Neueste Beiträge von Hafi Show ሰደተኛ (@hafishow1) auf Telegram

Hafi Show ሰደተኛ Telegram-Beiträge

Hafi Show ሰደተኛ
እብዚ ቴሌግራም ቻናል በቲ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ቋንቋና ትግርኛ ዝተፈላለዩ ስነ-ጽሑፋት ዝቐርብሉ ብሉጽ channel እዩ።
⭐️ቴክኖሎጂ ምዕባለታት
⭐️ዋዛን ቁም ነገርን
⭐️ዛንታታት ፍቕሪ
⭐️ኣገረምቲ ክስተታት
⭐️ፍልስፍናዊ ጽሑፋት
⭐️ኮታስ ኩሉ ዓይነት ንደቒ ሰባት ጠቐምቲ ዝበሃሉ መደባት ዝቐርብሉ ብሉፅ ቻናል እዩ።
join በምግባር ምሰ hafi show ይሕበሩ
1,777 Abonnenten
858 Fotos
62 Videos
Zuletzt aktualisiert 11.03.2025 07:49

Der neueste Inhalt, der von Hafi Show ሰደተኛ auf Telegram geteilt wurde.

Hafi Show ሰደተኛ

01 Feb, 18:36

393

ኣብ ዓለም እቲ ዝኸፍአ ቤት ማእሰርቲ ሰላም ዘይብሉ ገዛ እዩ። ምስ መን ትምርዖ ወይ ምሰ መን ኣብ ፍቕሪ ትወድቕ ተጠንቀቕ ❤️
Hafi Show ሰደተኛ

31 Jan, 19:44

431

ፍቅሪ ከም ዘሎ እፈልጥ እየ ማማ ንዓይ ክትሕጎሰኒ ዝከኣላ ኩሉ ክትገብር ስለ ዝረኣኹ🥹የፍቅረኪ ማማ
Hafi Show ሰደተኛ

31 Jan, 05:03

442

ካብ ምድቃስካ ብሰላም ምሰ ምሉእ ጥዕና ምትንሳእ ካብኡ ዝዓቢ ውህበት የለን'ሞ፡ ወነንቲ
ምሉእ ጥዕና ብምዃና ንፈጣሪና ነመስግን።
ተመስገን ኣምላኸይ🙏🙏🙏
Hafi Show ሰደተኛ

30 Jan, 20:14

443

Thank you so much 11.9k followers on tiktok really thank you guys🙏🙏👇👇
Follow ዘይገበርኩም ኣብ ታሕቲ ብዘሎ link ኣቲኹም follow ግበሩ ንትገብሩለይ ኣቐዲመ የመስግን ።
👇👇👇👇👇👇👇👇
tiktok.com/@hafishow
Hafi Show ሰደተኛ

30 Jan, 18:18

295

ኣብዛ ዓለም ከም ኣዴኻ ካብ ልቡ ኣብ ህይወት ዓወት ዝምነየልካ ሰብ የለን።
Hafi Show ሰደተኛ

30 Jan, 17:45

317

ኣፍሪካውያን ብዕቱብ ዝወስድዎ መጠንቀቕታ LOW BATTERY ጥራይ እዩ..🫀

♡ሓቂ [❤️]
︎ሓሶት [😂]
Hafi Show ሰደተኛ

30 Jan, 17:20

348

እቲ እንኮ ዝሰርሕ ናይ ነዊሕ ርሕቀት ዝምድና ምሰኻን ምሰ ኣምላኽካን ዘሎ ጥራይ እዩ።🙏🙏🙏
Hafi Show ሰደተኛ

30 Jan, 17:19

356

ናይ ሓደ ሰብ መጻኢ ዕድል ብህሉው ኩነታቱ ተመርኲስካ ፈጺምካ ኣይትፍረድ ምኽንያቱ ግዜ ንዝኾነ ጸሊም ሕመት ናብ ንብሩህ ኣልማዝ 💎 ናይ ምቕያር ሓይሊ ስለዘለዎ።
Hafi Show ሰደተኛ

29 Jan, 20:21

389

ሰላም ንዓኣቶም ይኹን።
ነቶም ኣብ ውሽጦም ሓዘንተኛ ልቢ ሒዞም ፍሽኽ ክብሉ ዝፍትኑ
Hafi Show ሰደተኛ

29 Jan, 19:58

337

ሓደ ሰብ ብሓቂ ከፍቅረካ ከሎ

1) መዓልትኻ ከመይ ከምዝነበረ ይሓተካ፣ ብሓቂ ድማ ኣብ መልሲ ተገዲሱ ይሰምዓካ💖🥰

2) እንተሓዝንካ ይሓዝን።ዘይሕጉስ ኮንካ ክርእየካ ይጸልእ።😪🥰💞

3) ብዛዕባ ሓጎስካን ጽቡቕ ምህላውካን ይግደሰ፣ ምዝንባል ክትገብር ከለኻ ድማ ስምዒታትካ ኣብ ግምት የእትዉ።

4) ተሸግርካ ክርኤካ ኣይደልን ደጋፊኻ ወይም ሓጋዚኻ ክኸውን ድማ ይጽዕር።💞💕

5) ብዛዕባኻ ሕማቅ ክሰምዕ ፈጺሙ ኣይደሉን ኩሉ ግዜ ፅብቅካ እዩ ዝምነ።🌹💌💍

6) ምሳኻ ግዜ ከሕልፍ መደባት የውፅእ

7) ከም ዘፍቅረካ ይነግረካ፡ ብኹሉ ኣተሓሕዛኻ ድማ የድንቀካ።💋🥰

#followe_like_Share_ኣይንረስዕ!
እንተፈቲኹማ ናብ ማሓዙትኩም የዕሩኽቱኹም
ሼር ግበርዎ ሰሰናዩ ንኹልና። እንተ ኪኢልኩም ከኣ ዩቲብ ቻናል ናተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንትገብሩለይ ኣቐዲመ የመስግን ።
YouTube channel 👇👇👇👇👇
https://www.youtube.com/@HafiShow

✍️hafi_show
ንዝያዳ ምኽርታት ህይወት JOin ግበሩ
👇👇??👇👇👇👇👇👇
https://t.me/hafishow1