𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ @mahderkiya Channel on Telegram

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

@mahderkiya


ምድረ ፅዬን ዓዲ ቀዶሞት ትግራይ ዓባይ ኩሉ እቲ ሕማቅኪ ካባኺ ይርሓቕ። ፁፁይ ሓበሬታ ብእዋኑ ካብ ማህደር ቅያ @mahderkiya ርኸቡ።

ዝኾነ ሓበሬታ (ሪኢቶ) ብዉሽጢ መስመር ክትልእኩልና እንትደሊኩም ➻ @mahdernabot ቦት ሰደዱልና 🙏

𝐉𝐨𝐢𝐧 𝐔𝐬: https://t.me/mahderkiya
𝐅𝐚𝐜𝐞𝐛𝐨𝐨𝐤: fb.me/mahderkiyana

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ (Amharic)

ማህደር ቅያ | 𝐌ahder 𝐊iya ከአሜሪካ ልዩ የሆነ ሚልዮን አፕ በትምህርት እና ቀዳም ማህደር ቅያ የሚገኝባቸውን ሙዚቃዎችን ሳይቀበሉ ይህ ካንፊኔም በቀድሞ ብቻ ነው። ይህ ካንፊኔም እና ምድረፅዬን ቢሆንም ሙዚቃዎችን እንድትረዳ እንደገና ነው። እንዲያመክረው ከሚለው አካባቢዎች ያሉት ምላሽ ሰዎች የመጣለትን መምሪያ መለያዎችን ይምታዋል። ምድረ ፅዬን ዓዲ ቀዶሞት የትግራይ ዓባይ ኩሉ አካባቢ ስለማህደር ቅያ እና አስተካክሎት ለመሆን እንጠይቃለን። ምንጣፍሽ ከለኩ።nnበፅፁም ሓበሬታ (ሪኢቶ) ብዉሽጢ መስመር ክትልእኩልና እንትደሊኩም ➻ @mahdernabot ቦት ሰደዱልና ምድረ ፅዬን ዓዲ ቀዶሞት ትግራይ ዓባይ ኩሉ ካባኺ ይርሓቕ። በሌላ ቦታ ተዘጋጁን።nnይህን ካንፊኔም በመጫን ተዘጋጅቾችን በማህደር ቅያ @mahderkiya ስለተዘጋጁ ዮጱን። በማዋጣት ይህን ካንፊኔም ድምፅ ትክክለኛለን።nnምድረ ፅዬን ዓዲ ቀዶሞት ትግራይ ዓባይ ኩሉ እቲ ሕማቅኪ ካባኺ ይርሓቕ። በፅፁጽ እናንተን ላይ እርዳን።nnየሚገኘው ቦታ: https://t.me/mahderkiyanፌሽቡክ: fb.me/mahderkiyana

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

25 Nov, 14:00


ኣዲስ አበባ የእሳት አደጋ አጋጥሞ በከፍተኛ ሁኔታ እየነደደ ይገኛል። የብልፅግናው መንግስት ይህ በተደጋጋሚ እየተፈጠረ ያለውን የእሳት አደጋ አፈጣኝ መፍትሄ ሊያደርግለት ይገባል።

ከሰባ ደረጃ በስተጀርባ አከባቢ ያለው ነው

@mahderkiya

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

21 Nov, 17:25


◍ ◍ ◍
ሩሲያ በዩክሬን ላይ ለመጀመሪያ ጊዜ የአህጉር አቋራጭ ሚሳዔል ጥቃት መፈጸሟን ኪዬቭ አስታውቃለች፡፡

ጥቃቱ ዩክሬን በአሜሪካ ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ይሁንታ በአሜሪካ ሰራሽ ሚሳኤሎች በሩሲያ ላይ ለፈጸመችው ጥቃት የአጸፋ ምላሽ መሆኑ ተገልጿል፡፡

የአህጉር አቋራጭ ሚሳዔል ጥቃቱ የሩሲያ- ዩክሬን ጦርነት ከተጀመረ ወዲህ በአይነቱ የመጀመሪያ ነው ተብሏል፡፡

የዩክሬን ፕሬዚዳንት ቮሎድሚር ዜለንስኪ÷ሩሲያ በዛሬው ዕለት አዲስ የሮኬት አይነት ወደ ዩክሬን ማስወንጨፏን አረጋግጠዋል፡፡

ሮኬቱም የአህጉር አቋራጭ ሚሳዔል ባህሪያት እንዳሉት ፕሬዚቱዳንቱ መናገራቸውን ቢቢሲ በዘገባው አመላክቷል፡፡

በሌላ በኩል ሩሲያ ወደ ዩክሬን ያስወነጨፈችው የባላስቲክ ሚሳዔል ሳይሆን እንዳልቀረ ስማቸው ያልተጠቀሱ ምዕራባውያን ባለስልጣናት መግለጻቸው ተጠቁሟል፡፡

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

21 Nov, 05:25


ይህ ወጣት ልጅ በሰላሌ እንዲህ በጭካኔ ተገድለዋል - እጅግ ያሳዝናል።

ፈጣሪ ነብሱን ይማረው።

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

13 Nov, 19:02


አይነስምዕን ኢልና ሃሊኽና እምበር ካብ ዝንገረና እኮ ፀኒሑ እዩ። በዓል ወዲ መሓሪ ዓገግ ኢሎም ብዛዕባ እዞም ሩሙሳት ባህርን ሕመቅን ተዛሪቦም ንሕና አይሰማዕናዬምን፣ አይሓገዝናዬምን፣ እኳ ድአስ አዕቢዶሞ??

T.me/mahderkiya
#Share . . .

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

13 Nov, 17:53


ብህውከትን ዱሑር ፖለቲካዊ አካይዳን ዝፍጠር ለውጢ የለን፣ ትግራይ መሰረታዊ ሕቶ ብፍትሓዊ መንገዲ ዝሓተላን ዝምልሰላን እያ ትደሊ። ትግራይ ብጉጅለን ብአውያትን ብጫውጫውን እትፈትሖ ፀገም የለን።

ወለድና ካብቶም ውሑዳት ተበላለፅቲ ክነድሕነን ይግባእ። እዚ ሎሚ ኣብ ዓድግራት ክርብሻ ዝወዓላሉ አባት እቲ ሓንሻሺ ጉጅለ አሰየን።

ንሓግዘን ንወለድና!!

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

13 Nov, 09:48


ስታሊን ግን ትኸዶ ዶ ኣላ ሓቀይ?

ትማሊ ቀተልቲ ህዝቢ ትግራይ ናይ ዝኾኑ ዑጡቋት ፋኖን ሻዕብያይ ዋና አጋፋሪ ምዃኑ ተገሪምና ከይወዳእና ሐዚ ድማ ከምቲ ናይ አፍሪካዊ ሰብአይ

"ናይ ግምት በዓል ስልጣናት ናይ ወሲብ ቪድዮ ኮምፒዩተረይ መሊእዎ እዩ ግን ንትግራይ ክብል share አይገበሮን" ይብል ኣሎ።

ኢዶእ?? በቃ ፅልልል ...

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

10 Nov, 16:03


በሰሜን ወሎ የቆቦ ከተማ ብልፅግና ፓርቲ ፅህፈት ቤት ሃላፊ የነበሩት ደርቤ በለጠ ዛሬ ረፋድ ላይ በተተኮሰባቸው ጥይት ህይወታቸው ማለፉን የደረሰን መረጃ ያመላክታል።

ነፍስ ይማር
@mahderkiya

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

10 Nov, 06:17


◍ ◍ ◍
አፍሪካችን . . .

ምቅናይ ምቅናይ ኩሉ ንምርአይ ዶ በሎ ዶ/ር ኣርቲስት ኪሮስ ኣለማዬ - ከተሰነበተ ብዙ ይሰማል ዝዙም ይታያል። የኢኳቶርያል ጊኒ ሰውየው - ከ400 የባለስልጣን ሴቶች እና እህቶች እንዴት በመስርያቤቱ እና በየኮሪዶሩ ጥግ ያማግጣቸዋል ብለን ተገርመን ሳንጨርስ ሚስቱም ተደገመች:-

ሰውየው ለካ የሰው ወጥ ሲያማስል፣ የቤቱ ወጥ ሌሎች እያማሰሉበት ነበር፣ ትናንት በወጣው የሚስቱ አስገራሚ ቪድዬ ደግሞ የሷም 400 ወንዶች ባይደርሱም በተወሰኑ ስትቀመጨል ነበር።

ለማነኛውም ሰውየው ትልቅ ባለስልጣን እንደደመሆኑ መጠን፤ ከዚህ በፊት በነበሩ የአፍሪካ ህብረት ስብሰባ አዲስ አበባ መጥቶ ነበር እንዴ?

#Share . . .
T.me/mahderkiya

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

06 Nov, 05:18


ኣፍሪካ 😂🤔🤔
ህዝቦችዋ እና መሪዎችዋ

ምን ጉድ ነው እናንተየ - ኢኳቶርያል ጊኒ ኣንድ የፋይናይስ ሴኩሪቲ ሃላፊ ከ450 በላይ የአገሪቱ ሴቶች እና የመንግስት ባለስልጣን በመስርያ ቤቱ እና በሌላ ቦታ - አጫወታቸው። ጉድ በል ኢኳቶርያ ጊኒ!!

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

24 Oct, 13:47


◍ ◍ ◍
ብመዝሙር ዶ ክፍትን ወይሰ ብመንዙማ
ብማሰ ጉማየስ ምስማዕ ኣቢኹምዋዋዋ….ኣታ

ሰሎሞን ይኩኖኣምላክ

T.me/mahderkiya

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

22 Oct, 10:55


◍ ◍ ◍
ዓኽ እንተበልካስ ጓሂ ጥራሕ

ኣብ ዘመነ ወለድና ሰራዊት ትግራይ ንደርጊ ስዒሩ ንሑመራ ቕድሚ ምቁፅፃሩ ኣብ ሑመራ #የትግሬ መቃብር ዝበሃል ኔሩ :: ሕጂ ድማ ኣብ ዘመና #የትግሬ ቄራ ዝበሃል ኣሎ ትግራዋይ ዝሕረደሉን ዝቕተለሉን ቦታ

Goitom Hailessilassie

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

22 Oct, 07:41


◍ ◍ ◍
ከንፈሩ በሜክኣፕ ከመቀባት ጀምሮ ኢህወደግ የገነባቸው ሜጋ ፕሮጀክቶች ቀለም ለመቀባት የማይቦዝነው አትክልተኛው የብልፅግና መንግስት፤ የራሱ ዜጋ ናቸው ብሎ ለሚያወራላቸው ህዝብ ለማጥፋት በፀሃይ ብርሃን ፍጥነት በብዙ ቢልዬን ዶላር ድሮን በመግዛት እሳት ያርከፈክፍባቸዋል።

እንዲህ በተለያየ ምክንያት የእሳት አደጋ ሲከሰት፣ ህዝብ በረሃብ ሲወድቅ፣ መንገግስት ሰራተኛ ርቦኛል እያለ ሲዝለፈለፍ ግን መስምያው ጥጥ ነው። ጉዳዩ አይደለም፤ እንደውም ትርፍ ህዝብ ነን ለሱ ደስ ይለዋል።

ሸገር ትልቅ ከተማ ነው - ድሮን በያይነቱ ከሚገዛ ይልቅ - ዘመናዊ የእሳት ማጥፊያ ሄሊኮፕተር እንደ ከተማ፤ እንዲሁም ዘመናዊ የእሳት ማጥፍያ መኪና ደግሞ በየወረዳው ሊኖር ይገባል። ይህ በሁሉም ክልል ከተማም ግድ ነው። ከዚህ በፊት በመቐለ ዓዲ ሓቂ፣ በድሬዳዋ አሸዋ ገበያ የተከሰተ ማስታወስ ይቻላል።

#አትክልተኛው_መንግስት!!

T.me/mahderkiya
#Share . . .

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

22 Oct, 07:34


መርካቶ
ትናንት ማታ በተነሳው እሳት - ለመጥፋት ህዝብ ሲረባረብ ቢያመሽም ንብረት እና ሂወት ግን ቀጥፈዋል።

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

22 Oct, 07:33


◍ ◍ ◍
መርካቶ ከፍተኛ የእሳት ቃጠሎ በመነሳቱ ምክንያት በንብረት እና በሰው ሂወት ከፍተኛ ጉዳት እያደረሰ አድረዋል።

መርካቶ የአገሪትዋ ትልቅ ገበያ የሚከናወንበት ቦታ በመሆኑ ያለው ንብረት እና የሚደርሰው ጉዳት መገመት ቀላል ነው።

ከዚህ በፊት በድሬዳዋ አሸዋ ገበያ ተመሳሳይ የእሳት ቃጠሎ ተነስቶ ሙሉ ገበያ መውደሙ ይታወቃል።

ይህ ነገር ሲከሰት አፋጣኝ መፍትሄ የሚወስድ እሳት ማጥፍያ መኪና በሸላሉ የሚገኝ መሆን ኣለበት።

ግን ለምን? ለካ በወመኔ እየተመራች ነው አገሪትዋ - በቀለም መቀባት እና በአትክልት ስፍራ ነው ያለው

@mahderkiya
#Share . . .

ማህደር ቅያ | @mahderkiya

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

21 Oct, 18:48


#ወርቂ_ትግራይ ብመን ይውረር ኣሎ?
- - -
እዚ ሕቶ ንኹሉ ትግራዋይ፣ ብፍላይ ድማ ንመንሰይ ወሎዶ፣ ነቲ ጀግና ሰራዊት ትግራይ፣ ነቲ እናራአየ ዘፅቀጠ ፖለቲከኛ ይምልከት። መንእሰይ ትግራይ ብውሽጥን ብደገን ብዝተደራጀው ወረርቲ፣ ሃፍቱ እናተመንዘዐ እቲ ወርቂ ንምሕፃብ ዘድሊ ኬሚካል ድማ ንሰብን ነቲ መሬትን ካብ ጥቅሚ ወፃኢ ዝገብር ፣ ሃፍቱ ምስተጓሕጎሐ ሰብን እንስሳን ዘይነብረሉ ከባቢ እናተፈጠረሉ ከም ዘይሰመዐ አፂቂጥና ንወፆ ዶ?

እዚ ካብ አድያቦ፣ ጭላ፣ ወርዒ ጀሚሩ ክሳብ ኤርትራ - የመን፤ ብኢትዬጵያ ክሳብ ታይላንድ ዝተዘረሰገሐ ናይ ወረርቲ ሰንሰለት ብዋናነት መን ይመርሖ ኣሎ? ኣብ ኢትዬጵያ ብዙሕ ወርቂ ዘለዎ ከባቢ ኣሎ፣ እንተኾነ ፌደራል እቲ ካብ ኤርትራ ዘምለጠ ወርቂ ወይ ሳፋየር ድማ ብሚኒስትሪ መዓድን፣ ብባንኪ ንግዲ ኢትዬጵያን አቢሉ እናተቐበለ ቢልዬናት ዶላር እናሓፈሰሉ ዝርከብ ነቲ ናይ ትግራይ እዩ።

ትግራይ ዝወሃቦ ቁንጣሮ በጀት እዩ። እቲ ካብ መሬቱን ርስቱን በበመዓልቱ ዝፈስስ ዘሎ ሃፍቲ ግና ቢልዬናት ዶላራት እዩ። አብ ትግራይ ዝርከብ ወርቂ እቲ ፁሩይ ዝበሃል (ካብ 22 ክሳብ 24 ካራት) እዩ። አብ ዕዳጋ ዓለም ሓደ ግራም ወርቂ 22 ካራት ብውሕዱ 11500 ብር ይሽየጥ።

እቲ አብ ውሽጢ 3ተ ወርሒ አብ ሽረ ቅርንጫፍ ብባንኪ ንግዲ ጥራሕ ዝተአከበ 13.4 ኩንታል ንአብነት ንሕሰቦ። እዚ ማለት ብካልኦት ቅርንጫፍ ዝተአከበ፣ ብመስመር ኤርትራ ክሳብ የመን ዝወፅእ ዘሎ፣ አብ አክሱም፣ ባድመ፣ ወርዒ ወዘተ ዘሎ ከየውሓወሰ ማለት እዩ።

1 ኩንታል = 100 ኪሎ ግራም
1 ኪሎ ግራም = 1000 ግራም

13.4 ኩንታል= 1340 ኪሎ ግራም (1, 340, 000 ግራም)
ካብ ሽረ ከባቢ ብባንኪ ንግዲ ዝተአከበ ወርቂ እዩ። እዚ ብውሕድ ዕዳጋ ብገንዘብ እንትግበጥ ድማ ነዚ ይመስል፦

1 ግራም ወርቂ = 11 ሽሕ ብር
1340000 ግራም = 14, 740,000,000 ብር ይኸውን።

#ትግራይ:-
እዚ ኹሉ ሃፍቲ ብውልቀን ብአዝዬም ዝተደራጀው ሓይልታት እንትውረር፤ ህዝቢ ትግራይ ግን ቁራስ እንጀራ ክልምን ፎቆዶ ጉግማንጉግ ተበቲኑ ገፅ እናረአየ ይውዕል ኣሎ። ተጋደልትና ሰአን ሕክምና ሰንሰን ኢሎም ኣብ ሕመቅ ይርከቡ፣ ህዝብና ልምዓት ሕልሚ ኮይንዎ ይርከብ፣ ዝተሰደተ ህዝብና ኣብ መከራ ይሓለሸፎ ኣሎ።

ህዝበይ ናበይ እዩ ንኸዶ ዘለና፣ ይኾኖ ንስርቂ፣ ይኾኖ ንሕመቅ!!

𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ
#Share . . .

T.me/mahderkiya
#Share . . .

ማህደር ቅያ | @mahderkiya

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

21 Oct, 18:04


◍ ◍ ◍
ንህዝብን መንግስትን ብአግባቡ ዘየገልግል፤ ብአንፃሩ ኣብ ክልተ ጫፍ ረጊፁ ንመንግስትን ህዝብን አሰናጭበርበረ ዝኸይድ ካቦ ዝሓዞ ናይ ህዝቢ ስልጣን ብዝተፀነዐ መልክዑ ክፍለ ይግባእ። እንተኾነ ነቲ ዝወርድ ዘሎ ሰብ ንምትካእ አብ ዝግበር ምደባታት ግን ሉዑል ጥንቃቐ የድሊ። ኩነታት ምብራቅ አፍሪካ መዓልታዊ ዝርዳእ፣ ዝተምሃረ ንህዝቡን ዓዱን ዝሓስብ ክኸውን ይግባእ።

𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ
#Share . . . #Invite

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

19 Oct, 20:42


◍ ◍ ◍
ሕድሕድ መሬት ትግራይ ጀጋኑ እናፍረየት፣ ጀጋኑ ድማ መስዋእቲ እናኸፈለት መፂአ እያ፤ ሐዚ እውን ሪኢኻ ዘይምነው መላምል ትኸፍል ኣላ።

ብፍላይ ካብ መወዳእታ #18ተ ክ/ዘበን ክሳብ ሐዚ ማእለያ ዘይብሎም ጀጋኑ - ሞት ዓይና አፍጢጣ እናመፀቶም እውን ኣብ መሬት ዓዶም እምቢ ንወረርቲ፣ እምቢ ንግፍዐኛ ኢሎም መስዋእቲ ዝኸፈሉ እልፊ አእላፍ ጀጋኑ እዬም።

ካብ ደጃት ተድላ ዋህድ ዝውለድ #ጥላሁን_ይግዛው እውን ካብቶም ስርዓት ንጉስ ሃይለስላሰ ሃደሽደሽ ኢሉ ንክወድቅ ተቃውሞ ሽግ ሓርነት ወሊዑ ብ19/04/1962 ዓ.ም አብ አዲስ አበባ ዝተሰወኣ ጀግና እዩ። ጥላሁን ግዛው ማእኸሉ ማይጨው ዝገበረ አውራጃ ደቡብ ትግራይ ዘማሓድሩ ካብ ዝነበሩ ደጃት ተድላ ዋህድ ወዲ ወዶም እዩ።

" ሺ ቢወለድ ሺ ነው ጉዱ
አንዱ ይበቃል ተድላ ዋህዱ"

ዝተበሃለሎም ሓርበኛ ትግራይ ወዲ ወዶም እዩ ዝኸውን ዘሎ፤ ጥላሁን - ይግዛው - ተድላ - ገብረዋህድ (ዋህድ)፤ ይበሃል። #ብዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ሐዚ እውን ነቶም ብ1960ታት ዝነበረ ድምረት ተሰኪሞም ካብ ሕማም ሽዋን ውሽጣዊ ድሕረትን ዘይተላቐቍ ዕንክሊላት ከም ጥላሁን እምቢ ንስርቂ፣ እምቢ ንሕመቅ ክብልን ግዚኡ ዝጠልቦ ኩሉ ዝተረደኣ መሪሕነት ክፈጥርን ይግባእ።

ይኮኖ ስርቂ፣ ይኾኖ ዓፈና፣ ይኮኖ ጉራን ሕሶትን፣ ይኾኖ ሙስሉይነት!!

#Share
𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

19 Oct, 18:42


◍ ◍ ◍
ተመዘን ኢሉኳ እዩ - ስታሊን ገብረስላሴ!!

ብዙሕ ግዜ ብኸባብያዊነትን በቶም ደቂ ቁሸተይ እዬም ኢሉ ዝአምኖም #ለማሳት_መራሕትን አብ ስርቂ ጢሒሎም ዘለው ዝተወሰኑ ጀነራላትን ወጊኑ ዓዘፍዘፍ ክብል ብዙሕ ትኩረት ከይሃብና ሰጊርናዬ ኢና ሐዚ ግን ብግልፂ ጉልባቡ ቀሊዑ መፂኡ ኣሎ። እቲ ሓቀኛ መንነቱ ሓቢኡ - አጉል ሓቀኛ ናይ ሚድያ ሰብን ከባብያዊነት ዘየጥቅዖን እሙን ትግራዋይ መሲሉ ቀሪቡ። ሎሚ ግን በቃ አይከኣለን።

ካብዚ ኹሉ ግን ሓቀኛ ናይ ህዝቢ ሚድያ ኮይኑ እንተዝቅፅል፣ እቲ አብ እዋን ኲናት ዝነበሮ ድምፂ ህዝቢ ናይ ምኳንን ተደማፅነትን እኩል ነይሩ። ካብዚ ወፃኢ ነታ ብሃተፍተፍ ዝእክባ ሳንቲም ክብል ፀለመን፣ ናብ እቶም #ሓነቅቲ ወሎዶታት ትግራይ ምውጋንን እቲ ተፈጥሮ_ዝዓደሎ መንእሰይ ትግራይ ምጥባቅ፣ ንዕኡ ብፍላይ ድማ ንህዝብና አይጠቅምን የግዳስ እቲ ወታእ ድምፁ - ምሰቲ ሕመቅ ሕልንኡ የገጣጢሙሉ።

ብዝኾነ - ህዝቢ ትግራይ ካብ ከባብያዊነት ነፃ ዝኾነ ንሓቂ ዝሰርሕ ሚድያ የድልዬ፣ ከም በዓል ስታሊን ግን ፀግዖም እታ ክረኽብዋ ዝክእሉ ጥቅሚ ጥራሕ እያ ስሊሒቶም።

#ሕመቅን_ፀለመን ይኮኖ!!

𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ
#Share . . .

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

19 Oct, 12:39


◍ ◍ ◍
ጉዳይ ሓፂን መፂን ብመራሕቲ ሰራዊት ትግራይን ላዕለዎት አመራርሓን ብዝተፀነዐ መንገዲ እዬም ዝሰርሕዎ ዘለዉ።

#መረጋገፂ:-
አብ ትግራይ ይትረፍ ዶ ብደምን አዕፅምትን ጀጋኑ ተጋደልቲ ዝተረኸበ ሓፂን መፂን ዝፀዓነት መኪና ከይተጠየቀት ክትሓልፍ፣ መለለይ መንነት ካርዲ(መታወቅያ) ዘይሓዘ ሰብ እኳ በቢፍተሻ ኬላ ጠጠው አቢሎም ዝሓቱ ሰራዊት አብ ትግራይ ኣለው፤ ነዘን መኻይን ግን አይሓተቱን። #ንምንታይ?

ቅድሚ ሰራዊት ህዝቢ ጠጠው አቢሉ ነዘን ዝተፀዓና መኻይን ክሓተን ይግባእ ነይሩ፤ ሰራዊት ትግራይ እውን ብተመሳሳሊ ክሓተን ይግባእ ነይሩ፤ ሓለፈቲ ከተማታትን ወረዳታትን እውን ክሓተን ይግባእ ነይሩ።ግን አይኮነን፤ ንምንታይ📌

"ፍየል ወዲህ ቅዝምዝም ወድያ" ከምዝበሃል፤ እቲ ጉዳይ ልዕሊ እቲ እንብሎ ዘለና እዩ፤ "ለቅሶው ከፍየሏ በላይ ነው" ሓታትን በላዕን አይተገጣጠሙን።

ጉዳይ ሓፂን መፂን፣ ጉዳይ ወርቅን ሳፋየርን፣ ጉዳይ ዝውውር ሰባት ብዋናነት በቶም ላዕለዎት አመራርሓን ብጀነራላት ላዕለዎት አመራርሓን ዝካየድ ዘሎ ወራር እዩ። ሕድሐድ ሓፂን ሂወት ወዲ ሓረስታይ፣ ሂወት ተጋዳላይ እዩ ተኸፊልዎ።

𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ
#Share . . .

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

18 Oct, 20:28


◍ ◍ ◍
እጅግ ዘግናኝ ድርጊት . . .

ወደ ባለቤትሽ ለምን አልመለስም ብለሽ ወደ ቤተሰብሽ ለምን ሄድሽ በማለት በህዝብ ፊት በባለቤቷ እንድትገረፍ የተወሰነባት የልጆች እናት #ኦሮሚያ_ቦሮና!!

ለላፉት 12 ዓመታት በትዳር ያሳለፉ እና ሶስት ልጆች ያፈሩት እነዚህ ባልና ሚስት በተፈጠረው የትግራይ ዘር የማጥፋት ጦርነት በመከላከያ ግዳጅ በሚል ልጆች ብቻዋ ስታሳድግ ነበር።

ባለቤቷ ላለፉት አራት አመታት በመከላከያ ተቀላቅሎ የነበረ ሲሆን ሲመለስ ግን ባህሪው የተቀየረ እና የብዙ መጥፎ ሱስ ባለቤት በመሆኑ፣ ትዳሩ ይቅርብኝ በማለት ወደ ቤተሰብዋ ትሄዳለች።

ሴትየዋ በሽማግሌ ብትለመንም ፍቃደኛ ባለመሆንዋ በሽማግሌዎች ይህ ፍርድ ተበይኖባት፤ አሰጆችዋ ከግንድ ጋር ታስረው ባልየው ደግሞ በምስሉ እንደምትመለከቱት፣ ከእንስሳነት በዘለለ ተግባር በህዝብ፣ በሽማግሌዎቹ እና በልጆችዋ ፊት ተገርፋለች።

ኢትዬጵያ . . . የጉድ አገር፣ ደግሞ እኮ ሕገ መንግስት፣ የሴት መብት፣ የህፃናት መብት፣ የሴቶች ጉዳይ፣ እንባ ጠባቂ ... ይባላል። #ጉግማንጉግ!!

ይህን ከየክፋት ውሳኔ አስተላልፏል የተባሉት ሽማግሌዎች ደግሞ:-

1. ጃርሶ ቦሩ፣
2. ገልገሎ ጃተኒ፣
3. ዲዳ ዋሌ፣
4. ዲዳ ጃተኒ፣
5. አለካ ጃርሶ፣
6. ባርጪ ኢያ፣
7. ዲባ ጎሊቻ

የተባሉ ሰባት ሰዎች ሲሆኑ፤እነዚህ ሽማግሌ የተባሉ ግለሰቦች 5 ቀን ታስረው እንደተለቀቁ እየተነገረ ይገኛል።

@mahderkiya
#share . . .

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

18 Oct, 08:40


◍ ◍ ◍
አጆኽን ኣይተስተማስላ እንዶ #ማማ_ትብለፅ - ንእሽቶይ ገንዘብ እኮ እያ፤ እሞ ድማ ንስራሕ እዬም ከይዶም:-

ንስኺ እዃ ዕድመ ልክዕ ወሎዶታት በሊዕክስ በዚኣ ትቐንኢ:-
- ሂፍቲ ትእምት ቅርጥፍ ኣቢልኪ ከይመዘይአንፀፍኪ
- ወርቅታት ትግራይ ከምዘይጓሕጓሕኪኀ
- ሂወት ሚልዬናት መናእሰይ ዘጥፋእኺ ንስኺ እናሃለኺ?
- ሓውኪ ብረት ይነግድ መቅተሊና ንስኪ ሂወት ወሎዶና ትንግዲ 📌

ዋ ይኾኖ!! ንእሽቶን እባ ሕሰቢ ማማ ትብለፅ
#Share . . .
T.me/mahderkiya

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

17 Oct, 08:33


◍ ◍ ◍
ትግራይ ክትድሕን እትክእል - ብጠበራን ብምምሳልን ዘይኮነ አብ ውሻጦና ዘሎ ግዕዝይና ብምስትክኻልን ብምዕራይን እዩ። ጀነራል ፃድቃን ዘይድገም ውህብቶ እዚ ወሎዶ እዩ። እቲ ክኸውን ዘለዎ ሓቂ ኣብ እዩ እዝኖም ተናጊርዎም።

እዞም መልኮዖም ይኩን ተግባሮም #ደቂ_ደርጊ ዝመስሉ ግና - ኢዶም እንታይ ዝጠልቆመት ስለዝፈልጡ፤ ምፅራይ ዝበሃል እንትሰምዑ ድማ ከም #ዒፊል_ዝሓዞ ብዕራይ ፀይፀይ!!

◍ ወርቅታት #አድያቦ መን እዩ ክሳብ ኤርትራ ናይ ስርቂ ሰንሰለት ዘርጊሑ ዝጉሕጎሖ ዘሎ? ሃፍቲ ትግራይ መን ድዩ ዝሕንሽሾ ዘሎ? TDF መን ድዩ አብ ዓዘቅቲ ደርብይዎ ዘሎ? ንህዝብና መን ድዩ ከይምለስ ዓንቂ ኮይኑ ዘሎ? ትማሊ ግን ብዛዕቦ አዶ ትግራይ ዘይበሎ የለን!!

𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ
#Share . . .

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

16 Oct, 20:18


◍ ◍ ◍
ናይ ማማ ትብለፅ ድፍረት እኮ ይፍለ እዩ፤ ብንዕቀት ንህዝቢ ዝተዓጀበ ድፍረት። ወይ ክእለት መሪሕነት የለ፣ ወይ ሕፍረት የለ፣ ወይ ዓቅሚ የለ፣ ኩሉ ግዜ ብመስዋእቲ መናእሰይ ሸኽሚ ኮይኖም ዝነብሩ ፍጥረት።

ማማ ትብለፅ ብሓደ ገፅ እቲ ዝለመዶኦ ናይ ስርቂ መሪሕነት ክምልሶኦ ተደርቂቐን እየን ዝቃለሳ ዘለዋ፤ ብኻልእ ገፅ ድማ በቲ ህዝቢ ትግራይ እናጠፈአ ምስ ሻዕብያ ዓሪዱ ፤ አፅዋር ናብ ኤርትራ እናሸቀጠ ዝነበረ #ቢልየነር ሓዋ ሃፍቲ ናብ ወረርቲ ተግዕዝ ነይራን ኣላን። እዛ ሰበይቲ ግን ክንደይ ትደፍር እያ። እቲ ዘዳምፃ ዘሎ ህዝቢ ኸ ክንደይ እያ ትንዕቆ?

እንቋዕ እዚ ህዝቢ እዚ ናይአሰማተሰና ዘይኮነ ድዩ ዝበለ - መለስ🤔፤ እንቋዕ ነዚ ጉጅለ እዚ ግን እቲ ትኽኽለ◍ ◍ ◍
ናይ ማማ ትብለፅ ድፍረት እኮ ይፍለ እዩ፤ ብንዕቀት ንህዝቢ ዝተዓጀበ ድፍረት። ወይ ክእለት መሪሕነት የለ፣ ወይ ሕፍረት የለ፣ ወይ ዓቅሚ የለ፣ ኩሉ ግዜ ብመስዋእቲ መናእሰይ ሸኽሚ ኮይኖም ዝነብሩ ፍጥረት።

ማማ ትብለፅ ብሓደ ገፅ እቲ ዝለመዶኦ ናይ ስርቂ መሪሕነት ክምልሶኦ ተደርቂቐን እየን ዝቃለሳ ዘለዋ፤ ብኻልእ ገፅ ድማ በቲ ህዝቢ ትግራይ እናጠፈአ ምስ ሻዕብያ ዓሪዱ ፤ አፅዋር ናብ ኤርትራ እናሸቀጠ ዝነበረ #ቢልየነር ሓዋ ሃፍቲ ወረርቲ ተግዕዝ ነይራን ኣላን። እዛ ሰበይቲ ግን ክንደይ ትደፍር እያ። እቲ ዘዳምፃ ዘሎ ህዝቢ ኸ ክንደይ እያ ትንዕቆ?

እንቋዕ እዚ ህዝቢ እዚ - - - እንቋዕ ነዚ ጉጅለ እዚ ግን እቲ ትኽኽለኛ መንነቱ ከይፈለጥናዬ አይምሞተ - ከምቶም ዝሓለፉ ጀጋኑ እኮ ስውአት ንብሎም ነይይና ኢና።

#መሕፈሮ!!
𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ
#Share . . .

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

16 Oct, 19:32


◍ ◍ ◍
ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ጀጋኑ ትግራይ፤ ክብርን ዝኽርን ነቶም ምእንተ ህዝቢ ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማእታትና።


መቐለ 6 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም
🙏🙏🙏 💊💊💊💐

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

13 Oct, 19:27


◍ ◍ ◍
አተሃዳድማ ዑቡይ 🤔

T.me/mahderkiya
#Share . . .

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

12 Oct, 06:51


◍ ◍ ◍
ሓደርኪ ዓደይ ትግራይ - ሓደርካ ህዝበይ
#ፆድቃን_መዓልቲ ወዓሉ 💐

ከምቲ ሽሙ ፃድቃን እዩ - ዕድመን ግዜን፣ ሃፍትን ኩነታት ዘይፀለዎ ኩሉ ዝክእሎ ዝገብር ከምቲ ሽሙ ፃድቃን - ከምቲ መዓርጉ ተጋዳላይ ህዝቢ ዝኾነ - ውህብቶ ትግራይና - ጀነራል ፃድቃን።

ግዜ እኳ ከምህሮም ዘይከኣለ #በሰሮታት ንነዊሕ ዓመታት ዝሓንከርዎ ብልሹው ምሕደረኦምን ናይ ስርቂ ሰንሰለቶምን፣ መልክዕ መልክዑ ንኸትሕዞ ምስ ህዝቡ ደፋእፋእ ዝብል ዘሎ ጀግናና እዩ - ፃድቃን። ንስርቂ ከም መሰልን ቀዋሚ ስራሕን ገይሮምዋ ዋንጫ ዝዓተሩ #ንጠቢባነ_ስርቂ፤ ብአንፃሩ ነውሪ ምዃኑ ብተግባር ዘርእየልና ዘሎ መራሒና እዩ።

ምስ ጀጋኑ ብፆቱ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምፆኦ - ዓወት 17 ዓመት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ሓንሺሾም - ንሓቀኛ ተቓለስቲ ቀቲሎምን ገሊፎምን፣ ንተጋሩ ናብ መንቀራቅር ንወረርቲ አገቢሎም፤ ብስክራን ሃኒኖም ኢትዬጵያ ንዝሰኸሩ አረኪቦም፤ ነታ እናሸቀጡ ንእሽቶ ዝገበርዎ ዓባይ ትግራይ እንደገና ናብ ፅንተታዊ ኲናት እንተምርሕዋ፤ እንድዒ አይበለን ከምቶም እንድዒ ዝበሉ፣ ስቅታ አይመረፀን ከምቶም ስቅ ዝበሉ:-

የግዳስ ከርተት ድኣ በለ ምስ ዕሸላት ጀጋኑ መናእሰይ ደቁ፤ አብ ዘይመንጠቢቱ፣ አብ ዘይወዓሎ ናብ ዝፃሕተርዎ ኲናት ዳግማይ ከርተት ድኣ በለ ወፀ ንበረኻ ናብ መከራ ከም ህዝቡ - ሓቀኛ ተጋዳላይ ህዝቢ ትግራይና።

ከምቲ ሃፀይ ዬውሃንስ ❝ ንሓውካ 10 ግዜ እንተበደለ - ዓሰርተ ግዜ ይቅረ በሎ ❞ ዝብልዎ አበሃህላ - ብተግባር ሕማቓትን ሰረቅትን ብዝፈጠርዎ በደልን ስክራንን እናተሳቀየ ግን ድማ ምእንተ ዓዱ ምእንተ ህዝቡ - ንትግራይ ተወሊዱ ምስ ትግራይ ዝቃለስ ዘሎ ሓቀኛ ተጋዳላይ - አብነታዊ መራሒና እዩ ፃድቃን።

ፃድቃን ዓዱ ይፈቱ - ህዝቡ ይፈቱ - ባህሉን ክብሩን ይፈልጥ - መዋስብቱ ይፈልጥ
ሕድሪ ብፆቱ ዘኽብር፤ ወረጃ ወላዲ - መርአያ ጀግና ተጋዳላይ - መርአያ መሪሕነት እዩ።

ሰናይ መዓልቲ - ፃድቃን ዝኾነ መዓልቲ ውዓሉ።

#Share . . .
𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

05 Oct, 15:24


እዛ ሕማቅ አረጊት መሽረፈት እንታይ ኢልዋ ኮይኑ እዩ ተስቆንቁን ዘላ!

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

05 Oct, 12:22


Blum እየሰራቹ - AirDrop

ያልጀመራቹ በዚህ Link እየገባቹ ጀምሩ። https://t.me/blum/app?startapp=ref_KDIWOfUfEQ

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

02 Oct, 13:39


◍ ◍ ◍
ርክብ መራሕቲ ትግራይን ዓፋርን

ብፕረዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመረሐ ጉጅለ ሰመራ ኣቲዩ ርክብ ናይ ክልቴኡ ህዝቢ ንምሕዳስ ዘኽእል ዘተ ይገብር ኣሎ።

ኣማሓደርቲ ዞባ ደቡብን ደቡብ ምብራቕን ምብራቅን ዘካተተ ጉጀለ ልኡክ ትግራይ ፣ አብ ክልል ዓፋር ርእሰ ከተማ ሰመራ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር አወል አርባ ምስ ካብኔኦም ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም ኣለው ።

ህዝቢ ክልቴኡ ክልላት ብሰላምን ልምዓትን ተኣሳሲሮም ኣብ ዝሰርሕሉ ዘድሃበ ኣንትኾን ኣብቲ መድረኽ ዘተ መመያየጢ ሓሳባት:-

◍ ጎንፂ እንተጋጥም እንታይ ክስራሕ ከምዝግባእ ተመያይጥካ መፍትሒ ምቅማጥ

◍ ክልቴኡ ህዝቢ ብልምዓት ንምትእስሳር ክግበር ዘለዎን ቀጸልቲ ናይ ሓባር ስራሕቲ ምፍላይ

◍ ናይ ዞባታት፣ወረዳታትን ጣብያታትን ርክብ ምጥንኻር

◍ ኣብ ክልቴኡ ክልላት ዘለው ተመዛብልቲ ኣብ ዝምለስሉ ብቀዋሚ እግሪ ክተክሉ ኣብ ምግባር

◍ ብዝትፈጠረ ጎንፂ ዝተጎድኡ ወገናት ካሕሳ ምሃብን

◍ ብሓፈሻ ዝተዓፀወ መንገዱ ክክፈትን ርክብ ህዝቢ ንህዝቢ ክጠናኸር ምግባር

◍ ውሕስና ዘለዎ መንገዲ ትራፊክ ምንቅስቃስ ክሕሉ ምግባርን ኣብ ካልኦት ጉዳያት ዘድሃበ ዘተ ይግበር ኣሎ።

T.me/mahderkiya
#Share . . .

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

02 Oct, 13:28


"ምናለ ጎበዝ ተማሪ ባልነበርኩ” እላለሁ

“ከሰው አልጨመርም። አብዝቼ እተክዛለሁ። ፊደል ያልቆጠረ ብዙ የማውቀው ሰው ቤት ንብረት አለው። የተሻለ ሕይወት ይመራል። እኔ ለምን ተማርኩ እላለሁ - አንዳንዴ። እንደሱ አይባልም - አውቃለሁ። ግን ምን ላድርግ? ወደ አእምሮዬ የሚመጣውን ነው የምነግርህ።

ውስጤ ጠንካራ ሆኖ ነው ከራሴ ያለሁት እንጂ ጭንቅላቴ እኮ ልክ አይደለም።

እንደ ባይተዋር ነው የምኖረው።

አንዳንዴ ለብቻዬ እያወራሁ ራሴን አገኘዋለሁ።

ጓደኛ የለኝ፣ ምን የለኝ። ሰው ሆነህ ከሰው ጋ መጨመር ካልቻልክ ማበድ ማለት አይደለም?

ከወር-ወር ኪሴ ባዶ ነው።ከቤት የማልወጣውም ለዚያ ነው። ታክሲ ውስጥ ሰው ባገኝስ ብዬ እሳቀቃለሁ። ከዚህ ሁሉ ለምን ቤት አልቀመጥም ብዬ ነው ያለሁ።

በቀደም ትዝ ሲለኝ ለባለቤቴ የተጋባን ቀን ከገዛሁላት ስጦታ ውጭ ገዝቼላት አላውቅም።

ባትነግረኝም ሞራሏ መጎዳቱ አይቀርም። ለልጄም እንደዚያው። ከዚህ በላይ ምን የሚያሳዝን ነገር አለ?

እኔ መምህር በመሆኔ እና እነሱ የመምህር ቤተሰብ በመሆናቸወ ተጎድተዋል። ምንም ጥያቄ የለውም። አንዳንዴ ‘ምናለ ድሮ ጎበዝ ተማሪ ባልነበርኩ’ የምለውም ለዚያ ነው።

ዘገባው የBBC አማርኛ ነው

@mahderkiya
@mahdernabot

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

01 Oct, 10:49


◍ ◍ ◍
አብ ከተማ ኣላማጣ ሎሚ ትምህርቲ ክጅመር የብሉን፣ ክጅመር እንተኾይኑ እውን ብክልል ኣምሓራን፣ ብቋንቋ ኣምሓርኛን እዩ ብዝብል ረብሻ ቀስቂሶም ዕግርግር ክፈጥሩ ምርፋዶም ይፍለጥ።

ክሳብ ሐዚ ድማ ሂወት ክልተ ሰባት ዝጠፍአ እንትኸውን አብ ልዕሊ 3ተ ሰባት ድማ ናይ ኣካል መቁሰልቲ በፂሑ ኣሎ። እቲ ተፈጢሩ ዝወዓለ ዕግርግር ሐዚ ብሓይልታት ፀጥታ ፌደራል ጠጠው ክብል ኪኢሉ ኣሎ።

𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ
T.me/mahderkiya

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

01 Oct, 10:44


#ኣላማጣ 📌
◍ ◍ ◍
አብ ዞባ ዶብብ ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ ከተማ ኣላማጣ ትምህርቲ ንክጅምሩ አድላይ ዘበለ ምድላዋት ተወዲኡ ትምህርት ቤታት ምዝገባ ኣብ ምክያድ ዝርከባ እንትኾና፤ ነዚ ንምዕንቃፍ ድሌት ዘለዎም ወረርቲ ሓይሊታት ድማ ቶክሲ፣ ህወከትን ነቲ ህዝቢ ሰላሙ ዝፀልው ኩነታት ሎሚ ሰሉስ 21/01/2017 ዓ.ም ካብ ንጎሆ ጀሚሮም ህውከት እና ፈጠሩ ይርከቡ።

እዞም ካብ ቆቦን ከባቢኡን ዜተኣኻኸቡ ሓይልታት አብቲ ህዝቢ ስርዒት፣ ጉጅለን ጎንፅን እናፈጠሩ ነቲ ከተማ እናረበሹ ዝርከቡ ዘለው እንትኾነ ብቁልጡፍ ኣድላይ ስጉምቲ ክውሰድን ስርዓት ክሕዙን ይግባአሰ።

𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ
T.me/mahderkiya

𝐌ahder 𝐊iya | ማህደር ቅያ

25 Sep, 15:30


¤ ¤ ¤
አልቦ ሕፍረት ጉጅለ #አደመ ንመንእሰይ ትግራይ ብገንዘብ ዝዕሾ ሓሳብ ግን ዘይብሉ እናበለ ናይ ፀለመን ንዕቀትን ሕመቍ ይድሕድሖ ኣሎ።

መንእሰይ ትግራይ ግን ይትረፍ ዶ ሐዚ ኣብቲ ቁርፂ እዋን ወረርቲ ብሰማይን ብመሬትን ዓቅሉ አብ ዘፅበብሉ እዋን እውን እንተኾነ፦ #ንሓደ_አመራርሓ_አደመ ዝጠቆመ ዓሰርተ ሚልዬን (#10_ሚልዬን) ክንከፍል ኢና ተባሂሉ ብልፅግና ብሚድያን ብጋዜጣን ዓገግ እንትብል እኳ ብዛዕባ ገንዘብ አይሓሰበን።

የግዳስ - መንእሰይ ትግራይ ይትረፍ ዶ ኣብ ዘለውዎ ቦታ ጥቆማ ክህብ፣ ናብ ዘለውዎ ቦታ ከይዱ ተቓሊሱ ካብ ወረርቲ አድሓኖም፣ ሙርኩስ ኮኖም፣ አብቲ ዘይፈልጥዎ ዓዶም ሙርኩስ ኮይኑ መረሖም፣ ሓዚሉ አሳገሮም፣ ዘብዒ ኾይኑ ሂወቱ ብመስዋእቲ ገበረሎም እምበር።

አይትገልበጠኒ በለ #ሃንዛ:-
ሎሚ ግን እቲ ንዕአቶም ከሳሊ፣ ክሕሉ፣ ክሓዝል ዝወደቐ ጀግና መንእሰይ ተረሲዑ ሓሳቡን ድሌቱን ስለዝገለፀ ብናይ ጌታቸው ገንዘብ ዝዕሾ ኢለምዋቶ🤔። ሰብ ከከም ርእሱ እዩ ዝሓስብ፣ #ጉጅለ_ስርቂ ሰላምን ቅሳነትን አይፈልጥን እምበር - ከመይ ከም ዝስረቅ ይፈልጣ እዩ፣ ንሳ ድማ ይድሕድሓ ኣሎ!!

መንእሰይ ትግራይ ግን በሊሕ ዘይከኣል ከኣላይ፣ ሂወቱ ዝግብር ተቓላሳይ እዩ። ምእንተ #|ሱሳዓት ክነብሩ ምስ ልዕሊ 150 ሚልዬን ኣህዛብ ገጢሙ ከይሰሰዐ ሂወቱ ዝገበረ ተቓላሳይ እዩ።

መፃኢ ትግራይና ንክትዕሪ - #እሾክ_ትግራይ_የልግስ_ጉጅለ_ስርቂ!!
#Share . . .
𝐌𝐚𝐡𝐝𝐞𝐫 𝐊𝐢𝐲𝐚 ማህደር ቅያ

T.me/mahderkiya