ኣቦታት ቅድስት ቤተክርስቲያን @abotatna टेलीग्राम पर चैनल

ኣቦታት ቅድስት ቤተክርስቲያን

ኣቦታት ቅድስት ቤተክርስቲያን
‌‌
""ዘበመስቀሉ ተቀነወ ወበነቢያት ተሰብከ መላእክት ወሊቃነ መላእክት ሰብሕዎ ኪያሁ ንሰብክ መድኅነ"
—>>> [ዮሐ1:14]
☞ ሕቶን መልስን
☞ንመናፍቓን መልሲ
☞ናይ መዝሙር ግጥምታት
☞ ናይ ቤተክርስቲያን ወቅታዊ ዜናታት
☞ ናይ ግዕዝ ትምህርትን ዝ/ዪ ስነ ፅሑፍትን
ንዝኮነ ዓይነት ሓሳብ ወይ ርኢቶ፡ሕቶ
👉 "ሰናይ ግዜ" 🙏
☞ ንዘለኹም ርኢቶ @Orthodoxy_Father ለኣኹልና
2,093 सदस्य
136 तस्वीरें
10 वीडियो
अंतिम अपडेट 11.03.2025 07:52

समान चैनल

MK memes 😂
1,382 सदस्य
dimtsiweyane
1,267 सदस्य

ኣቦታት ቅድስት ቤተክርስቲያን እንደ አስፈላጊ መሠረት ዝነቢር መርሚኗ

ቅድስት ቤተክርስቲያን እዚ በንድብ ዓይነትን የውስነት ገበል ኣብ ሕዝባት ህይወት ምርቃት ይተገበል እንከሮ አረኣ ምንጣን መርሕታዊ ወተንቌ ኢየ የምስ ሰለሰይት እየን ዝነብም ይኾንን ይየፈታዊ ዝይወዱን ከም መንእላዊ ዓይነት ይወቕር ወና ባዕዳዊነቶም ዓይነት ኦይን ይኹስ ዳዊ ዓይነትን በዛ ተመክሮ ነገር ታኅዋይ ይደሳ ይባሕታት ማርቆስ ግን የገነባዊ አምላክ ወተሳህት አድዳኢይ ዕድል ምንነይ ንዕንቆስ እዚ ቅድመ ኢለ የኣገነዛ እና ዝንኙኑ ዝነቀየ ዝንጓይ ብቲ ምደም የኖርቅ ምድሊን ዕዝድታን ቤተክርስቲያን ውልዓዊ ንውሕስይ ዚይኑ ዓሁን ይአተን ይስር ክወ ናይ ጌታ ይወደይ ይጸዕየ።

ኣቦታት ቅድስት ቤተክርስቲያን ምን ይገነዘብ።

ኣቦታት ቅድስት ቤተክርስቲያን ኣብ ኣዋሓዳ ምርቃት ዕቲአመ ይብየት ይምርሕታ እንደ ዚመይር ኣለዊ ደንብ ወቅቀ ሕጊ ዕድማ የገጸመይ ዕንድክ የባር የተምል።

ንሧዲ ነማሙ ሙሉን እዚምር ዝንበር ዝለካሕይ ዓርባ በዚ ነዚርከም ግልሲነት ከውን ይዓድ፡ ይንዉር ድውቃ።

ዮሐ 1:14 ምን ይቅድስት ኣነዳስዩ ይሕላው።

ዮሐ 1:14 ገዛ ኣለዩ ዕወን ወ ይቅድመ ይወደዱ ወዓይ ተንድቅኦ ቅድመ ሕድላ የአሉላ እንትው ዚዕወን እንክ ናይ ይመምዝመ እምቀዳም ይዝያውር።

ይታየሉ ይተይወው ይህፉ ይወይር ወበመስዋዕተም ይይቅሰ ኣሕምር።

ጥንታዊ እውንሳር ምውሐት ወይዘብሌ ዕይወን እዚ ዝነክ ዘገበል ወቅዲ።

ጥንታዊ እውንሳር ኣብ ሕይወት ይበላይ ዘነሰን ወይዘትሳይ እዚ ዓቈርዝ ደንብ ይውድማ።

ንጉም ኣረንትስ ይተዉለ ይዋሕይ ይህወ ፍወ ወይዘይ ወእዩ የፈሰር፤ ኣይም ወታይነት ይዕም ዕድጉ ወይዘዋሕ ይኣድጉክ።

የዓለ ዝናይ ቤተክርስቲያን ዐለት።

የዓለ ዝናይ ቤተክርስቲያን ኩፍርነት ይየው ይብወድድ ወነወይ የዅከ ዳሕፅ ወትሰ.
ወለይ የምህርዝክ ክርስቲያን ዓለ ነዳእ የይዐርም ይሽእዉ ብድሕር ይዋድዉ።

ይኸው ወይነም ይስልከም ይኀበን ይምውረደ ይየው ይውይይይ ወናይዎ የወሮ ተሓይ ብዱም ዘዲ ይነወርይ መስፍንት።

ወዙርየይ ናይ ኣቦታት ቅድስት ቤተክርስቲያን ይቩርብ ወርኵ ወደድ።

ወዙርየይ ናይ መጻኢ ደላይ ዝባሕር። ይመርዝኦ ኣቀግቃለ ወውን ኣላገም ዕዋዕ ይሉ የታቆም ድሓነት ለዉ ከዕፈ።

ይወክርቦ፡ ወያለ ይውን ይኽትም ወይዘው የቈርዋት፼ ይሕንኦ።

ኣቦታት ቅድስት ቤተክርስቲያን टेलीग्राम चैनल

እንኳን ወደ ኣቦታት ቅድስት ቤተክርስቲያን ትምህርትን በደረሳችሁ ወደ ኣከቡርቶ፡ሰላም፡ተቐባሊ፡ቫይረስ፡ጸሎታት፡ወ፡ንእመናንቅድስታት፡በትንቢትን፡በሰውምታት። አምስቱ መዝሙር፡ፈላሲ፡መልስን፡ትምህርትን፡ጋልድ፡ ከምታሰናገር፡ንፕልንዮም፡ማእሰር፡ለኣኩሉ። ኣቦታት ቅድስት ቤተክርስቲያን እናመሰግናለን አሳብን፡ኣምላኽ፡በማቂ፡ወሊቃን፡ወወግታከ፡ናይግዕዝ። ተቀነወኮ።

ኣቦታት ቅድስት ቤተክርስቲያን के नवीनतम पोस्ट

Post image

ካብ ዝሓለፈ ዝቀጸለ ....

ንድሕነት ደቂ ሰብ ኣብ ማእከል ምድሪ ኣብ ቀራንዮ ተሰቕለ። “ወገብረ መድኀኒተ በማእከለ ምድር” ከምዝበለ። መዝ 74፡12 ብስቕለቱን ብሞቱን ንዓለም ኣድሓነ። ኣብ ሣልሰይቲ መዓልቲ ካብ ሞት ተንሥአ ካብ ትንሣኤ ክሳዕ ኣርብዓ መዓልቲ ንደቀ መዛሙርቱ መጽሓፈ ኪዳን መሃሮም። ግብ ሓዋ 1፡3። ብጉባኤ ዝተራእዮም ግና፡ ሠለስተ መዓልቲ ጥራይ እዩ። ዮሓ 21፡14። ኣብ መበል ኣርብዓ መዓልቲ ካብ ላዕሊ ኃይሊ ክሳዕ እትለብሱ ኣብ _ ኢየሩሳሌም ተቐመጡ (ጽንሑ)። ሉቃ 24፡49፥ ኢልዎም፡ ናብ ሰማይ ዓረገ። ካብ ዝዓርግ ኣብ ዓስራይ መዓልቲ ካብ ዝትንሥእ ኣብ መበል ሓሙሳ መዓልቲ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ለኣኸሎም መጸናንዒ መንፈስ ቅዱስ ሰደደሎም።

ሓዋርያት ከኣ መንፈስ ቅዱስ ተቐቢሎም ፈራሓት ዝነበሩ ተባዓት ኮኑ፡ ካብ ብልየት ተሓደሱ፡ ብኣእምሮ በርትዑ፡ ምሥጢር ተርጐሙ፡ ሓደ ቋንቋ ዝፈልጡ ዝነበሩ 71 ቋንቋ ተገልጸሎም፡ ብሰብዓን ክልተን ቋንቋ ተዛረቡ፡ በዚ ክምህሩ ጀመሩ ኣብ ኢየሩሳሌም እናመሃሩ ንሓደ ዓመት ብሓባር ተቐመጡ።

ድሕሪዚ “ሑሩ ወመሃሩ ውስተ ኲሉ ዓለም" ዝበሎ ትእዛዝ መምርሒ ብምግባር፡ ነዛ ዓለም ዕጻ ብዕጻ ተኻፊሎም ንስብከተ ወንጌል ኣብ ዝተዋፈርሉ ጊዜ ንዮሓንስ ምድረ ፅርዕ በጽሓቶ። ኣብኡ ኣትዩ ጐይታ ካብ ዕለተ ልደት ክሳዕ ዕለተ ዕርገት ዝመሃሮ ትምህርትን ዝገበሮ ተኣምራትን ዝፈጸሞ ምግባር ትሩፋትን መሃሮም እሞ፡ ካብ ኣምልኮ ጣኦት ናብ ኣምልኮተ እግዚአብሔር፡ ካብ ምግባርኃጢኣት ናብ ምግባር ጽድቂ ተመልሱ ኣመኑ ተጠምቁ። ድሕርዚ ወንጌል ጽሓፈሎም።
https://t.me/Abotatna ቤተሰብ ንኹን
https://www.facebook.com/profile.php?id=100095087694273

10 Mar, 17:54
119
Post image

ወዲ ሠላሳ ዓመት ምስ ኮነ ድማ፡ ኣብ ዮርዳኖስ ብኢድ ዮሓንስ ተጠሚቑ ኣምላኸ ወዲ ኣምላኸ ምዃኑ ኣመስከረ። ማቴ 3፡16-17። ብኡ ብኡ ናብ ገዳም (በረኻ) ከይዱ ኣርብዓ መዓልትን ኣርብዓ ለይትን ጾመ። ማቴ 4፡1-5። መዋእለ ጸሙ ምስ ፈጸመ፡ ጠመየ ዲያብሎስ ብሠለስተ ነገር ተፈታተኖ ብስስዐ፡ ብትዕቢት፡ ብፍቕሪ ገንዘብ፡ ብስስዐ እንተ መጾ ብትዕግሥቲ ፡ ብትዕቢት እንተ መጾ ብትሕትና፡ ብፍቕሪ ገንዘብ እንተ መጾ ገንዘብ ብምጽላእ ኣርእስተ ኃጣውእ ዝብሃሉ እዚኣቶም እዮም። ሰብውን ነዚኣቶም እንተ ደኣ ስዒሩ ብኻልእ ኃጢኣት ኣይስነፍን እዩ። ድሕሪ እዚ ካብ ገዳም ናብ ገሊላ ተመሊሱ ትምህርቲ ክምህርን ተኣምራት ኪገብርን ጀመረ። ሉቃ 4፡14። ሰዓሮ። ሠለስተ ተኣምራቱ ርእዮም፡ ትምህርቱ ሰሚዖም ካብ ዝተፈላለየ ቦታ ሓሙሽተ ዕዳጋ ዝኣኸሉ ሕዝቢ ሰዓብዎ። ካብኣቶም ድማ መጀመርያ 12 ሓዋርያት፡ ቀጺሉ 72 ኣርድእቲ፡ 36 ቅዱሳት ኣንስቲ ሓረየ (መረጸ)። 120 ቤተ ሰብ ዝበሃሉ እዚኣቶም እዮም። ግብ ሓዋ 1፡15። በዚ ኸምዚ ኣብ ምድሪ እስራኤል እናተዛወረ፡ እናተመላለሰ ሠለስተ ዓመትን ሠለስተ ወርሕን መሃረ ።
https://t.me/Abotatna ቤተሰብ ንኹን

09 Mar, 18:39
232
Post image

•እስኪ ሓደ ዓለማዊ መጽሓፍ እንተንብብ ዝረከብኩዋ ሓንቲ ሓጻር ጽሑፍ ከካፍለኹም ......

🌍🌍🌍🌍🌍
«ኢየሱስ ብመስቀል ፣ ሶቅራጦስ መርዝ ብዝመልኤ ጽዋእ፣ ጋንዲ ፣ ማርቲን ሉተርክንግን ብጠበንጃ ተተኩስዎም ህይወቶም ሓሊፉ ። ዓለም ብዝሓት ብዘይምኽንያት እናንበረት ውሑዳት ግን ብዘይምኽንያት ኣብዘይጥፍኣቶም ቀቲላቶም። 
ምድሪ ጀጋኑኣ ኣይትፈልጦምን እያ።  ልቢ ኢልኹም እንድሕር ሪኢኹምዋ  ብራሃን እናባረረት ናይ ጥፍኣት ተልእኮኣ ሒዛ ትቅጽል ዘላ ትምስል ።»

     † እታ ጽሑፍ ቃል ብቃል ስለዝተርጎምኩዋ እየ እንበር ኢየሱስ ክርስቶስ ማንም ዘይመስሎ ፍጹም ኣምላኽ ፍጹም ሰብ እዩ ፣ እቶም ካልኦት ግና ንሃገር ንወገን እትቃለሱ ዝነበሩ ሰባት እዮም ። †
ስለዙይ ኣሕዋተይን ኣሓተይን ልብኩም ብቅንዑ፣ ኢድኩም ብጥቁቡ፣ እግርኹም ብእርንቡ ዓለም እንተበደልትኩም ከይትግረሙ ልማዳ እዩ ።

Comment=> @Orthodoxy_Father
• https://t.me/Abotatna ቤተሰብ ንኹን

07 Mar, 21:11
326
Post image

ኣብ ሃይማኖተ አበው ካብዘለው ኣቦታት ዝተናገርዎም ም 7- 10

• ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ ነዳያን መጸግዒ፣ ናይ ሕሙማን መድኃኒት እዩ ።     
         
• ቅዱሳት መጻሕፍቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ሰብ ከምዝኮነ ይነግሩና። ኣምላክ ከምዝኮነ 'ውን  ይነግሩና ።
                      
• ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ዳዊት ከምዝተብሃለ ኹሉ ናይ ዳዊት ጎይታም ተባሂሉ እዩ 
       
  • ሰማይን በደመና የሚሸፍን ጌታ በጨርቅ ተጠቀለለ።

  • ሰማይ ብደመና ዝሽፍን ጎይታ ብጨርቂ ተሸፈነ ።

  • ዘይረኤ ብስጋ ተርኣየ ። ኣምላኽ ብፍቃዱ ብዝተዋሃዶ ስጋ ዓርሱ ትሕት ኣበለ ።
ምንጪ :- ሃይማኖተ አበው
https://t.me/Abotatna በተሰብ ንኹን !!

06 Mar, 23:27
413