Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

@extrasports1


📌ስፖርታዊ ሓበሬታታት ብትግርኛ ዝቕርብሉ ቻናል እዩ። ንሓበሬታ፣ ሪኢቶን ፕሮሞሽንን በዚ ይፅሓፉልና..
@DoItKnow1

@ExtraSportbot

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

22 Oct, 16:57


#OFFICAL፡

ብሉፅ ብቅዓት እናርኣየ ዝርከብ ኣንቶኒ ጎርደን ኣብ ጋንታ ኒውካስትል ዘፅንሖ ናይ ነዊሕ እዋን ውዕሊ ፈሪሙ።
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

22 Oct, 16:54


ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ሓወልቲ ኣኽሱም 3-5 ጋንታ ደሴ

ኣብ ናይ 90' ደቒቓ ፀወታ ብዘይ ምንም ሸቶ ዝተፈላለያ ኮይነን ብቐጥታ ናብ ፍፁም ቅላዕ ከምርሓ እየን ተገዲደን።

በዚ ምኽንያት ክዓ ጋንታ ደሴ ናብ ቀፃሊ ዙር ክትሓልፍ ኪእላ ኣላ።
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

22 Oct, 11:36


ሎሚ ዝሳለጡ ፀወታታት ቻምፕዮንስ ሊግ ግምታት 90Min.
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

22 Oct, 11:34


ሰንበት ዝሳለጥ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ አርሰናል ኣንፃር ሊቨርፑል ማእኸል ዳይና ኣንቶኒ ቴለር ከምዝመርሕዎ ተፈሊጡ። እዚ ፀወታ ስዓት 1:30 ዝሳለጥ ኮይኑ ኣብ ስታድየም ኤምሬተስ ድማ ክግበር እዩ።
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

22 Oct, 11:27


ኢትዮጵያ ኣብ 2029 ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናይ ምስንዳእ ዕድል ክውሃባ ሓቲታ፡፡

ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2029 ንኽተሰናድእ ብዕሊ ሓቲቶም። ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሙትሴፔ ብግደኦም÷ ብኢትዮጵያ ንዝተገበረሎም ድሙቕ ኣቀባብላ ምስጋና ብምቕራብ፤ “ባህሊ፣ ክብሪን ጋሻ ተቐባልነትን ኢትዮጵያውያን ኢትዮጵያ ገዛና ከምዝኾነት ክስመዐና ገይሩ ኢዩ” ኢሎም፡፡

ኢትዮጵያ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2029 ንምስንዳእ ዘቕረበቶ ሕቶ ካፍ ምስ ኮሚቴኡ ከምዝዝትየሉ ገሊፆም።

ፕሬዚዳንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ÷ ዘርኢ ወዲ ሰብ ዝተረኸበላ ኢትዮጵያ፤ “ናትና እውን ሃገር ኢያ” ክብሉ ተዛሪቦም።
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

22 Oct, 10:41


👉 ተፃዋቲ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብራሂም ዲያዝ ካብ ነዊሕ ናይ ማህሰይቲ ግዘ ናብ ልምምድ ተመሊሱ።

👉 ወዲ 18 ዓመት ተከላካሊ ማንቸስተር ዩናይትድ ሌኒ ዮሮ ልምምድ ከምዝጀመረ ተገሊጹ.

ሌኒ ዮሮ ኣብ ቅድመ ውድድር ድሕሪ ማህሰይቲ ምትእንጋዱ ኣብ ናይ ነጥቢ ፀወታ ንማንቸስተር ዩናይትድ ኣይተፃወተን.
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

22 Oct, 10:31


Football is whole again. Welcome back,

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

22 Oct, 05:59


ሎሚ ዝሳለጡ ፀወታታት

🇪🇺ኣውሮፓ ቻምፒዮንስ ሊግ

01:45 | ኤሲ ሚላን vs ክለብ ብሩጅ
01:45 | ሞናኮ vs ሬድ ስታር ቤልግሬድ
04:00 | አርሰናል vs ሻካታር
04:00 | አስቶን ቪላ vs ቦሎኛ
04:00 | ጅሮና vs ስሎቫን ብራቲስላቫ
04:00 | ጁቬንቱስ vs ስቱትጋርት
04:00 | ፒኤስጂ vs ፒኤስቪ
04:00 | ሪያል ማድሪድ vs ዶርትሙንድ
04:00 | ስትሩም ግራዝ vs ስፖርቲንግ ሊዝበን

ኤኤፍሲ ቻምፒየንስ ሊግ
1:00| አል እስትቅላል🆚 አል-ናስር
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

21 Oct, 11:20


ከምሓበሬታ ኦፕታ ኣብዚ ሕዚ ስዓት 10 ብሉፃት ሊግ ዓለምና እዞም ዝስዕቡ ይመስሉ። 📊

1⃣ ፕሪሚየር ሊግ ኢንግሊዝ 🏴󠁧󠁢󠁥󠁮󠁧󠁿
2⃣ ሴሪ ኤ ጣልያን 🇮🇹
3⃣ ቡንዱስሊጋ ጀርመን 🇩🇪
4⃣ ላሊጋ ስፔን 🇪🇸
5⃣ ሊግ ሓደ ፈረንሳይ 🇫🇷
6⃣ ሴሪ ኤ ብራዚል 🇧🇷
7⃣ ፕሪሜራ ሊጋ ፖርቹጋል 🇵🇹
8⃣ ፕሮ ሊግ ቤልጂም 🇧🇪
9⃣ ሜጀር ሊግ ሶኮር ኣሜሪካ 🇺🇸
🔟 ቸምፒዮን ሺፕ ኢንግሊዝ 🏴󠁧󠁢󠁥󠁮󠁧󠁿
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

21 Oct, 11:14


ቡካዩ ሳካ ኣብ ናይ ፅባሕ ፀወታ ኣንፃር ሻክታር ዶኔስክ ክስለፍ ከምዝክእል ኣሰልጣኒ ሚካኤል ኣሪቴታ ገሊጹ።

ኣሪቴታ ወሲኹ እውን ማርቲን ኦዲጋርድ እናሓሾ ከምዝኮነ ገሊፁ ኣብ ናይ ፅባሕ ፀወታ ግን ኣይስለፍን ኢሉ ኣሎ።

ጋንታ ኣርሰናል ኣብ ቻምፕዮንስ ሊግ ፅባሕ ሰሉስ 4:00 ኣንፃር ሻካታር ዶኔስክ ክትገጥም እያ..
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

21 Oct, 10:43


🔴 ትማሊ ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ኣንፊልድ ንቸልሲ ገጢማ 2ን1 ዓወት ዘመዝገበት ሊቨርፑል፤ እቲ ዓወት ኣብ ታሪኻ መበል 3ሽሕ ዓወታ ኾይኑ ተመዝጊቡ።

3️⃣0️⃣0️⃣0️⃣ ዓወት 😍
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

21 Oct, 07:53


ብ ሳይክል 13,000Km ( 6 ወርሕን 20 መዓልትን) ብምጉዓዝ ካብ ቻይና ስዑድ ዓረብ ዝበጽሐ ኣድናቂ ክርስትያኖ ሮናልዶ ኣብ መወዳእታ ብኣካል ረኪብዎ...
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

21 Oct, 07:53


ባርሴሎና ቐፃሊ ክልተ ፀወታ

ሮብዕ vs ባየር ሙኒክ (H)
ቐዳም vs ሪያል ማድሪድ (A)
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

21 Oct, 07:47


ንኣሰልጣኒ ዲያጎ ሲሞኒ ወዱ ጉሊያኒ ሲሞኒ ኣብ 57' ደቂቃ ተቀይሩ ኣትዩ ን ግሪዝማን አሲስት ገይሩ. ኣቦን ወድን ኣብ ሓደ ጋንታ...
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals

Extra Sport ኤክስትራ ስፖርት+ SPORT

21 Oct, 07:47


አንቶኒዮ ኮንቴ ስር ኣብ ጋንታ ናፖሊ ዝሓለፉ 8 ፀወታታት ....

3-0 Vs ቦሎኛ
2-1 Vs ፓርማ
0-0 Vs ጁቬንቱስ 🫱🏾‍🫲🏾
4-0 Vs ካግሊያሪ
5-0 Vs ፓሌርሞ
2-0 Vs ሞንዛ
3-1 Vs ኮሞ
1-0 Vs ኢምፖሊ

20 ጎል ኣቁፂሮም
2 ጎል ተቖጺርዎም
👉@ExtraSports1
👉ጎልን ሃይላይትን
ንምርኣይ 👉@ExtraSportGoals