Neueste Beiträge von Hafi Show ሰደተኛ (@hafishow1) auf Telegram

Hafi Show ሰደተኛ Telegram-Beiträge

Hafi Show ሰደተኛ
እብዚ ቴሌግራም ቻናል በቲ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ቋንቋና ትግርኛ ዝተፈላለዩ ስነ-ጽሑፋት ዝቐርብሉ ብሉጽ channel እዩ።
⭐️ቴክኖሎጂ ምዕባለታት
⭐️ዋዛን ቁም ነገርን
⭐️ዛንታታት ፍቕሪ
⭐️ኣገረምቲ ክስተታት
⭐️ፍልስፍናዊ ጽሑፋት
⭐️ኮታስ ኩሉ ዓይነት ንደቒ ሰባት ጠቐምቲ ዝበሃሉ መደባት ዝቐርብሉ ብሉፅ ቻናል እዩ።
join በምግባር ምሰ hafi show ይሕበሩ
1,765 Abonnenten
871 Fotos
62 Videos
Zuletzt aktualisiert 13.03.2025 11:03

Ähnliche Kanäle

Tigrai Television
13,387 Abonnenten
ZumraTube
1,301 Abonnenten

Der neueste Inhalt, der von Hafi Show ሰደተኛ auf Telegram geteilt wurde.

Hafi Show ሰደተኛ

04 Feb, 20:33

395

ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ፀገም እግዚአብሔር ጥራይ እዩ ክፈትሖ ዝኽእል።🙏🛐
Hafi Show ሰደተኛ

04 Feb, 20:33

381

ቅድሚ ምድቃስኩም ነታ ብሰላም ዘውዓለኩም ክቡር ፈጣሪ ኣመሰግኑ🙏
Hafi Show ሰደተኛ

04 Feb, 05:59

418

2️⃣7️⃣ኣብ ዝሃለኹም ሃሊኹም መድሃኒ ኣለም ኣቦይ ካብ_ክፍኡ ነገር ይሓልኹም ክቡራት ኣሕዋት✝️👏🛐
Hafi Show ሰደተኛ

01 Feb, 18:36

393

ኣብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ ቤት ማእሰርቲ ሰላም ዘይብሉ ገዛ እዩ። ምስ መን ትምርዖ ወይ ምሰ መን ኣብ ፍቕሪ ትወድቕ ተጠንቀቕ ❤️
Hafi Show ሰደተኛ

31 Jan, 19:44

431

ፍቅሪ ከም ዘሎ እፈልጥ እየ ማማ ንዓይ ክትሕጎሰኒ ዝከኣላ ኩሉ ክትገብር ስለ ዝረኣኹ🥹የፍቅረኪ ማማ
Hafi Show ሰደተኛ

31 Jan, 05:03

442

ካብ ምድቃስካ ብሰላም ምሰ ምሉእ ጥዕና ምትንሳእ ካብኡ ዝዓቢ ውህበት የለን'ሞ፡ ወነንቲ
ምሉእ ጥዕና ብምዃና ንፈጣሪና ነመስግን።
ተመስገን ኣምላኸይ🙏🙏🙏
Hafi Show ሰደተኛ

30 Jan, 20:14

443

Thank you so much 11.9k followers on tiktok really thank you guys🙏🙏👇👇
Follow ዘይገበርኩም ኣብ ታሕቲ ብዘሎ link ኣቲኹም follow ግበሩ ንትገብሩለይ ኣቐዲመ የመስግን ።
👇👇👇👇👇👇👇👇
tiktok.com/@hafishow
Hafi Show ሰደተኛ

30 Jan, 18:18

295

ኣብዛ ዓለም ከም ኣዴኻ ካብ ልቡ ኣብ ህይወት ዓወት ዝምነየልካ ሰብ የለን።
Hafi Show ሰደተኛ

30 Jan, 17:45

317

ኣፍሪካውያን ብዕቱብ ዝወስድዎ መጠንቀቕታ LOW BATTERY ጥራይ እዩ..🫀

♡ሓቂ [❤️]
︎ሓሶት [😂]
Hafi Show ሰደተኛ

30 Jan, 17:20

348

እቲ እንኮ ዝሰርሕ ናይ ነዊሕ ርሕቀት ዝምድና ምሰኻን ምሰ ኣምላኽካን ዘሎ ጥራይ እዩ።🙏🙏🙏