ትግራይ ቲቪ Tigray Tv @tigraitv1 Channel on Telegram

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

@tigraitv1


ትግራይ ቲቪ Tigray Tv (Amharic)

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv የስራውን መረጃ ለመምረጥ በተለያዩ አካባቢዎች ላይ በሚያቀርቡ የኢትዮጵያ ቴሌቪዥን እና የፖለቲክ ቴሌቪዥን ሕንፃ ለሆነ፣ ባለፉት በፊት እጅግ ሶስታተኛ የፊልም ወይም ፊልም እውቀት የሆኑት አቆጣጠር ችግር ማንኛውንም ርእስ ለማስገባት የትግራይ ቲቪ Tigray Tv እርምጃ እዚህ ላይ ማሰብን ከመረጣቸው ማስፋፊያን እና ማስገባቻያውን የተገለፀ እንቅስቃሴ። ትግራይ ቲቪ Tigray Tv ብቻ ሽለላችሁ እናረጋለን!

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

26 Jan, 11:54


በመቐለ ከተማ የንግድ እንቅስቃሴ መጀመሩን የንግድ እና ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር አስታወቀ፡፡

መንግስት በትግራይ ክልል የወሰደውን የህግ ማስከበር ዘመቻ ተከትሎ በክልሉ የንግድ እንቅስቃሴ መስተጓጎሉ የሚታወቅ ሲሆን ይህም በማህበረሰቡ ላይ የተፈጠረውን የኢኮኖሚ ጫና ለመፍታት ሚኒስቴሩ ኮሜቴ በማቋቋም ወደ ክልሉ መላኩ ታውቋል፡፡

የኮሚቴው ሰብሳቢ አቶ የማነ ወረደ እንደተናገሩት በመቐለ ከተማ የንግድ እንቅስቃሴ እንደተጀመረ ገልጸው ሸማቹ ህብተረሰብም የሚፈልጋቸውን ዕቃዎች በተመጣጣኝ ዋጋ እየተገበያየ ነው፡፡

ይህን ተከትሎም በከተማዋ በአሁኑ ወቅት ነጭ ጤፍ በኪሎ 45 ብር ፣ ቀይ ጤፍ 38ብር፣ ሠርገኛ 38 ብር ፣ስንዴ 28 ብር ፣ ሽንኩርት 15ብር ፣ ቲማቲም 10 ብር ፣ ድንች 20 ብር እየተሸጠ መሆኑን የኮሚቴው አባላት በእይታ ማረጋገጣቸውን አመላክተዋል፡፡

ይሁን እንጂ በአሁኑ ወቅት ከህግ ማስከበሩ ጋር ተያይዞ የአንዳንድ የምግብ ሸቀጦች ላይ ማለትም በሞኮሮኒ፣ በሩዝ፣ በምስርና በአተር ክክ እና በቡና ምርቶች ላይ አንጻራዊ የዋጋ ንረት መከሰቱን አቶየማነ ተናግረዋል፡፡

ከዚህም በተጓዳኝ በአሁኑ ወቅት በሃገሪቱ የቤንዚን እጥረት በሃገሪቱ ችግር እንደተከሰተ በማስመሰል ቤንዚን በከተማዋ በሊትር እስከ 50 ብር በህገ-ወጥ መልኩ እየተሸጠ እንዳለ የገለጹት የኮሚቴው ሰብሳቢ ይህም ትልቅ እልባት ያሻዋል ብለዋል፡፡

እንደተናገሩት በክልሉ በአሁኑ የዋጋ ንረት እንዳይከሰት ቢሮው ከሚመለከታቸው አካላት ጋር በቅንጅት እየሰራ መሆኑን ገልጸዋል፡፡

መሠረታዊ የሸቀጥ የአቅርቦት ችግር እንዳይከሰት አሁን በጊዚያዊነት ጉና እነዚህን ምርቶች እንዲያከፋፍል ሃላፊነት የተሰጠው መሆኑን ሃላፊው ገልፀው ይህንን ሃላፊነት ለጉና ብቻ የመስጠት ፍላጎት እንደሌለውና በቅርቡ ሌሎች በመላ ሃገሪቱ ለሚገኙ የንግድ ድርጅቶች የማከፋፈል ሃላፊነቱ እንደሚሰጥም አስረድተዋል፡፡

እነዚህን ምርቶች በማከፋፈሉ ተግባር ላይ በአሁኑ ወቅት ዩኒየኖች የማከፍፈል ስራ እየሰሩ መሆኑን እና በቀጣይ ግን ዘይትና ስኳር በመንግስት ለማከፋፍል ዕቅድ መያዙንም አቶ ዮሴፍ መግለፃቸውን ከንግድና ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር ያገኘነው መረጃ ያመላክታል፡፡

@Tigrai_Tv

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

22 Jan, 17:50


በትግራይ ክልል ከተማ ይሁን በገጠር ውስጥ ጦርነት በመካሄዱ የሰብዓዊ ችግሩ ሁሉንም አካባቢ እንዳካለለ ኣቶ ኣብርሃ ደስታ ተናግረዋል።

በአሁኑ ጊዜ ትግራይ የገጠማት ችግር በዘመኗ ገጥሟት የማያውቅ ችግር ነውም ብለዋል። ቢሯቸው ባደረገው ዳሰሰ ከ4.5 ሚሊዮን በላይ ህዝብ አስቸኳይ እርዳታ እንደሚያስፈልገው ገልፀዋል።

ኣቶ ኣብርሃ ፥ "..የትግራይ ህዝብ ተፈናቅሏል፤ አብዛኛው ንብረቱ ተዘርፏል፤ ተወስዷል፤ ከቤት ንብረቱ ተፈናቅሏል፤ አብዛኛው ሰው የአስቸኳይ እርዳታ ያስፈልገዋል፤ በተደረገው ዳሰሳ 4.5 ሚሊዮን ህዝብ አስቸኳይ እርዳታ ያስፈልገዋል፤ ከዚህም 2.2 ሚሊዮን ህዝብ ምግብ ብቻ ሳይሆን የምግብ መስሪያም የሌለው ሆኗል፤ ስለዚህ አስቸኳይ እርዳታው ሁለንተናዊ ነው" ብለዋል።

እንደ ኣቶ ኣብርሃ ገለፀ በክልሉ አስፈላጊ የእርዳታ ምግብ አለ ነገር ግን ለማጓጓዝ የፀጥታ ስጋት አለ ፤ አሽከርካሪዎች ይሰጋሉ፤ መንግስታዊ መዋቅርም በመፍረሱ እርዳታውን ለማድረስ ኣስቸጋሪ ሆኗል።

"በጦርነቱ ሁሉም ነገር ስለተነካ ረሃብ ተከስቷል፤ ሰው እያለቀ ነው፤ በእኛ በኩል እህል አለ ለማጓጓዝ መንግስታዊ መዋቅር ያስፈልጋል፤ እሱም ፈርሷል፤ እርዳታው ወደ ህዝቡ እንዲደርስ አልቻለም ተቸግረናል" ብለዋል አቶ ኣብርሃ።

አቶ ኣብርሃ ፤ የሰላም ሁኔታው አስተማማኝ ባለመሆኑ የትራንስፖርት ችግር እንዳለ በማንሳት አሽከርካሪዎች መኪናችን ይወሰድብናል፣ ይጠፋሉ ፣ ለህይወታችንም አደጋ ነው በማለት ለመሄድ ፍላጎት እንደሌላቸው ይገልፃሉ ለዚህም መፍትሄ በእጀባ እንዲደርስ የማድረግ ስራ እየሰራን ነበር የእጀባ ስራው በሚገባው ሁኔታ አልተፈፀመም ብለዋል። አሁን ላይ ሁሉም መስሪያ ቤቶች ስራቸውን ትተው የሰብዓዊ እርዳታ ስራ እንዲሰሩ እያደረግን እንገኛለን ሲሉ ገልፀዋል።

ኣቶ ኣብርሃ ፥ ወደ ምስራቃዊ እና ሰሜን ምዕራባዊ ዞኖች የተወሰነ እርዳታ መላኩን ገልፀው የስልክ ግንኙነት ባለመኖሩ እርዳታው ወደ ህዝብ መደረሱ ገና አልተረጋገጠም ፤ ለስንት ሰው እርዳታ እንዳደረሰ አልታወቀም ብለዋል።

በመቐለ ከተማ ከ50 ሺ በላይ እርዳታ ተሰጥቷል፤ ለ10 ሺህ ተፈናቃዮችም እርዳታ ተሰጥቷል፤ አሁን ላይ ለ300 ሺህ ህዝብ እርዳታ ለመሥጠት ዝግጅት እየተደረገ መሆኑን አሳውቀዋል።

ወደ ትግራይ ለመግባት የሰብዓዊ ድጋፍ መስመር አለመከፈቱን በተመለከተ በዓለም አቀፍ ተቋማት ለሚነሳውን ቅሬታ በተመለከተ ኣቶ ኣብርሃ ተከታዩን ምላሽ ሰጥተዋል ፦ "እንዲያግዙን ነው የምንፈልገው በተደጋጋሚ መቐለ መጥተው እርዳታ ሲሰጡ በመቐለ ከተማ ብቻ አይደለም ሰው ያለው ወደ ዓዶግራት አክሱም፣ ሽራ፣ ዓድዋ ሂዱ እንላቸዋለን፤ እነሱም የፀጥታ ችግር ያነሳሉ በዚህ በእጀባ እንዲሄዱ ለማድረግ ሞክረን ነበር ነገር ግን እየተሳካልን አይደለም" ብለዋል።

እርዳታ እስካሁን ኣብዛኛው ኣካባቢ ለማድረስ ተሞክሯል ፤ ወደ ምዕራባዊ ዞን እርዳታ አልደረሰም የጊዜያዊ አስተዳደር ስላልተቋቋመ እርዳታ ማድረስ አለመቻሉን ኣቶ ኣብርሃ ተናግረዋል። ጊዜያዊ አስተዳደር ለማቋቋም እንቅስቃሴ መጀመሩን አክለው ገልፀዋል።

ከሰሞኑን የኢትዮጵያ ስጋት አደጋ አመራር ኮሚሽን በትግራይ ረሃብ እንደሌለና የሞተ ሰው እንደሌለ መግለፁ ይታወቃል ኣቶ ኣብርሃ ደስታ ግን በረሃብ ሰው እየሞተ ነው የሚል ምላሽ ሰጥተዋል።

የተጠቃለለ ሪፖርት ባይደርስም፤ እስካሁን ባለው ሁኔታ በግሎምህዳ ወረዳ 10 ሰው፣ በዓድዋ 3 ህፃናት እንደሞቱ ሪፖርት እንደደረሳቸው የትግራይ ክልል የጊዜያዊ አስተዳደር የማህበራዊ ጉዳይ ቢሮ ኃላፊ ኣቶ ኣብርሃ ደስታ ተናግረዋል።

@Tigrai_Tv

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

22 Jan, 06:54


በትግራይ ክልል ያለውን ወቅታዊ ሁኔታ ተከትሎ በጤናው ዘርፍ ፈጣን ምላሽ ለመስጠት እንዲቻል የተለያዩ የጤና ባለሞያዎች ቡድን ወደ ክልሉ መላኩን የጤና ሚኒስቴር አስታወቀ፡፡

የጤና ሚኒስቴር ከተለያዩ ኤጀንሲዎች እና የትግራይ ክልል ጤና ቢሮ ከሰብአዊ ከልማት አጋሮች ጋር በመተባበር በትግራይ ክልል ድጋፍ እና መልሶ ማቋቋም ላይ በስፋት እየሠራ እንደሚገኝም አስታውቋል፡፡

ሚኒስቴሩ ባወጣው መግለጫ በትግራይ በተጎዱ አካባቢዎች ያለው የኅብረተሰብ ጤና እና ደህንነት ከሁሉም በላይ ቅድሚያ የሚሰጠው በመሆኑ መንግሥት በተለያዩ የትግራይ አካባቢዎች ድንገተኛ ምላሽ እየሰጠ እና ወሳኝ የጤና አገልግሎቶችን ለማድረስ ካለፉት በርካታ ሳምንታት ወዲህ እየሠራ እንደሚገኝ አስታውቋል፡፡

በክልሉ ፈጣን ምላሽ ለመስጠት እንዲቻልም የተለያዩ የጤና ባለሞያዎች ቡድን መላኩንም ሚኒስቴሩ አመልክቷል፡፡

እስካሁንም ከ71 ሚሊዮን ብር በላይ ዋጋ ያላቸው መድኃኒቶች እና የሕክምና ግብዓቶችን በክልሉ ለሚገኙ የመድኃኒት አቅርቦት ኤጀንሲ ማእከላት ተልከው ለሆስፒታሎች እና ጤና ጣቢያዎች በመሰራጨት ላይ ይገኛሉም ብሏል፡፡

ጤና ተቋማት የሚሰጡት መሠረታዊ አገልግሎቶችን ለማስቀጠል ከሕክምና አቅርቦቶች እና መድኃኒቶች በተጨማሪ አምቡላንሶችን ጨምሮ የቴክኒክ እና የገንዘብ ድጋፍ እየተደረገ እንደሚገኝም በሚኒስቴሩ መግለጫ ተመልክቷል፡፡

በማኅበረሰቡ ውስጥ የበሽታ ቅኝት እና የተንቀሳቃሽ ክሊኒከ አገልግሎቶችም በአንዳንድ አካባቢዎች ከአጋር ድርጅቶች ጋር በመተባበር እየተሰጠ እንደሚገኝ የገለጸው የጤና ሚኒስቴር፣ እየሰጠ ያለውን የጤና አገልግሎት አጠናክሮ እንደሚቀጥልም አስታውቋል፡፡

@Tigrai_Tv

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

22 Jan, 06:53


አሜሪካ የዓለም ጤና ድርጅት ማሻሻያ አጀንዳዎች እና ኮቪድ -19 ለመቆጣጠር የሚደረገውን ጥረት እንደምትደግፍ ገለጸች

አዲሷ የአሜሪካ ምክትል ፕሬዝዳንት ካማላ ሓሪስ የዓለም ጤና ድርጅት ማሻሻያ አጀንዳዎች እና ኮቪድ-19ን ለመቆጣጠር የሚደረገውን ጥረት አሜሪካ እንደምትደግፍ አስታውቀዋል፡፡

በጉዳዩ ላይ ከዓለም ጤና ድርጅት ዋና ዳይሬክተር ዶ/ር ቴድሮስ አድኃኖም ጋር በስልክ መመካከራቸውን ምክትል ፕሬዝዳንቷ በማኅበራዊ ትስስር ገጻቸው አስታውቀዋል፡፡

በውይይቱም ድርጅቱ በሚያካሂዳቸውን የማሻሻያ አጀንዳዎች ላይ አሜሪካ ገንቢ በሆነ መልኩ ድጋፍ በምታደርግበት እና የኮቪድ-19 ወረርሽኝን ለመቆጣጠር በሚደረገው ጥረት ዙሪያ መምከራቸውን ምክትል ፕሬዝዳንት ካማላ ሓሪስ ገልጸዋል፡፡

@Tigrai_Tv

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

31 Oct, 18:14


ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ብልፅቲ ኣትሌት ኣትሌቲክስ ዓለም እዚ ወርሒ ኮይና ተሓርያ።

መቐለ 21 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም (ቴሌቭዥን ትግራይ)
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ብሉፅቲ ኣትሌት ወርሒ ጥቅምቲ ተባሂላ ብኣትሌቲክስ ዓለም ተመሪፃ።

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብዚ ወርሒ ብጉያ 5000 ሜትሮ ኣብ ቫለንሽያ ክብረ ወሰን ዓለም ከምዝሰበረት ይፍለጥ።

@Tigrai_Tv

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

30 Oct, 17:46


ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ብልፅቲ ኣትሌት ዓለምና ንሙዃን ትነሓናሕ ኣላ፡፡

መቐለ 20 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም (ቴሌቭዥን ትግራይ)

ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ዝተሳለጡ ውድድራት መሰረት ብምግባር ብሉፃት ኣትሌታት ንምምራፅ ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ።

ካብቶም ዝተመረፁ ሕፁያት ኣትሌታት ድማ ኣብዚ ቐረባ እዋን ብጉያ 5000 ሜትሮ ክብረወሰን ዓለም ዝሰበረት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ተኻቲታ ኣላ።

ብሙዃኑ ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ንክትዕወት ኣብ ትዊተር ኣትሌቲክስ ዓለም ብምእታው ምረፅዋ። እቲ ዕድል ን24 ሰዓታት ዝፀንሕ እዩ።
https://twitter.com/WorldAthletics/status/1322101221512089601

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

30 Oct, 17:45


ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ዕቋርን ልቓሕን ልዕሊ 2 ነጥቢ 68 ቢልዮን ብር ካፒታል ወኒነን፡፡

መቐለ 20 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም (ቴሌቭዥን ትግራይ)
ኣብ ትግራይ ዝርከባ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ዕቋርን ልቓሕን ልዕሊ ካፒታለን 2 ነጥቢ 68 ቢልዮን ብር ከምዝበፅሐ ኤጀንሲ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ክልል ትግራይ ሓቢሩ።

ኣብ ትግራይ ዛጊድ 960 መሰረታዊ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ከምዘለዋን ኣብዘን ማሕበራት ኣስታት 80 ሽሕ ህፃናትን ልዕሊ 41 ሚኢታዊ ደቂ ኣንስትዮን ዝርከብኦም ብድምር ልዕሊ 2 ነጥቢ 68 ቢልዮን ብር ከምዝተዓቖረ ኣብ ኤጀንሲ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ኣመራርሓ ፋይናንስ ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ኣይተ ብርሃነ ሓጎስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ሓቢሮም።

ካብቲ ዝተዓቆረ ገንዘብ ኣስታት 3 ነጥቢ 5 ቢልዮን ብር ልቓሕ ከምዝተዋሃበ ድማ ኣይተ ብርሃነ ሓቢሮም።

ኣብ ትግራይ ዛጊድ 34 ዩኒየናት ከምዘለዋ ዝሓበሩ ኣይተ ብርሃነ ኣብተን ማሕበራት ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ዩኒየናትን ልዕሊ1 ሽሕን 8 ሚኢቲን ሰራሕተኛታት ብምቁፃር ዕድል ስራሕ እውን ከምዝተፈጠረ ተሓቢሩ።

ብራሄል ኣረጋዊ

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

30 Oct, 17:45


ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 18 ወገናት ቫይረስ ኮረና ተረኪብዎም፡፡

መቐለ 20 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም (ቴሌቭዥን ትግራይ)
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 490 ወገናት ምርመራ ላብራቶሪ ገይሮም ዓሰርተ ሸሞንተ ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ።

እቶም ወገናት 13 ካብ ማሕበረሰብ ዓሰርተ ሓሙሽተ ድማ ኣብ መወሸቢ ማእኸል ዝነበሩ ከምዝኾኑ ካብቲ ቢሮ ዝተረኸበ ሓበሬታ የመላኽት።
ፍልፍል፡-ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

23 Oct, 17:56


"ከምዚ ኢልካ ምስዚ ስርዓት እዚ ምቕፃል ኣይከኣልን። መፍትሕታት ኣቐሚጥና፣ ንዛተ ኢልና። ብጉልበት እንተኢሎም ግን ይትረፍ እዚኦም ደርጊ እውን ኣይሰዓረናን"ኣቦ መንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

"ኣብ ምክልኻል ዕስለ ኣምበጣ ፅቡቕ እናሰራሕና ኢና። ኩልና ተሓባቢርና ብምስራሕና ኩሉ ነገር ምስራሕ ከምዝከኣል ኣርእዩና እዩ። ካልኦት መኸተታት እውን ንገብር ኢና ዘለና። ኣብዚ ኸባቢ ዕስለ ኣምበጣ ፀገም ኣይፈጠረን። ኣብዚኣ ኣምበጣ ኣይመፀናን ግና ከይትብሉ። ከምቲ ዝመከትክምዎ ኣምበጣ ሐዚ እውን እንተመፂኡ ክትምክትዎ ኣለኩም። ልዕሊ ኹሉ እተን እኽሊ ክሳብ ነእቱ ፍሉይ መኸተ እዩ ዘድሊ። ነተን እኽሊ ቐልጢፍና ክነእትወን ኣለና።

እታ ብክላስተር ምልማዕ ክትጋፋሕ ኢና ንደልያ። ኣብ ዝሓለፈ እዋን ቅሩብ እዩ ነይሩ። ሐዚ ፍርቃ እታ ጣብያ ናብ ክላስተር ምልማዕ ኣትያ ኣላ። ሕርሻ ትግራይ ክንቅይሮ እንተኾይና እታ ሓንቲ ወሳኒት ብክላስተር ምልማዕ እያ። ፋሕ ፋሕ ኢልካ እንተሰሪሕኻ እቲ ቴክኖሎጅን ሓገዝን ነንበይኑ እዩ ክኸውን። ዝተበጣጠሰ ደገፍ ውፅኢት የብሉን። ሕርሻና ክንቕይራ እንተኾይና እውን ብኹታ ገጠም ተኣሳሲርካ ምስራሕ እያ ተድሊ። ሃፍተ ገነት እቲ ኸባቢ እውን ሓደ ስለዝኾነ፣ ውፅኢታዊ ኮይና ኢና። እቲ ሐዚ ዝጀመርኩምዋ ሕርሻ ትግራይ መቐየሪት እያ። እታ ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ትበሃል ኣብዛ ጣብያ እዚኣ ተጀሚራላ።

ሕርሻ ምቕያር ማለት ናብራና ምቕያር ማለት እዩ። ናብራና ዘቕይር ቴክኖሎጂ እዩ ተሰሪሑ ዘሎ።ገሊኦም መናኣሰይ መሬት ተኻርዮም እንታይ ክሰርሑ ከምዝኽእሉ ርኢናዮም ኣለና። እቲ ብክላስተር ምልማዕ ጥራሕ እንተይኮነስ ቴክኖሎጂ ማይ እውን ርኢና ኣለና።መሬት ተኻሪካ ኽልተ ሰለስተ ግዘ ምፍራይ ከምዝከኣል ኢና ሪኢና ዘለና።ምልእቲ ትግራይ ከም ጣብያ ገንፈል ክትልወጥ እያ ኢልና ኢና ንኣምን።

ኣብቲ መኸተ ከም ትፈልጥዋ እቲ ፓለቲካ እውን ዝተወደአ ኣይኮነን። ከም ተጋሩ፣ ከም ህዝቢ ዘሰኩን ስርዓት እዩ ዘሎ።ብበጀት፣ ብኻልኦት ዝተፈላለዩ መንገድታት ከሰኩኑና ላሕ ይብሉ ኣለው። ኣብ ሓደ ሃገር እናሃለና ሌላን ጉሌላን የውፅኡልና ኣለው።ስለዚ እታ ስርዓት እውን ክትዕረ ኣለዋ። ከምዚኣ ኢላ ኣይትቕፅልን።ከም ህዝቢ ትግራይ ንኽልተ ዓመታት ዝጀመርናያ ቓልሲ ኣጠናኺርና ክንቕፅለላ ኣለና።ሎሚ ዘበን ወሳኒ ግዘ እዩ። መረፃ አካይድና ዓወት ተዓዊትና።ባዕልኹም ትፈልጡ ኢሎም።እዚ መረፃ ናይ ዝተወሰነ ኣመራርሓ ወይ ውድብ ጉዳይ ኣይኮነን። ናይ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ህዝቢ ከም ህዝቢ እዮም ዘየኽብርዎ ዘለው። ከምዚ ኢልካ ምስዚ ስርዓት እዚ ምቕፃል ኣይከኣልን። መፍትሕታት ኣቐሚጥና ኣለና። ሐዚ እውን ንዛተ ኢና ንብል ዘለና። ብጉልበት እንተኢሎም ግን ኣይኸውንን። ይትረፍ እዚኦም ደርጊ እውን ኣይሰዓረናን። ንሕና ድማ መንግስቲ ኢና።ከም ቀደም ኣይኮናን።መንግስቲ ምስ መንግስቲ እዩ ክገጥም።
ስለዚ ዓብይ ቃልሲ ከምዘለና ክንፈልጥ ኣለና። ኩሉ ገዲፍካ ማሕረስን ሸቕልን ክኸውን ኣይኽእልን።እናሸቀልና እታ ጉዳይና ንምክት።ተወሳኺ ፀውራ ኽህሊ እዩ። እታ ተወሳኺት ፀውራ እውን ልክዕ ከምቲ ኣብ ልምዓት ክላስተር ተሓጋጊዝኩም ትሰርሕዋ ዘለኹም ከም ተጋሩ ኾይንና ኩልና ሓደ ኾይና ብደገ ይኹን ብውሽጢ ገጢምና ናብ ዝሓሸ ብርኪ ክንሰጋገር ኢና።"

ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዩን ገ/ሚካኤል ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣብያ ገንፈል ዑደት ኣብ ዘካየዱሉ እዋን ንሓረስቶት እቲ ኸባቢ ካብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ዝተወሰደ።

@Tigrai_Tv

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

19 Oct, 14:56


ኣብ መላእ ትግራይ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ትምህርቲ ጀሚሮም።

ኣብ ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣጉላዕ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር 12 ክፍሊተጀሚሩ።

ስእሊ ብርሃነ መሓሪ

@Tigrai_Tv

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

19 Oct, 14:55


ትግራይ ትዳመፅ ኣላ ኣብ ዝብል ምትእኽኻብ እቶት #gofundme ኣብ ውሽጢ 11 መዓልታት ልዕሊ 750 ሽሕ ዶላር ተኣኪቡ ኣሎ፡፡ሓደ ሚልዮን ዶላር ንምእካብ ዕላማ ዝገበረ እቲ ምትእክካብ እቶት ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 4800 ሰባት ሓገዝ ኣበርኪቶም ኣለዉ፡፡

@Tigrai_Tv

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

19 Oct, 14:54


ድጋፍ ኤርትራዊያን ንሓረስታይ ትግራይ ኣብ ዝብል ምትእኽኻብ እቶት #GoFundMe ኣብ ውሽጢ 5 መዓልታት ልዕሊ 42 ሽሕ ዶላር ተኣኪቡ ኣሎ፡፡ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 500 ኤርትራውያን ሓገዝ ኣበርኪቶም ኣለዉ፡፡

@Tigrai_Tv

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

16 Oct, 17:51


#06 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም
----------------------------
• ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 581 ወገናት ምርመራ ላብራቶሪ ገይሮም ዓሰርተ ሸሞንተ (18) ወገናት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም ኣሎ፡፡ ካብ ማሕበረሰብ ሸውዓተ (7) ወገናት እንትኾኑ እቶም ዓሰርተ ሓደ (11) ድማ ወገናት ኣብ መወሸቢ ማእኸል ዝነበሩ እዮም፡፡

#ዝርግሕኡ ብቦታ እንትረአ
___________________________
• ሸውዓተ (7) ወገናት ካብ ማሕበረሰብ ኮይኖም ኣብ መቐለን 6 ወገናት፣ ኣብ ዓዲግራት ሓደ ወገን ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም ኣሎ፡፡
• ዓሰርተ ሓደ (11) ወገናት መወሸቢ ማእኸል ቫይረስ ኮሮና ዝነበሩ እንትኾኑ ኣብ መቐለ 7 ወገናት፣ ኣብ ዓዲግራትን ሽረን ክልተ ክልተ ወገናት ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም እዮም፡፡

#ሞት
__
ኣብ ኣኽሱም ኣብ ከቢድ ፅኑዕ ክትትል ማእኸል መሐከሚ ቫይረስ ኮሮና ዝነበሩ 89 ዝዕድሚኦም ኣቦ ሞት ኣጋጢሙ ኣሎ፡፡
• ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ዝተሰምዖ ሓዘን ብምግላፅ ንስድራን ፈተውትን ፅንዓት ይምነ።

#ዝደሓኑ
___
(13) ካብ መቐለ፣ (7) ካብ ዓዲግራት፣ (2) ካብ ማይጨው፣ (5) ካብ ኣኽሱም፣ ብድምር ዕስራን ሸውዓተን (27) ወገናት ካብ ማእኸል መሐከሚ ቫይረስ ኮሮና ሎሚ ዕለት ድሒኖም ናብ ገዝኦም ተፋኒዮም እዮም፡፡

#ድምር ክሳብ ሎሚ
________________
ብጠቕላላ ክሳብ ሕዚ ኣብ ትግራይ 79,336 ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ዝተገበረሎም እንትኾኑ ካብቶም ዝተመርመሩ 6,370 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም እዩ፡፡ ካብዚኦም 1,161 ወገናት ኣብ መሐከሚ ማእኸል እንትርከቡ፤ ኣብ ክትትል ሕክምና ካብዘለው እቶም 20 ኣብ ቀሊል ክትትል ሕክምና፣ 9 ኣብ ክትትል ፅኑዕ ሕክምና፣ 2 ድማ ኣብ ክትትል ከቢድ ፅኑዕ ሕክምና ይርከቡ፡፡ ብጠቕላላ ክሳብ ሕዚ 5,179 ሰባት ካብ ቫይረስ ኮሮና ዲሒኖም ናብ ገዝኦም ዝተፋነው እንትኾኑ ዛጊድ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ናይ 40 ወገናት ሞት ኣጋጢሙ እዩ፡፡

#ኣብ ዝኾነ ይኹን መኸተ ንቫይረስ ኮሮና እውን ከይተዘናጋዕና ሓቢርና ንመክት!
_____________________________________________________________
 ካብ ገዛና ኣብ እንወፅአሉ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫንን መፅረይ ኢድ ሳኒታይዘርን ምሓዝና ነረጋግፅ!
 መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ብምግባር ልዕሊ 2 ሜትሮ ኣካላዊ ርሕቐትና ንባዕልና ሓሊና ኣብ ካልኦት ምዝንጋዓት እንትንርኢ ንምክር ንሓብር!
 ምልክታት ሕማም ቫይረስ ኮሮና እንትስምዓና ወይ ከዓ ምስ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ እንትህልወና ናብ 6244

ዶ/ር ሓጎስ ጎደፋይ
ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል
ትግራይ

@Tigrai_Tv

ትግራይ ቲቪ Tigray Tv

15 Oct, 16:02


ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን ከተማ ማይጨው ንመኸተ ወራሪ ዕስለ ኣንበጣ ዝውዕል ብገንዘብን ብዓይነትን ንምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ሓገዝ ገይሮም።

ወራሪ ዕስለ ኣንበጣ ብሓባር ንመክት

@Tigrai_Tv