕጣነ ሞገር ቅኔ ዘጥምቀት ወቃና ዘገሊላ (ዘተገብረ በቤተ ክርስቲያን)

#ክብር_ይእቲ
ሐያል ኵናት ዘያመጽእ መከራ ሥጋ ወጻዕር፥
እመ ቀዳሚ ተንሥአ በትእዛዘ ለንጊኖስ በኵር፥
ደም ወማይ ሰላማውያን አብትር፥
ናሁ ተሰዱ ወጺኦሙ እምገቦ ኢየሱስ ሀገር።

#ዕጣነ_ሞገር
ብእሴ ዮርዳኖስ ማይ እመ በዮርዳኖስ ዘቀድወ፥
ኀበ-ኀበ ይጎይይ ደክመ ወጻመወ፥
አመ ምንትኒ ኢተወለጠ በግብረ ሙሴ ዘሐይወ፥
ሖረ ወአተወ፥
ኀበ አሜሪካ መስብክት እስመ ከመ ወልድ ዜነወ፥
በመስብክት ምድረ አሜሪካ ውላጤ ሀለወ።

#አሠረ_ንጉሥ
ሊቃውንት ጻድቃን ተዐጊሦሙ ተገፍዖተ ቍር ፍንወ፥
ማሕሌተ ዕዝራ ገድሎሙ እለ ፈጸሙ አበወ፥
ወአምላከ ሰላም ዘተሔረወ፥
በይነ ተገፍዖት ቍር ሞቀ ጽድቅ ፍትወ፥
ለጻድቃን ሊቃውንት ጸገወ።

©መ/ር ግርማይ
፲፪/፭/፳፻፲፯ ዓ/ም

በመንበረ ክብር ቅዱስ ሚካኤል አዲሱ ገበያ ባሕረ ጥምቀት

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

19 Jan, 09:49


https://vm.tiktok.com/ZMkHv5pcB/

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

18 Jan, 19:26


#እንኳዕ ናብ በዓል ጥምቀት ኣብጸሐና/ኩም

#ሐዲጎ ተስዓ ወተስዓተ ነገደ ቆመ ማእከለ ባሕር
ገብአ ወወጽአ በሰላም። ቅዱስ ያሬድ(ደጓ ዘጥምቀት)
#ትርጉሙ ተስዓን ትሽዓተን ነገድ ገዲፉ አብ ማእኸል ባሕሪ ደው በለ
አብ ባሕሪ አትዩ(ተጠሚቑ) ብሰላም ወጸ።
👉 #ምሥጢሩ ተስዓን ትሸዓንተን ቅዱሳን መላእክቲ አብ ሰማይ ገዲፉ
ንዙ መበል ምኢቲ ተቖጺሩ ዝነበረ ደሓር ግና ብሕጊ ጥሕሰት ካብ ቑጽሪ ቅዱሳን መላእክቲ ዝጎደለ  አቦና አዳም ንምድላይን ንምድሓንን አብ ቑጽሩ ንምእታውን።
ቅዱሳን መላእክት እናተንቐጥቐጡ ዝሰግድሉ ዘመስግንዎ
ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ አብ ማእኸል ባሕሪ ደው ኢሉ ብትሕትና በኢድ ዮሐንስ አብ ባሕሪ ዮርዳኖስ #ተጠመቐ።

ብምሕረቱ ብዝሓት ዘፈተወና
ካብ ዝጠፋእናዮ ዘደለየና
ናብ ዝቐደመ ክብሪ ዝመለሰና
ወልደ አብ ወልደ ማርያም ብተዋሕዶ ዝኸበረ
ኹል ጊዜ ዝተኸበረን ዘተመስገነን ይኹን #አሜን!

እንኳዕ አብጸሐና ናይ በረከት በዓል ይግበረልና🙏🙏🙏

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

07 Jan, 16:00


#ቅኔ ዘልደት
#ዕዝል ክብር ይእቲ ወዕጣነ ሞገር

#ዕዝል_ክብር_ይእቲ
ኦ አዳም አምሳለ ሔዋ አምሳለ አዳም ቅዉም ፣
ተሰቅሎ መስቀል ክፍልከ እምነ ኵሉ አዳም ፣
እምነ ጠቢባን ጠቢበ መድሕነ ዛቲ ዓለም ፣
መድሐኒተ ሥጋ ፍቱነ ለደዌከ አምጣነ ረከብከ ዮም።

#ዕዝል_ዕጣነ_ሞገር
ማየ ባሕረ ኤፌሶን ወይነ እንተ ብዙሓን ሰክሩ፣
ወእብነ ገዳም ሕብስተ ዘበኢየሩ፣
በውስተ ምርፋቅ ልደተ ወልድ ያስተዳልዋ እምድሩ፣
እንዘ በዋሕድ ይዜምሩ፣
አምጣነ ሊቃውንት ኖሎት ዘበቤተልሔም ተምህሩ፣
አርያመ ወስብሐተ ነግህ ቀዊመ (በቀዊም) ሐደሩ።

#አሠረ_ንጉሥ
ማየ ሱላሜ ዘዛሰ ኢትዮጵያ ለንጉሠ ነገሥት ባሕሩ፣
ኢይሰተይ ሚመ አምጣነ ተሐምገ ሕብሩ፣
ቅኔሂ አምላክ እሙረ ግብሩ፣
ለእለ ተዘረውነ ቅድመ በበብሔሩ፣
ሰሐበነ በምሥጢር ፍቅሩ።

#ዝንቱ ቅኔ ተገብረ ወተጽሕፈ በ29/04/2017 ዓ/ም
በብሔረ ጽጌ
©መ/ር ግርማይ

#ቅኔን በቀዋሚነት ኦንላይን ላይ ለመማር የፈለጋችሁ በሚከተለው የስልክ ቁጥር ያግኙን።

#ቅኔ ብቐዋሚነት ንምምሃር ዝደለኹም ብዚ ዝስዕብ ቑጽሪ ስልኪ ይርኸቡና።
👉 ☎️ +251945094684

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

07 Jan, 01:57


#ለበዓለ ልደተ እግዚእነ ወመድሐኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ እንቋዕ አብጽሐነ /ክሙ

#እንኳዕ ንበዓል ልደት ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብጸሐና /ኩም።

#እንኳን ለጌታችን ለመድሐኒታችን ለኢየሱስ ክርስቶስ የልደት በዓል አደረሰን /ሳችሁ።

ሠናይ በዓለ ልደት ይግበር ለነ
ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና። 🙏

©መ/ር ግርማይ እምነ ሰዋስው
☎️ +251945094684

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

06 Jan, 09:41


ወንጌል ዘሉቃስ ምዕራፍ ፪ ፥ ፩ - ፳

#በእንተ_ተጽሕፎተ_ሕዝብ #ዘኮነ_ምክንያተ_ልደቱ_ለኢየሱስ_ክርስቶስ_በቤተልሔም_ወበጎል

[1] ወኮነ በውእቱ መዋዕል ወፅአ ትእዛዝ እምኀበ አውግስጦስ ቄሳር ከመ ይጸሐፍ ኵሉ ዓለም።
[2] ወውእቱ ጻሕፍ ቀዳሚ አመ ቄሬኔዎስ መስፍን ለሶርያ።
[3] ወሖረ ኵሉ ሰብእ ይጸሐፍ በበ ሀገሩ።
[4] ወዐርገ ዮሴፍኒ እምገሊላ እምሀገረ ናዝሬት መንገለ ይሁዳ ኀበ ሀገረ ዳዊት እንተ ስማ ቤተ ልሔም እስመ እምቤተ ዳዊት ወእምአዝማደ ቤቱ ውእቱ።
[5] ወሖረ ይጸሐፍ ምስለ ማርያም እንተ ፈኀሩ ሎቱ እንዘ ፅንስት ይእቲ።

#በእንተ_ልደቱ_ለኢየሱስ_ክርስቶስ

[6] ወእምዝ እንዘ ሀለዉ ህየ በጽሐ ዕለተ ወሊዶታ።
[7] ወወለደት ወልደ ዘበኵራ ወአሰረቶ መንኮብያቲሁ ወጠብለለቶ በአጽርቅት ወአስከበቶ ውስተ ጎል እስመ አልቦሙ መካን ውስተ ማኅደሮሙ።
[8] ወሀለዉ ኖሎት ውስተ ውእቱ ብሔር ይተግሁ ወይሔልዉ ወየዐቅቡ መራዕይሆሙ ሌሊተ በበ እብሬቶሙ።
[9] ወናሁ ቆመ መልአከ እግዚአብሔር ኀቤሆሙ ወስብሐተ እግዚአብሔር ሠረቀ ላዕሌሆሙ ወፈርሁ ዐቢየ ፍርሀተ።
[10] ወይቤሎሙ መልአክ ኢትፍርሁ እስመ ናሁ እዜንወክሙ ዐቢየ ዜና ዘይከውን ፍሥሓ ለክሙ ወለኵሉ ዓለም።
[11] እስመ ናሁ ተወልደ ለክሙ ዮም መድኅን ዘውእቱ ክርስቶስ እግዚእ ቡሩክ በሀገረ ዳዊት። [12] ወከመዝ ትእምርቱ ለክሙ ትረክቡ ሕፃነ እሱረ መንኮብያቲሁ ወጥብሉለ በአጽርቅት ወስኩበ ውስተ ጎል።
[13] ወግብተ መጽኡ ምስለ ውእቱ መልአክ ብዙኃን ሐራ ሰማይ እንዘ ይሴብሕዎ ለእግዚአብሔር፤
[14] ወይብሉ ስብሐት ለእግዚአብሔር በሰማያት ወሰላም በምድር ለዕጓለ እመሕያው ሥምረቱ።
[15] ወእምዝ ዐሪጎሙ መላእክት እምኀቤሆሙ ውስተ ሰማይ ይቤሉ እሙንቱ ሰብእ ኖሎት በበይናቲሆሙ ንሑር ወናንሶሱ እስከ ቤተ ልሔም ወናእምር ዘንተ ነገረ ዘአርአየነ እግዚአብሔር።
[16] ወሖሩ ፍጡነ ወረከብዎሙ ለማርያም ወለዮሴፍ ወለሕፃንኒ ይሰክብ ውስተ ጎል።
[17] ወርእዮሙ አእመሩ ከመ በእንተ ውእቱ ሕፃን ዘነገርዎሙ።
[18] ወኵሎሙ እለ ሰምዑ አንከሩ ዘነገርዎሙ ኖሎት።
[19] ወማርያምሰ ተዐቅብ ዘንተ ኵሎ ነገረ ወትወድዮ ውስተ ልባ።
[20] ወተመይጡ ኖሎት እንዘ ይሴብሕዎ ወየአኵትዎ ለእግዚአብሔር በእንተ ኵሉ ዘርእዩ ወሰምዑ ዘከመ ይቤልዎሙ።

ሰዋስው ቴሌግራም ሊንክ👇
https://t.me/SewasewTimhrti

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

05 Jan, 09:37


#ክብር_ይእቲ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

05 Jan, 09:35


#ቅኔ ዕዝል ክብር ይእቲ ወዕጣነ ሞገር / 27/04/2017 በዕለተ እሑድ

#ዕዝል_ክብር_ይእቲ
አመ አመ ድሒን በአት ኀበ ኤዶም ጎለ አባግዕ አልጸቀ፣
ኖላዌ አባግዕ አምላክ ለአባግዒሁ ዘጽሕቀ፣
ኀበዘ ወዐላ ቅድመ መርሕበ ሲኦል ርሑቀ፣
ይወስዳሆን ቤቶን በትረ መስቀል እንዘ ይነድሖን ጥዩቀ። /ሃሌ ሉያ/

#ዕዝል_ዕጣነ_ሞገር
ነቢያተ ኦሪት አዝማድ አዝማደ ተልዕሎ ተልዕሎ፣
እመ ለአምላክ ሠምርዎ በኢተሐጕሎ፣
በብዙሕ ሕብረ ስም ይጼውዕዎ በሴሎ፣
እስመ ኢሳይያስ በመስሎ፣
ይቤሎ መካሕ ብእሲ እንተ እምነ ኤዶም ሀሎ፣
ወዳዊት አበ እንቲአሁ ኖላዊ ይቤሎ።

#አሠረ_ንጉሥ
በልበ ብዙሓን አተወ ድንጋፄ እንተ ያደነግፅ ኵሎ፣
ወኵሉ ተጽዕቀ እንዘ ይነብር መርጡሎ፣
ርዕደተ መሬት ቅኔ ሐይሎ፣
እሳተ ገሞራ ወሰዶም ቃለ ባዕሎ፣
እስመ ናሁ ተንሥአ ዐዚሎ።
(ዐዘለ = በረታ = በርተዐ)

©መ/ር ግርማይ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

05 Jan, 08:06


ኣብ ኣጸናንዓ ብዙሕ ግዜ ብሓባር ኣትዮም የጽንዑ እዮም።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

05 Jan, 08:04


ካብ ጉጅለ "ሀ" ራህዋ
ሰኑይ ዕለት ፯ ግብረ ቤት ዘቕረቡ ተምሃሮ

፩. => መዓዛ
፪. => ዲ/ን ሳይሞን
፫. => ሳሙኤል
፬. => ኪሮስ
፭. => ዲ/ን ናሁ ሠናይ
    ነይሮም።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

05 Jan, 08:04


One app for all your Word, Excel, PowerPoint and PDF needs. Get the Microsoft 365 app: https://aka.ms/GetM365

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

05 Jan, 07:44


ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሣልሳይ ዝወጻእኹም
ጉጅለታት ብፍቓድ መተሓባበርትኹም
ሽልማትኹም ባዕልኹም ወይ ሰብ ልኢኹም ውሰዱ።

+251945094684

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

05 Jan, 07:38


ሰላም ልክሙ አርድእተ ልሳነ ግእዝ
ሰላም ንዓኹም ይኹን ተምሃሮ ቋንቋ ግእዝ

ካብ ሰኑይ 28 ጀሚሩ ክሳብ ሠሉስ ጥሪ 13 ብምኽንያት በዓላትን ኻሊእን ... ኣብ ሰዋስው ቻናል ብላይቭ ምሸት ምሸት ትምህርቲ የብልናን።
ጥሪ ረቡዕ ዕለት 14 ሥሩዕ ትምህርቲ ይጅመር እዩ።

ኣብ በብጉጅለኹም ግን ምስ መተሓባበርቲ ኣሕዋትን ኣሓትን ኾይንኹም ኣጽንዑ ኢኹም።
ሠናይ ቅንያት ፣ ሠናይ በዓል ልደትን ጥምቀትን ይኹነልና።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 18:18


ናይል ኹሎም ጉጅለታት ዕዮ ገዛ ሪከርድን ጽሑፍን በብታራ ካብ ጽባሕ ጀሚረ ክሰደልኹም እየ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 17:51


Live stream finished (52 minutes)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 17:29


ሓሳብ መግለጺን መጽሐፊን ግሩፕ እዩ ዘይኣተውና ንእተው 👆

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 17:29


https://t.me/+LTgOzPBH_5k4NTZk

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 17:25


ታሕሣሥ ፳፮

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 17:20


ብሓፈሻ ሓቢሮም ብትግሃት ዘጽንዑን ዘሐሸ ዕዮ ገዛ ዝሰርሑን ዘቅረቡን ጉጅለታት በብደረጆኦም እንትምደቡ ከምዝስዕብ ይመስሉ።

፩ይ ጉጅለ "ሀ" ራህዋ
፪ይ ጉጅለ "ቀ" አብርሃም
፫ይ ጉጅለ "ሐ" ራሄል - ገ/ማርያም ማርቆስ
፬ይ ጉጅለ "ለ" ተክለ ሃይማኖት
፭ይ ጉጅለ "መ" ንግሥቲ
፮ይ ጉጅለ "ሰ" ኣብረሀት - ታደሰ
፯ይ ጉጅለ "ረ" ቅሳነት
፰ይ ጉጅለ "ሠ" ሐረገ ወይኒ

ሕግናን ዓቅምናን ክሳብ ፫ይ ንዝወጹ ኾይኑ እምበር ፬ይን  ፭ይን ፮ይን ዝወጻእኹም ብሓፈሻ ኹልኹም ምሸለምናኩም ደስ ምበለና።
ሕዝ'ውን ግን ከምዘተሸለምኹም ቑጸርዎ።
ኻሊእ ግዜ'ውን ዕድል ስለዝህልው ንሽዑ ብደምቢ ተዳለዉ
🙏🙏🙏

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 17:17


🎁📚📖 🌷🌹💐
#እንቋዕ ተፈሳሕክሙ = እንኳዕ ደስ በለኩም !

ካብ ፩ይ ክሳብ ፫ይ ዝወጹን ሽልማቶምን

📖 ብሕብረት ብምጽናዕን ኣብ አቀራርባ ዕዮ ገዛ ብአመሠራርታ ምሉእ ሓሳብን ብአናባብባን ሕጊ ሰዋስው ብምሕላውን ከምኡ'ውን እቱ ጽሑፍ ጽሬቱ ብዝሓለወ PDF ብምግባርን ብዝመሳሰለ ኹሉ ግብረ ቤት (ዕዮ ገዛ) ብጽፈት ስለዘቕረቡ።
📖 እዞም ዝስዕቡ ካብ ፩ይ ክሳብ ፫ይ ዝወጹ ፫ ጉጅለታት ከከም ዝወጽዎ ደረጅኦም እቱ ተጠቂሱ ዘሎ  ሽልማት ተሸሊሞም ኣለዉ።

፩ይ 👉 ጉጅለ  "ሀ" ራህዋ ፣ ናሁ ሠናይ = #መጽሐፍ_ቅዱስ ብሉይን ሐዲስን ዝሓዘ በልሳነ ግእዝ
፪ይ 👉  ጉጅለ "ቀ" አብርሃም = #መጽሐፍ_ቅዱስ ብሉይን ሐዲስን ዝሓዘ በቋንቋ ትግርኛ
፫ይ 👉 ጉጅለ "ሐ" ራሔል ፣ ገ/ ማርያም =
ማእኸለዋይ #ምስለ_ፍቁር_ወልዳ_ስእለ_አድሕኖ
ተሸሊሞም ኣለዉ 🙏

🎁 #እንቋዕ ተፈሳሕክሙ = እንኳዕ ደስ በለኩም 🎁



💐🌷🌹🙏🙏🙏 🎁📚📖

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 17:05


ዋላ ሕዚ ዝኣተወ እዩ ዝሽለም።

ናይ ብሓቀይ ፈሊጠ እየ😁

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 17:04


ቶሎ እተዉ ኹልኹም።
ቶሎ ኢና ንውድእ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 17:02


ሥርጋዌ
ሽልማትትትት ....

ድሕሪ 5 ደቂቅ .....

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 16:59


በጽሐ ሰዓትነ
ንባእ ፍጡነ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Jan, 16:59


Live stream started

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 18:18


ብዝኾነ ግርም ቅኔ እዩ።
ቃለ ሕይወት የስመዐልና🙏

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 18:14


ንዛ ሽልማት*** ዘይተወረደ ቁልቁለት ዘይተደየበ ዓቀበት የለን።
ብቅኔ ዘበለ እዩ ምልጃ ዝቐርብ ዘሎ።...😁

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 18:12


ለማህበር'ሠ' ድንግል  ይደልዋ  ሥርጋዌክርስቶስ ወሊድ
እሰመበመንክር ሰርሓት ድንጋሌ ግብረማህበር ክቡድ
💟😸

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 18:11


Live stream finished (1 hour)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 17:49


ታሕሣሥ ፳፩

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 17:19


ቐጽሉ...

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 17:01


ሰላም ክብረ መምህርና ናይ ጉጅለ ሐ ዘቅሩቡ
1//ወለተ ብርሃን
➝ቀደሰ
➝ተንበለ
  ➝ባረከ

2//ጸጋይነሽ
➝ማህረከ
➝ሴሰየ
➝ክህለ

3//ገብረ ማርያም ማርቆስ
➝ጦመረ
➝ቀጸበ
➝ነጸረ

4//አለም
➝ውእቱ ነባር ዓንቀጽ

5//አመተ ሥላሴ
➝ምሉእ ቀተለ አዕማድ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 17:00


  2:00/8:00
#ንትጋባእ አርድእተ ግዕዝ ኵልነ ፣
እስመ ናሁ በጽሐ ሰዓትነ

#እንሆ ስለዝበጸሐ ሰዓትና ፣
ንትኣከብ ተምሃሮ ግዕዝ ኹልና።

#ሼር_እናገበርና_ንእተው
   ሰዋስው ቻናል ሊንክ 👇
https://t.me/SewasewTimhrti

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 17:00


Live stream started

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 16:18


ሰላም ኣሕዋት ኣሓት ተኸታተልቲ ልሳነ ግእዝ
ዕዮ ገዛ ንምውዳእ ምስ ናይ ሎምዓንቲ
2 ጉጅለታት ተሪፈናና ኣለዋ።
እዚ ዕዮ ገዛ ምስተወደአ ብኹሉ ኣቀራርባ ዕዮ ገዛ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብርኪ ንዝወጹ ንፉዓት ጉጅለታት ንዕኦም ዝምጥን መበረታትዒ ሽልማት ክንሽልም ስለዝኾና።

ንዚ መበረታትዒ ሽልማት ድማ
ድሌትን ፍቓድን ዘለኩም ስፖንሰር ክትኾኑና ወይ መግዝኢ ሽልማት ክትሕጉዝና ብትሕትና ነሓትት🙏
ንሓሳብ 👉 +251945094684

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 15:06


➡️  ፳፩ ሰኑይ
፩. ጉጅለ      =>     ጉጅለ "ሐ" ራሄል
፪. ዘቕርቡ ኣባላት  =>  -------
፩.=>
፪ =>
፫ =>
፬ =>
፭ =>

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Dec, 15:06


ሰላም ለክሙ አኃው ወአኃት

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Dec, 18:08


Live stream finished (1 hour)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Dec, 17:51


ታሕሣሥ 19

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

01 Dec, 09:26


ኣብ ጉጅለ ግሩፕ
ትምህርቲ ግእዝ ክትሕግዙ እትኽእሉ ዲቆናት ኻልኦት'ውን ኣሕዋት ኣሓት እንተሃሊኹም
ብውሽጢ ርኸቡና
👉 @Ggmgeez

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

01 Dec, 07:35


ቅኔ
ግእዝ ክብር ይእቲ ወዕጣነ ሞገር

     ( ፳፪/፫/፳፻፲፯ ዓ/ም)

ግእዝ ክብር ይእቲ
ኤሊ ኮከብ ዘአሕለፈ መዋዕሎ፣
አመ አመ ሰምዐ ግብተ ሕትመተ (ምህርካ) ጽዮን ተሰቅሎ፣
ደንጊፆ ተገድፈ እምነ መንበሩ ዘሀሎ፣
ወዓዲ ተሰብረ  ዐጽመ ዘባኑ ወርሐ ተልዕሎ።
/ሃሌ ሉያ/ 
(እዚ ቅኔ ታሪክ ቅኔ ይብሃል ስሙ)

ግእዝ ዕጣነ ሞገር
ቋዐ ሰማያት ዳጎን እንተ መልክዑ ጸሊም
ወአኮ ጽዕድው ወቀይሕ፣
እምነ ላዕሉ ወረደ ኀበ ምድረ አዳም ፍሱሕ፣
ከመ ይርአይ ዘንተ ማየ ወዲቆት ዘአይህ፣
ኀበ ምድር አምጣነ ፈነዎ ሐይለ ጽዮን ኖሕ።
(እዚ'ውን ክሳብዚ ታሪክ ቅኔ ይብሃል።)

አሠረ-ነጋሢ
መካነ ሰላም እምነ እመ ደቅ ፍድፉድ ወብዙሕ፣
ዘምስለ እሉ ካህናት ደቂቃ ዘልማዶሙ ተጊህ፣
በስብሐት ውስተ ማሕደሪሃ ትትፌሳሕ።

(መካነ ሰላም ናይ ደብርና ስም እዩ።)

ሰዋስው ቻናል ሊንክ 👇
https://t.me/SewasewTimhrti

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Nov, 19:01


Live stream finished (1 hour)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Nov, 18:52


ልዝምር እንድሕር ዘየለ ክዓፁዎ ድሓን ሕደሩ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Nov, 18:11


https://t.me/+LTgOzPBH_5k4NTZk

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Nov, 17:10


ዕልልልልልልል
ዕልልልልልልል
ዕልልልልልልል

ይባቤ የብቡ/የብባ

ዝማሬ መላእክት ያስምዕ ለነ🙏🙏🙏🙏

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Nov, 17:10


ናይ ሕዳር ጽዮን መዝሙራት
ይዝመር ኣሎ ብመዘመራን🙏🙏🙏

እተዉ ንዘምር ንመሃር ሓቢርና🙏🙏🙏

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Nov, 17:05


ብመዝሙር እንጀምር
ብመዝሙር እንወድእ

እትዝምሩ ዘምሩ🙏🙏

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Nov, 17:02


Live stream started

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Nov, 17:02


  2:00/8:00
#ንትጋባእ አርድእተ ግዕዝ ኵልነ ፣
እስመ ናሁ በጽሐ ሰዓትነ
#እንሆ ስለዝበጸሐ ሰዓትና ፣
ንትኣከብ ተምሃሮ ግዕዝ ኹልና።

ሰዋስው ቻናል ሊንክ 👇
https://t.me/SewasewTimhrti

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Nov, 16:13


ብተወሳኺ ንእስተይ ስለ ተቃርኖ ግስ ክንርኢ ኢና።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

30 Nov, 15:44


ብነባራት ዓናቅጽ ምሉእ ሐሳብ ንመሥርት።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Nov, 09:14


ብተወሳኺ ስለ ግስን ረባሕታን ንምርዳእ
እዚ ናይ ዓሚ ቅዳሕ ንስመዐዮ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Nov, 09:12


አርእስተ ግስ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Nov, 08:59


ኣብቱ ምድብ ተመዲብኹም ዘሎኹም
ኣብ ፕሮፋይልኹም ብዘሎ ስም ወይ ጥቕሲ ወዘተ... እዩ ተጻሒፉ ዘሎ ስምኹም።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Nov, 08:27


እዚ ናይ ጉጅለ ግሩፕ ዕዮ ገዛ ብሓባር እንሠርሐሉን በብባዕለና ልሳነ ግእዝ እንለማመደሉን እንመሃረሉን ግሩፕ እዩ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Nov, 08:22


ምድብና እናራእና ንእተው።

ሱቕ ኢልና ሊንክ ነኺእና ኣይንእተው።
ስሙ ኣብዙ ጉጅለ ዝተጽሓፈ ጥራሕ እዩ ናብዙ ጉጅለ ዝኣቱ።
ሓደ ሰብ ኣብ ሓደ ግሩፕ ጥራሕ እዩ ዝኣቱ።

ዘይተመደብኹም ጥራሕ ሓዱሽ ናይ ጉጅለ ግሩፕ ክለኣኸልኹም እዩ ናብኡ ክትኣትዉ ኢኹም።

ንሓሳብን ርኢቶን
ብ @Ggmgeez ርኸቡና።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Nov, 08:20


      ጉጂለ መ
   ገነት ገብረኣረጋዊ

1=በመኑ በኣምሳለ መኑ ናስተማስለኪ
2=ሳሪቲ
3=Letush💚ቀዳሚሁ ቃል ዉእቱ
4=Ngsti Araye
5=ዛፋ ሓፍቲ ሰሉ
6=ወለተ መድህን በርሀ
7=tekleweyni teklay
8=ማሾ ጸጋይ (እመ ተናገርኩ ፅድቀ
9= አመተ ሚካኤል:(psalm
10=ኢየሩሳሌም ሃይላይ
11=✝️ ዮዳሄ✝️🌱🌱🌱  
12=mebrat ✝️Ze Tewahdo
13=ብርትኳን ታደለ  ሕጉስቲ እየብ
14=ኑሓሚን /ቦሮኒካ/ዘነገደ ሳባዉያን
15=ዕፀጳጦስ ዘሲና
16=ኪዳን ሓድጉ (ኦ ጎይታ አብ ዝመጽእ
17=ከም ፍቃድካ ይኹን አምላከይ
18=HAWELIT REDAE የጌታ ባርያ
19=Genet
20=Brhan

             

👉👉 ኣስማትኹም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ ጉጅለ "መ" ዝኾንኹም ጥራሕ ናብዚ ግሩፕ እተዉ።
ስሙ ኣብዚ ዘይተጽሓፈ ክኣቱ የብሉን።

ናይ ጉጅለ መ  👇ግሩፕ ሊንክ
https://t.me/+BB-2N8p0LONiMzNk

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Nov, 08:20


ጉጂለ ሀ

ራህዋ አለሙ

1=አልጋነሽ ደመወዝ አብ ተዋህዶ
2=ናሁ ሠናይ
3=መርሐዊት/ግእዝ
4=ጸጋብርሃን@መኑ
5=ፍኖተ መርሶ
6=ጓል መልአከ ምሕረት(መዓዛ
7=ሰንታዮህ ቦጋለ ተስፋይ
8=መለሰ ሓጎስ የመድሃኒኣለም ል
9=ፍረ ማሕበር ህጻን ቅዱስ
10=ኪሮስ 🌹🕊እሰመ አልቦ
11=Brkti TekLe
12=Genet  
13=ሮማን ኣብርሃ
14=ወለተ መድህን)ጓል ቅዱስ ሚ
15=ንኩሉ ተዓዘቦ📖ነቲ ስናይ ሰዓቦ 🕊👏
16=Smuel Tesfadet
17=Abeba ገብረ እግዚአብሔር
18=ድንግል ማርያም መራሒት መንገደይ
19=ሀፀራ ለባህር በአናቅፅ
20=Rebuni Yahweh

     
    
ኣስማትኹም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ ጉጅለ "ሀ" ጥራሕ ናብዚ ግሩፕ እተዉ።
ስሙ ኣብዚ ዘይተጽሓፈ ክኣቱ የብሉን።

ጉጅለ ሀ 👇 ሊንክ
https://t.me/+p1kfAuT5zW85OGVk
         

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Nov, 08:20


ጉጅለ "ረ"
1=ጸዳል ማርያም/////ፍትወይ ናተይ እዩ
2=ትርሓስ ሓጎስ
3=ወለተእግዚእ ዝናባ ምሕረት
4=ወለተ ፃድቃን ድኹም
5=Addisalem Assefa
6=ክብራለም ወለገሪኤል
7=ኪዳን መዝገበ ጥዑም ዉእቱ ፍሬሃ
8=ቅሳነት (ህሪተ ሰላሴ)👏
9=ለተብርሃ💒 .
10=ካሕሱ ረዳኢ ኪዳና ምህረት አደይ ዋሕሰይ
11=ልእልቲ ንኩሉ ግዜ አለዎ💞ተስፋ ጥራሕ
12=ወለተ ትንሳኤ
13=የድንግል ማርያም ልጅ/💒/ወለተ ሰንበት
14=Selam
15=ወለተ ኪዳን 💒[[እግዚኦ ተዘከረነ በዉስተ
16=Aster Almseged በቲ ሓይሊ ዚህበኒ
17=David
18=Masho Brhane((ከም ፈቃድካ ይኩን
19=+HdAaT
20=Rigbe Hailu


👉👉 ኣስማትኹም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ ጉጅለ "ሀ" ጥራሕ ናብዚ ግሩፕ እተዉ።
ስሙ ኣብዚ ዘይተጽሓፈ ክኣቱ የብሉን።

ናይ ጉጅለ ረ ግሩፕ 👇 ሊንክ

https://t.me/+t0mttv8imc0wMDc0

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Nov, 08:20


   ጉጂለ ሰ
w/T MEDIHIN /አቢ ውዕለቱ ዘክሪ ነፍሰይ
         
1=SELAM መዝ 37:4 ብእግዚኣብሄር
2=(Sara kahsu....ወለላይቱ እመ
3=እፀ ሂወት/ ወለተ ህይወት ሞዕራፈ ነሽ
4=Selu💒ZeChristos📚
5=MOGES MERESA
6=fana gual keshi
7=ድግለይ ብመንገድኺ ምርሕኒ
8=ዮዳሄ/
9=Romhay
10=ሀፀራ ለባህር በአናቅፅ
11=Egzieharea+ እመብርሃን
12=ቤት እግዛብሄር ንክድ መስ በ
13=ወለተ ብርሃን (ጋል ኣባ ሰላማ )
14=አቢ ውዕለቱ ዘክሪ ነብሰይ
15=ሰናይት ሓለፎም
16=ኢየሩሳሌም ሃይላይ
17=ቅሳነት ኪዳኑ
18=በመኑ በኣምሳለ መኑ ናስተማስለኪ
19=ሃወልቲ ጎይቶኦም (ሩፍታ ልበይ ድንግል ማርያም)
20= ሂሪት ገብረ ሂወት


👉👉 ኣስማትኹም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ ጉጅለ "ሀ" ጥራሕ ናብዚ ግሩፕ እተዉ።
ስሙ ኣብዚ ዘይተጽሓፈ ክኣቱ የብሉን።

ናይ ጉጅለ ሀ 👇 ግሩፕ ሊንክ
https://t.me/+O465DEnRe1NhMWU0

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Nov, 08:20


  ጉጂለ ሐ
   ራሄል ካሕሳይ

1=ወለተብርሃን ቀሲስ ገብረስላሴ
2=Tsegaynesh Selemun
3=ንግስቲ አማረ /መኑ ያኀድገኒ
4=Rshan ፍቅሪ ኣለኒ ፍቅሪ ኪዳ
5=welete 🌹 Hiwet🌸Aregawi
6=አመተ ሥላሴ ኢየሱስ ክርስቶስ
7=ጎተይቶም እንዳሓው(✝️❤️👸
8=ሓረገወይኒ ሓጎስ ዘተዋህዶ
9=መን እሞ ከማኪ ድንግለይ 💜
10=ፀጋ ጓል እመብርሃን
11=አለም ጓል ኪዳነ ምህረት💜        
12=ኹሉ ንፅቡቅካ እዩ         
13=ቅሳነት ጓል ሃለቃ
14=Trhas welete Mar Yam እዓዚኦ ም
15=ቃል ኪዳን አንሥኦ እግዚእ ኪዳነ ድን
16=ፎትየን አብርሃ
17=ሜሮን ሰላም ለኪ ማርያመይ
18=እናቴ ወደሽሎዉ እናቴወደሽሎዉ
19=መብሪሄት ወለተ ሚኪኤል
20=እየሩ ሳሌም/ አመተ ሚካኤል)

👉👉 ኣስማትኹም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ ጉጅለ "ሐ" ጥራሕ ናብዚ ግሩፕ እተዉ።
ስሙ ኣብዚ ዘይተጽሓፈ ክኣቱ የብሉን።

ናይ ጉጅለ ሐ👇ግሩፕ ሊንክ

         https://t.me/+XkRJUD9DMDNlMzlk

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

22 Nov, 08:20


     
           ጉጂለ (ለ)
ተክለ ሃይማኖት

1=ፅላልም ቃሺ ዘርሓንስ ሃፍቱ
2=ምጽላል በቲ ሓይሊ ዝህበኒ
3=ተመስገን አምላኬ
4=ገብርኤል ይላል አንድበቴ
5=Arseama Haftu
6=የመሲሁ ልጅ ነኝ ኢየሱስ
7=ኦኣምላክ ልቢ ልድያ ዝከፍትካ
8=ድንግለይ ንኩሉ ባዕልኺ
9=Temsgan Amlak
10=ኣስኳል ኪሮስ ተዘከረኒ
11= ዝዕገስ እዩ ሓያል      
12=kiDSAN Ze Maryam
13=ደስበለ
14=Netsanet Haftu ዉዕሎቱ
15=ብርሃነ ረዳኢ((ወለተ ችሮስ))
16=Etsay Gebre
17=Azeb🦋gnesh ovesf🔰
18=positive Thinker
19=ኣወጣሽ❤️እቲ ዝምካሕ ብእግዚአብሄር
20=ማርያም አደ ጎይታ (ጥዕምዝጊ)


           
👉👉 ኣስማትኹም ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ ጉጅለ "ለ" ጥራሕ ናብዚ ግሩፕ እተዉ።
ስሙ ኣብዚ ዘይተጽሓፈ ክኣቱ የብሉን።

ናይ ጉጅለ ለ 👇 ግሩፕ ሊንክ
https://t.me/+s-CHf0HdQyMxMDQ0

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

21 Nov, 08:17


#እንኳዕ_ናብ_ዝኸበረ_ዓመታዊ
#ናይ_ቅዱስ_ሚካኤል_በዓል__ሕዳር_፲፪ #ኣብጸሐና/ኩም።

#ወጸራሕነ_ኀበ_እግዚአብሔር
ወሰምዐ እግዚአብሔር ቃለነ
ወፈነወ መልአኮ ወአውጽአነ እምነ ግብፅ

ትርጉም ፦ ናብ እግዚአብሔር ጠራዕና እግዚአብሔር ድማ ጥርዓና /ልመናና/ ሰምዐና
መልኣኩ ልኢኹ ድማ ካብ ግብፂ ኣውጸአና።
/ዘኍ. ፳ ፥ ፲፮ /
ሎምዓንቲ እስራኤላውያን ካብ ናይ ግብፂ ንጉሥ ፈርዖን ከቢድ ኣገዛዝኣ ብእግዚአብሔር ምሕረት ብቅዱስ ሚካኤል ተራዳኢነት ባሕሪ ኤርትራ ተሳጊሮም ሓራ /ናጻ/ ዝወጽሉ፣
ናይ ፈርዖን ሕይወት ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ዝተረፈትሉ
እስራኤላውያን ምስ ሙሴን አሮንን ብዓብዪ ምስጋና ንእግዚአብሔር ዘመስገንሉ ብኢድ ሰብ ተገይሩ ዘይፍለጥ ዘደንቕ ተአምር ዝተርኣየሉ ዓብዪ በዓል እዩ።

ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ንጹህ ልብና ጥርዓን
/ጸሎት/ እንተኣቕሪብናሉ ይሰምዐና እዩ።
ብቅዱሳን መላእኽትን ቅዱሳን ሰባትን ተራዳኢነት'ውን ይሕልወና እዩ።

እግዚአብሔር ኣምላኽ
ካብ ዘለና ከቢድ ሓጢኣት መግዛእቲ ቅዱስ ሚካኤል ልኢኹ ሓራ ንክውጸአና ምሕረቱ ትብዘሐልና።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

21 Nov, 04:26


ትማሊ ረቡዕ ዕለት ፲፩ ትምህርቲ ዝተኸታተሉ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 20:18


ሎምዓንቲ ዝነበሩ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 18:19


Live stream finished (1 hour)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 18:18


ምዕራፍ ፬ ክፍሊ ፲፫ /ተአምኆ፣ አስተአምሮ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 18:18


ዘዮም/04/03/2017/ ትምርተ ልሳነ ግእዝ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 17:42


እታ ሰላምታ በልዋ ኽልተ ሰባት

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 17:39


አበየነ ኒቶርክ
መኑ ውእቱ ዘይመክሮ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 17:39


ኒቶርክ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 17:37


ተለማመድዎ።👆

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 17:29


ወዐለ = ወዓለ
ሐደረ= ሓደረ
መስየ = መሸየ
ዳሕና = ዳሕና
አብ = አቦ
እም = ኣዶ
እኍ = ሓው

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 17:00


  2:00/8:00
#ንትጋባእ አርድእተ ግዕዝ ኵልነ ፣
እስመ ናሁ በጽሐ ሰዓትነ
#እንሆ ስለዝበጸሐ ሰዓትና ፣
ንትኣከብ ተምሃሮ ግዕዝ ኹልና።

ሰዋስው ቻናል ሊንክ 👇
https://t.me/SewasewTimhrti

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 16:59


Live stream started

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

13 Nov, 12:46


ተለማመድዎ።👆

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

07 Nov, 19:18


ሓደ ሓወይ ንክምለሰሉ ዝለኣኾ እዩ።
እስቲ ንሕና'ውን ብእግሪ መንገድና ንለማመዶ👇👇👇

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

07 Nov, 17:41


#ትምህርቲ_ቅኔን_ንባብን ውዳሴ ማርምን ብቐዋሚ ምምሃር እትደልዩ ተመዝገቡ።

ብዚ 👇 ኣቲኹም ተመዝገቡ።
   @Ggmgeez
☎️ +251945094684

ትምህርቲ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ስለንጅምር ፈጢንኹም ተመዝገቡ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

07 Nov, 09:38


ሕጉ ዝሓለወ አየኑ እዩ👆

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

06 Nov, 18:35


Live stream finished (1 hour)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

06 Nov, 17:02


Live stream started

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

06 Nov, 17:00


  2:00/8:00
#ንትጋባእ አርድእተ ግዕዝ ኵልነ ፣
እስመ ናሁ በጽሐ ሰዓትነ
#እንሆ ስለዝበጸሐ ሰዓትና ፣
ንትኣከብ ተምሃሮ ግዕዝ ኹልና።

ሰዋስው ቻናል ሊንክ 👇
https://t.me/SewasewTimhrti

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

06 Nov, 16:46


ምዕራፍ ፫ ክፍሊ ፲
በእንተ መራሕያን ( ክንዲ ስም )

❖ ትርጉምን ኣገልግሎትን መራሕያን
❖ ቑጽሪ መራሕያን
❖ መራሕያን ምስ ትርጉሞምን መደቦምን ቅድመ ሳዓቦምን  ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

06 Nov, 15:35


ሰላም ለክሙ

ሎምዓንቲ እንመሃረን ኣርእስቲ ዝቐደመ ብዝርዝር ይጽሓፍ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

06 Nov, 13:51


#ትምህርቲ_ቅኔን_ንባብን ውዳሴ ማርምን ብቐዋሚ ምምሃር እትደልዩ ተመዝገቡ።

ብዚ 👇 ኣቲኹም ተመዝገቡ።
   @Ggmgeez
☎️ +251945094684

ትምህርቲ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ስለንጅምር ፈጢንኹም ተመዝገቡ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

05 Nov, 14:40


#ትምህርቲ_ቅኔን_ንባብን ብቀዋምነት ጀሚርና ኣለና።
ቅኔ ፣ ንባብ ምስ ውዳሴ ማርያም ብቐዋሚ ምምሃር እትደልዩ በውሽጢ ኣናግሩኒ።

መተሓሳሰቢ ፦ ቅኔ ንምምሃር ዝደሊ ሰብ መጀመርታ
ናይ ግእዝ ንባብን፣ ውዳሴ ማርያምን ዝኣምሰለ... ብዝግባእ ዝተመሃረ ክኾን ኣለዎ።
ንባብ ንምምሃር ድልየትን ትኹረትን ጥራሕ ክህልዎ ይግባእ።
ብዚ 👇 ኣቲኹም ተመዝገቡ።
@Ggmgeez
☎️ +251945094684

ንቅኔ 7 ንንባብ ምስ ውዳሴ ማርያም 6 ሰባት ተመዝጊቦም ኣለዉ/ዋ።
ትምህርቲ ኣብ ቀረባ ንጅምር ኢና እትደልዩ ፈጢንኹም ተመዝገቡ።
👉  @Ggmgeez

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Nov, 19:14


Live stream finished (2 hours)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Nov, 17:56


ብዚኣ ረአይዋ👆

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Nov, 17:52


https://t.me/+LTgOzPBH_5k4NTZk

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Nov, 17:14


እዚ 👆ስንክሳር እዩ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

04 Nov, 17:07


...👆

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

29 Oct, 10:35


👆 እዚአን ግዕዝን ውርድን ንባባት ምሰኣጽናዕኽምዎን
ቁም ንባብ ክልእኸልኹም እየ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

29 Oct, 10:33


ውርድ/ዲ ንባብ/መልእክተ ዮሐንስ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

29 Oct, 10:33


ግዕዝ ንባብ/መልእክተ-ዮሐንስ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

29 Oct, 08:30


ግእዝ ፣ ውርዲ ንባብ /ክፍሊ ፮

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Oct, 19:32


🔔📣 📚🎁
እዘን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ መጻሕፍቲ
#ልሳናተ_ሴም (ዓብዪ ናይ ግዕዝ መጽሓፍ)
ወይ #ሸውዓቲኦም_ምሥጢራተ_ቤተ_ክርስቲያን
#ዝሽለም_መን'ዩ? #እትሽለም_መን'ያ
🎁🎁🎁📚📚📚📖
#ካብ 20 ወይ ካብ 30 ንዓቐብ ሰባት ናብ ሰዋስው ግሩፕ #ኣድ (Add) ብምግባር
ብዙሕ ተኸተልቲ ዘለኩም ድማ ናይ ሰዋስው ቻናል ሊንክ ኣብ ፌስቡክን ኻልኦት ማሕበራዊ ሚድያን #ሼር ብምግባር ከምኡ'ውን ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሕቶ ብምስታፍ
#ልሳናተ_ሴም (ዓብዪ ናይ ግዕዝ መጽሓፍ)
ወይ #ሸውዓቲኦም_ምሥጢራተ_ቤተ_ክርስቲያን
ንመበረታትዒ #ተሸለሙ።

እዚ መደብ ሽልማት ቀዳም እዩ ዝውዳእ።
ቀዳም ተሸለምትን ሽልማትን ነፍልጥ ኢና።

ተሠርገወ = ተሸለመ /ተሠለመ ፣ ተጋየጸ
ተሠርገዉ = ተሸለሙ
ተሠርገዋ = ተሸለማ
ሠርጕ ፣ ሥርጋዌ = ሽልማት

ኣብኡ ሰብአ ኀበ ሕብረትነ = ናብ ግሩፕና/ቻናልና ሰባት ኣድ ግበሩ/ኣእትዉ።

መስተራክብ/ምእታወ-ኍልቍ = ሊንክ👇
ሰዋስው ቻናል👇
https://t.me/SewasewTimhrti

ሰዋስው ግሩፕ 👇 ኹልና እንሳተፈሉ ግሩፕ
https://t.me/+LTgOzPBH_5k4NTZk

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Oct, 19:26


Live stream finished (2 hours)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Oct, 18:20


.👆

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Oct, 17:55


ብዚ ግሩፕ ንጽሓፍ👆

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Oct, 17:55


ሓሳብን ርኢቶን ከምኡ'ውን ብጽሑፍ በብባዕልና ንምልምማድ
እዚኣ👇 ግሩፕ ኣላ። ዘይኣተኹም እተዉ።
ሰብ'ውን ኣድ (Add) ግበሩ።
ሊንክ 👇
https://t.me/+LTgOzPBH_5k4NTZk

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Oct, 17:01


Live stream started

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Oct, 17:01


  2:00/8:00
#ንትጋባእ አርድእተ ግዕዝ ኵልነ ፣
እስመ ናሁ በጽሐ ሰዓትነ
#እንሆ ስለዝበጸሐ ሰዓትና ፣
ንትኣከብ ተምሃሮ ግዕዝ ኹልና።

ሰዋስው ቻናል ሊንክ 👇
https://t.me/SewasewTimhrti

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Oct, 15:59


ሎምዓንቲ እዚኦም ኢና ንመሃር
እናጽናዕና ንጽናሕ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Oct, 15:58


ትሞህርቲ ግእዝ ንባብ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

28 Oct, 15:34


ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን pinned «🔔📣 📚🎁 እዘን ኣብ ላዕሊ ዘለዋ መጻሕፍቲ #ልሳናተ_ሴም (ዓብዪ ናይ ግዕዝ መጽሓፍ) ወይ #ሸውዓቲኦም_ምሥጢራተ_ቤተ_ክርስቲያን #ዝሽለም_መን'ዩ? #እትሽለም_መን'ያ 🎁🎁🎁📚📚📚📖 #ካብ 20 ወይ ካብ 30 ንዓቐብ ሰባት ናብ ሰዋስው ግሩፕ #ኣድ (Add) ብምግባር ብዙሕ ተኸተልቲ ዘለኩም ድማ ናይ ሰዋስው ቻናል ሊንክ ኣብ ፌስቡክን ኻልኦት ማሕበራዊ ሚድያን #ሼር ብምግባር ከምኡ'ውን ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሕቶ…»

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

24 Oct, 18:24


መልሱ = መ እዩ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 20:33


ዘዮም ትምህርት ክፍሊ ፬ በእተ ግእዝ  ኁልቐ/ቁጽሪ ⤴️

ብመምህርነ መምህር ግርማይ

ያስምእ ለነ ቃለሂወት መምህርነ

ንመምህር ቃለ ሂወት የስመዕልና ዕድመን ጥዕናን የሃበልና


ሓሳብ ሕቶ ንዘለኩም
መ/ር ግርማይ ገ/ተክለ +251945094684⤴️

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 18:49


ናይ ወርሒ አቆጻጽራ ብግእዝ

አሚሩ = ፩ /ሐደ መዓልቲ
ሰኑዩ = ፪
ሠሉሱ ፫
ረቡዑ ፬
ሐሙሱ ፭
ሰድሱ ፮
ሰቡዑ ፯
ሰሙኑ ፰
ተስዑ ፱
ዐሥሩ ፲
ዐሥሩ ወአሚሩ ፲፩
ዐሥሩ ወሰኑዩ ፲፪
ዐሥሩ ወሠሉሱ ፲፫ ...


ዕሥራ (ዕሥራሁ) ወአሚሩ ፳፩
ዕሥራ (ዕሥራሁ)ወሰኑዩ ፳፪ ...

ዕሥራ ወተስዑ ፳፱
ሠላሳሁ ፴ ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 18:41


#ብዛዕባ መሠረታውያን ቑጽርታት ግዕዝ
ኣጸሓሕፎኦምን ኣደማምፅኦምን ንምርኣይ
ኣብዚ Fb ኣቲኹም ስምዑታ።
ብእግረ መንገድኹም'ውን ፎሎው በሉ።
   ፌስቡክ Link 👇
https://www.facebook.com/profile.php?id=100090088068128&mibextid=JRoKGi

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 18:34


Live stream finished (1 hour)

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 17:00


  2:00/8:00
#ንትጋባእ አርድእተ ግዕዝ ኵልነ ፣
እስመ ናሁ በጽሐ ሰዓትነ
#እንሆ ስለዝበጸሐ ሰዓትና ፣
ንትኣከብ ተምሃሮ ግዕዝ ኹልና።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 16:59


Live stream started

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 15:42


ናይ ግእዝ  ቁጽርታት
አልቦ =0
፩ አሐዱ =1 ኣሚሩ
፪ ክልኤቱ =2
፫ ሠለስቱ =3
፬ አርባዕቱ =4
፭ ሐምስቱ =5
፮ ስድስቱ =6
፯ ስብዓቱ =7
፰ ስመንቱ 8
፱ ተሰዓቱ 9
፲ አሠርቱ 10
፲፩ አሠርቱ ወአሐዱ 11
፲፪ አሠርቱ ወክልኤቱ 12
፲፫ አሠርቱ ወሠለስቱ 13
፲፬ አሠርቱ ወአርባዕቱ 14
፲፭ አሠርቱ ወሐምስቱ 15
፲፮ አሠርቱ ወስድስቱ 16
፲፯ አሠርቱ ወሰብዓቱ 17
፲፰ አሠርቱ ወስመንቱ 18
፲፱ አሠርቱ ወተሰዓቱ 19
፳ እስራ 20
፳፩ እስራ ወአሐዱ(ወአሚሩ)  21
፳፪ እስራ ወክልኤቱ ( ወሰኑዩ)  22
፳፫ እስራ ወሠለስቱ 23
፳፬ እስራ ወአርባዕቱ 24
፳፭ እስራ ወሐምስቱ 25
፳፮ እስራ ወስድስቱ 26
፳፯ እስራ ወሰብዓቱ 27
፳፰ እስራ ወሰመንቱ 28
፳፱ እስራ ወተሰዓቱ 29
፴ ሠላሳ 30
፴፩ ሠላሳ ወአሐዱ 31
፴፪ ሠላሳ ወክልኤቱ 32
፴፫ ሠላሳ ወሠለስቱ 33
፴፬ ሠላሳ ወአርባዕቱ 34
፴፭ ሠላሳ ወሐምስቱ 35
፴፮ ሠላሳ ወስድስቱ 36
፴፯ ሠላሳ ወሰብዓቱ 37
፴፰ ሠላሳ ወሰመንቱ 38
፴፱ ሠላሳ ወተሰዓቱ 39
፵ አርብዓ 40
፶ ሃምሳ 50
፷ ስድሳ 60
፸ ሰብዓ 70
፹ ሰማንያ 80
፺ ተሰዓ 90
፻ ምዕት 100
፻፩ ምዕት ወአሐዱ 101
፻፪ ምዕት ወክልኤቱ 102
፻፫ ምዕት ወሠለስቱ 103
፻፬ ምዕት ወአርባዕቱ 104
፻፭ መዕት ወሐምስቱ 105
፻፮ ምዕት ወስድስቱ 106
፻፯ ምዕት ወሰብዓቱ 107
፻፰ ምዕት ወስመንቱ 108
፻፱ ምዕት ወተሰዓቱ 109
፻፲ ምዕት ወአሠርቱ 110
፻፲ወ፩ ምዕት አሠርቱ ወአሐዱ 111
፻፲ወ፪ ምዕት አሠርቱ ወክልኤቱ 112
፻፲ወ፫ ምዕት አሠርቱ ወሠለስቱ 113
፻፲ወ፬ ምዕት አሠርቱ ወአርባዕቱ 114
፻፲ወ፭ ምዕት አሠርቱ ወሐምስቱ 115
፻፲ወ፮ ምዕት አሠርቱ ወስድስቱ 116
፻፲ወ፯ ምዕት አሠርቱ ወሰብዓቱ 117
፻፲ወ፰ ምዕት አሠርቱ ወስመንቱ 118
፻፲ወ፱ ምዕት አሠርቱ ወተሰዓቱ 119
፻፳ ምዕት ወእስራ 120
፻፴ ምዕት ወሠላሳ 130
፻፵ ምዕት ወአርብዓ 140
፻፶ ምዕት ወሃምሳ 150
፻፷ ምዕት ወስድሳ 160
፻፸ ምዕት ወሰብዓ 170
፻፹ ምዕት ወሰማንያ 180
፻፺ ምዕት ወተሰዓ 190
፪፻ ክልኤቱ ምዕት 200
፪፻ወ፩ ክልኤቱ ምዕት ወአሐዱ 201
፪፻ወ፪ ክልኤቱ ምዕት ወክልኤቱ 202
፪፻ወ፫ ክልኤቱ ምዕት ወሠለስቱ 203
፪፻ወ፬ ክልኤቱ ምዕት ወአርባዕቱ 204
፪፻ወ፭ ክልኤቱ ምዕት ወሐምስቱ 205
፪፻ወ፮ ክልኤቱ ምዕት ወስድስቱ 206
፪፻ወ፯ ክልኤቱ ምዕት ወሰብዓቱ 207
፪፻ወ፰ ክለኤቱ ምዕት ወስመንቱ 208
፪፻ወ፱ ክልኤቱ ምዕት ወተሰዓቱ 209
፪፻ወ፲ ክልኤቱ ምዕት ወአሠርቱ 210
፪፻፲ወ፩ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወአሐዱ 211
፪፻፲ወ፪ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወክልኤቱ 212
፪፻፲ወ፫ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወሠልስቱ 213
፪፻፲ወ፬ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወአርባቱ 214
፪፻፲ወ፭ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወሐምስቱ 215
፪፻፲ወ፮ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወስድስቱ 216
፪፻፲ወ፯ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወሰብዓቱ 217
፪፻፲ወ፰ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወሰመንቱ 218
፪፻፲ወ፱ ክልኤቱ ምዕት አሠርቱ ወተሰዓቱ 219
፪፻፳ ክልኤቱ ምዕት ወእስራ 220
፪፻፴ ክልኤቱ ምሪዕት ወሠላሳ 230
፪፻፵ ክልኤቱ ምዕት ወአርብዓ 240
፪፻፶ ክልኤቱ ምዕት ወሃምሳ 250
፪፻፷ ክልኤቱ ምዕት ወስድሳ 260
፪፻፸ ክልኤቱ ምዕት ወሰብዓ 270
፪፻፹ ክልኤቱ ምዕት ወሰማንያ 280
፪፻፺ ክልኤቱ ምዕት ወተሰዓ 290
፫፻ ሠለስቱ ምዕት 300
፬፻ አርባዕቱ ምዕት 400
፭፻ ሐምስቱ ምዕት 500
፮፻ ስድስቱ ምዕት 600
፯፻ ስብዓቱ ምዕት 700
፰፻ ስመንቱ ምዕት 800
፱፻ ተሰዓቱ ምዕት 900
፲፻ አሠርቱ ምዕት 1000
፳፻ እስራ ምዕት 2000
፴፻ ሠላሳ ምዕት 3000
፵፻ አርብዓ ምዕት 4000
፶፻ ሃምሳ ምዕት 5000
፷፻ ሳድስ ምዕት 6000
፸፻ ሰብዓ ምዕት 7000
፹፻ ሰማንያ ምዕት 8000
፺፻ ተሰዓ ምዕት 9000
፻፻ እልፍ 10,000
፪፻፻ ክልኤቱ እልፍ 20,000
፫፻፻ ሠለስቱ እልፍ 30,000
፬፻፻ አርባዕቱ እልፍ 40,000
፭፻፻ ሐምስቱ እልፍ 50,000
፮፻፻ ስድስቱ እልፍ 60,000
፯፻፻ ሰብዓቱ እልፍ 70,000
፰፻፻ ስመንቱ እልፍ 80,000
፱፻፻ ተሰዓቱ እልፍ 90,000
፲፻፻ አሠርቱ እልፍ 100,000
፳፻፻ እስራ እልፍ 200,000
፴፻፻ ሠላሳ እልፍ 300,000
፵፻፻ አርብዓ እልፍ 400,000
፶፻፻ ሃምሳ እልፍ 500,000
፷፻፻ ስድሳ እልፍ 600,000
፸፻፻ ሰብዓ እልፍ 700,000
፹፻፻ ሰማንያ እልፍ 800,000
፺፻፻ ተሰዓ እልፍ 900,000
፻፻፻ አእላፋት 1,000,000
፲፻፻፻ ትእልፊት 10,000,000
፻፻፻፻ ትልፊታት 100,000,000
፲፻፻፻፻ ምእልፊት 1,000,000,000

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 15:41


፩. ሰላም ለክሙ አኃውየ ወአኃትየ
፪. እፎ ወዐልክሙ አኃውየ ወአኃትየ
፫. በሀክሙ አኃውየ ወአኃትየ

፩. ሰላም ንዓኹም ይኹን ኣሕዋተይን ኣሓተይን።
፪. ከመይ ውዒልኹም ኣሕዋተይን ኣሓተይን።
፫. ከመይ ኣለኹም ኣሕዋተይን ኣሓተይን።


#ዮም ንትሜሀር ዘይተለዉ አርእሰተ
ሎምዓንቲ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስትታት ክንመሃር ኢና።

ረቡዕ ዕለት ፲፫
ምዕራፍ ፩ ክፍሊ ፬ በእንተ ኊልቍ/ስለ ቑጽሪ  ኍልቋት/ቑጽርታት

፩ ትርጉምን ኣገልግሎትን ቑጽሪ

፪ መሠረታውያን ሥሩዓት ቑጽርታት ግዕዝ ካብ ፩ ክሳብ ፻ ብምልክትን ብፊደልን

፫ ናይ ተባዕታይን ኣንስታይን ቑጽሪ

፬ ቃላት ቑጽርታት ግእዝ ካብ ግሲ ክወጹ እንተለዉ።

፭ ኣቈጻጽራ ዕለታትን ኣዋርሕን /ካብ ፩ ክሳብ ፴

በሰላም ያስተራክበነ እግዚአብሔር
ወይክሥት ለነ ምሥጢረ ዘስዉር።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 15:00


ሰላም ለክሙ

ሎምዓንቲ እንመሃረን ኣርእስቲ ብዝርዝር ዝቐደመ ይጽሓፍ።

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 14:55


ሓሳብን ርኢቶን ከምኡ'ውን ብጽሑፍ በብባዕልና ንምልምማድ
እዚኣ👇 ሓሳብ መግለጺት ግሩፕ ኣላትኩም። ዘይኣተኹም እተዉ።
👇
https://t.me/Sewasewhasab

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 14:16


ብዛዕባ መሠረታውያን ቑጽርታት ግዕዝ
ኣጸሓሕፎኦምን ኣደማምጸኦምን
ኣብዚ Fb ኣቲኹም ተኸታተሉ።
ብእግረ መንገድኹም'ውን ፎሎው ሼር... ግበሩ።
👇👇👇
https://www.facebook.com/100090088068128/videos/3693920480861116/

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 13:20


እተዉባ ተኸታተሉ ኣብ ፌስቡክ

ሰዋስው ግእዝን መንፈሳዊ ትምህርትን

23 Oct, 13:04


ሰላም ለክሙ
#ቑጽሪ_ግዕዝ ምጽሓፍን ምንባብን እንደሊ
ድሕሪ 10 ደቓይቕ ብLive ብዛዕባ ቑጽሪ ግዕዝ ክንመሃሃር ኢና ንዳለው።

#ሼር
ፌስቡክ Link 👇
https://www.facebook.com/profile.php?id=100090088068128&mibextid=JRoKGi