TIGRAY TIMES

@tigray_times


ይህ Channel በብዛት ሃገረ ትግራይ (Tigray Republic) ላይ የሚያተኩር ነው...

TIGRAY TIMES

23 Sep, 08:34


https://t.me/hamster_kombat_bOt/start?startapp=kentId968022655
Play with me, become cryptoexchange CEO and get a token AirDrop!
💸 2k Coins as a first-time gift
🔥 25k Coins if you have Telegram Premium

TIGRAY TIMES

05 Mar, 21:14


🚫 ጌታቸው ረዳ‼️


▪️ብሓቂ ጌታቸው ረዳ ክንድዚ ወሪዱ ምርኣይ ብጣዕሚ የሕዝን! ኣይተ ጌታቸው ረዳ ጊዜያዊ ፕሬዝደንት ትግራይ ኮይኑ ክሽየም ከሎ ብህዝቢ ትግራይ ፅቡቕ ድጋፍን ተስፋን ተገይርሉ ነይሩ ኣነ ብውልቀይ'ውን ኣብ ጌታቸው ረዳ ንእሽተይ ተስፋ ነይሩኒ፤ ኣዝዩ ብዘሐዝን መልክዑ ግና ምእንቲ ግላዊ ስልጣኑ ናይ ፌደራል መንግስቲ ተልእኾታት ተቐቢሉ ንዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ኣብ ውሽጢ ሕንፍሽፍሽ ተፀሚዱ ይርከብ። በዚውን ውዕሊ ፕሪቶሪያ ናብ ሓደጋ ኣእትይዎ ኣሎ‼️

▪️ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ስልጣን ካብዝሓዘላ መዓልቲ ጀሚሩ እስካብ ዛሎሚ ዕለት ምስ ኣብይ ኣሕመድ እናተራኸበ ካብ ምድርራዝ ወፃኢ ዘዐወቶ ዋላ ሓደ ነገር የለን‼️

▪️ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓሳዊ፣ ኣደናጋሪ ትግራይ ንምምራሕ ምንም ዘይምጥን ዒዋላ እዩ‼️
እዚ ጥረ ሓቂ እዩ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

05 Mar, 18:21


▪️ ኢለ ነይረ ታይ ይዓብስ እምበር ኩሉ ዝበልኩዎን ዝፈራሕክዎን ኮይኑ እዩ። ሰኣን ድሑርን ድኹምን ፖለቲካና ምክንያት ከምቲ ዝኸፈልናዮ መስዋእትን ብወታደራዊ ሓይሊ ዝረኸብናዮም ዓወታትን ክንበፅሖ ካብ ዝግበኣና ቦታ ኣዝዩ ትሒትና ህዝብና ሐዝውን ኣዝዩ ብዘሐዝን መንገዲ ኣብ ስቃይ ይርከብ። ብቻ ሐዚ ንድሕሪት ምርኣይን ኣብ ስልጣን ንዘየለ ኣካል ምውቃስን ኣድላዪ ኣይኮነን።

▪️ ጎራ ሒዝና ደገፍቲ ናይዝን ናይትን ኮይንና ንቖመሉ ምንም ምክንያት የለን፤ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ (ጌታቸው ረዳ) ስልጣን እንትሕዝ እንታይ ዕማማት ሒዙ ነይሩ ሐዚኸ እንታይ ሰሪሑ? (ብርግፅ ምንም ጥዑይ ነገር ኣይሰረሐን) ህዝቢ ትግራይከ ኣብ ከመይ ዓይነት ኩነታት ይርከብ? ኢልና ዓርስና ንሕተት፣ ንሞግት፣ ንቃለስ!

▪️ ብዝኾነ Dedebit media (ሃይለ ዓረፋይኒ) እናተኸታተልና!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

04 Mar, 19:37


ድሕሪ ነዊሕ ጊዜ ተመሊሰ ኣለኹ ደቂ ወየንቲ!
ከመይ ቀኒኹም!?

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

11 Aug, 15:41


ካብ ሐዚ ጀሚሩ ንውሕ ንዝበለ ጊዜ ኣብዚ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣይክህሉን።
/ከዛሬ ጀምሮ ረዘም ላለ ጊዜ እዚ ማህበራዊ ሚድያ ላይ አልኖርም።/

ኩሉ ዝፀሓፍክዎ ኩሉ ዝበልክዎ ምእንቲ ትግራይ እዩ። ኩሎም ስግኣታተይ ብፅብቅ ንክዛዘሙ ይምነ!

* ትግራይ ሐዚ ኣብ ሕማቕ ኢድ ኣላ:

ትግራይ ካብ ሕማቕ ናብ ዝኸፈአ እናኣተወት እምበር እናሰዓረት ኣይትርከብን ስለዚ ከምቲ ኩልጊዜ ዝብሎ ብያንስ ሱቕ ኣይትበሉ ጠይቁ፣ ሞግቱ፣ ፅዕንቶ ፍጠሩ፣ ረብሓ ትግራይ ነኪስኩም ሓዙ። ነገራት ምስ ረብሓን ደሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ንርኣይ፤ ኣብ ብሄራዊ ሓድነትና ስጡማት ንኹን። ቃልስና ሐዚ'ውን ከይጭወ ኩላትና ቆቓሓት ኮይንና ንሓሉ።

ብቻ ናይ ታሪክ ተሓተቲ ከይንኸውን ልቢ ንግበር ቅድሚ ኩሉ ህዝቢ ይዓቢ፤ ክንድግፍ ከለና ብምክንያት ይኹን።

ፍቕሪ ህወሓት ዓይንኹም ሸፊንዎ ነገራት ምርኣይ ዝኣበየኩም ደገፍቲ ህወሓት ግን ተገላጊልኩም ሐዚ ዕረፍቲ ክትረኽቡ ኢኹም....ሓቀይ ዶ?😁
ግን ታያ ዝፍተው ነገር ሃሊዋ እዩ እንዶ? 🤔

ብዝኾነ ደሓን ኩኑ! 👋

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

11 Aug, 13:25


በመጨረሻም እስኬው በሰላማዊ መንገድ መታገል ስላልቻልኩ የትጥቅ ትግሉን ተቀላቅያለው ብሎ ጫካ ገብቷል። 😁

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

11 Aug, 12:56


ተስፋፊው ሃይል ሆይ የጊዜ ጉዳይ ነው እንጂ ከባድ ዋጋ መክፈላችሁ አይቀርም!

ይህ ቪድዮ ከአንድ አመት በፊት አንድ ለህክምና ሪፈር ተብሎ በአምቡላንስ ሲጓዝ የነበረ የኦሮሞ ተወላጅ ከአምቡላንሱ አውርደው በፌሮ፣ በዱላ እና በገጀራ ቀጥቅጠው ሲገድሉት የሚያሳይ ቪድዮ ነው።

የክልል 3 ልጅ ከሆንክ ገና ከልጅነትህ ጀምሮ ስለ ብሄር ብሄረሰቦች መጥፎ ነገሮችን በተረትና ምሳሌ እየተማርክ ነው የምታድገው፤ እናም እሄ ያደጉበት እርኩስ ተግባራቸው ስለሆነ አሁን በሚሰሯቸው ዘግናኝ ግፎች መገረም እናቁም!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

11 Aug, 12:19


ውሽጠይ ብዞም ሰባት ቆሲሉ፤ ሐዝውን ብዓይኒ ዕሙት ዝድግፍ ምንም ዘይነቐሐ ትግራዋይ ክርኢ ከለኹ ድማ ሕማም ኣብ ልዕሊ ሕማም... ደኺመ! 😫

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

11 Aug, 11:43


👥 ግሩፓችንን ይቀላቀሉ 👇

https://t.me/TIGRAY_TIMES_GROUP
https://t.me/TIGRAY_TIMES_GROUP

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

11 Aug, 11:15


ኣነ ንህወሓት ዝቃወማ ሕሉፍ ፀሊም ታሪኻ ከምዘሎ ኮይኑ ሐዚ'ውን ግን ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ካብትሰርሕ፤ ረብሓን ደሕንነትን ኣምሓሩን ኤርትራን ዘጨንቓን ብመስዋእቲ ተጋሩ ንኢትዮጵያ ንምድሓን ብሙሉእ ዓቅማ ትሰርሕ ስለዘላን እዩ። ቃልስና'ውን ዝተናወሐ ብዚ ምክንያት እዩ።

ህወሓት ማለት ካብ ዝሓለፈ ጌጋኣ ዘይትመሃር፣ ሐዚ'ውን ናብ 4ኪሎ ቤተመንግስቲ ንምኻድ መስዋእቲ ኣሓትና ኣብ ምጭዋይ ትርከብ ብደም ተጋሩ ዝጠልቀየት፣ ብመስዋእቲ ተጋሩ ቁማር ትጫወት ካሕዳም፣ ጠላምን መጣጢት ደም ተጋሩን ዝኾነት ወንጀለኛ ውድብ እያ‼️

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

11 Aug, 09:25


ሐዚስ ካብታ ደንቆሮ ውድብ ንላዕሊ ብጭፍንን ብመሃይምነትን ተምልኽዋ ደገፍታ ፀሊአኩም ክመውት ኢለ! ንዓኻትኩም ከረድእ ኢለ ዘውፃእኽዎ ሓይልን ጊዜን ብጣዕሚ የጣዕሰኒ ኣሎ! 😏

ናይ ህዝቢ ትግራይ ስቃይ ንኽናዋሕ ናትኩም ግደ ልዑሉ ምዃኑ እውን ፍለጡ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

11 Aug, 05:04


እንታይ መሲልኩም እዚ ሐዚ መንግስቲ ትግራይ እየ ዝብል ዘሎ ኣካል ዝኸዶ ዘሎ ኣካይዳ ናይ ጥፍኣት መንገዲ እዩ፤ ካብዚ ንትግራይን ተጋሩን ናብ ገደል ዘእትው ዝተሰሓሓተ መንገዲ ክነድሕኖ ንኽእል ድማ ንሕና ተጋሩ ጥራሕ ኢና ግን እስካብ ሐዚ ዝነቀሐ ትግራዋይ ብጣዕሚ ንእሽተይ እዩ፤ ሐዚ ትግራይ ገጢሙዋ ዘሎ ፀገም ድማ ጊዜ ዝህብ ኣይኮነን።

Please ተስፋ ኣይተቑሩፁና እቦ!

ስለዚ ብፍጥነት ካብ ሰበስልጣናት ኣምልኾ ወፂና ኩሉ ነገር ብዓይኒ ጥቕምን ደሕንነትን ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እናረኣና እቶም መራሕቲ ትግራይ ካብዚ ሐዚ ዝኸድዎ ዘለዉ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ንኽወፁ ፅዕንቶ ንፍጠር።

ከይረፈደ ነቒሕና ህዝብና ነድሕኖ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

10 Aug, 18:54


ብሄራዊ ሓድነት እምበር ፖለቲካዊ ሓድነት ዝበሃል ነገር የለን‼️

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

10 Aug, 18:13


ካብ ትግራይ ወፃኢ ኮይንኩም: ቅድሚ ህዝብኹም ውድብ (ህወሓት) በሊፅኩም ብዓይኒ ዕሙት ሆሆሆ እናበልኩም ትጓዓዙ ዘለኹም ሰባት ዋና ቀተልቲ ህዝቢ ትግራይ ምዃንኩም ፍለጡ።

ብዘይምፍላጥ ዋላ ይኹን ናይ ህዝቢ ትግራይ መከራን ስቃይን ንክነውሕ ግን ትሰርሑ ምህላውኩም ፍለጡ።

ሐዚ ክርደአኩም ተዘይክኢሉ፤ ምስ ረፈደ ዋላ ይኹን ግን ጊዜ ባዕሉ ከረደአኩም እዩ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

10 Aug, 17:31


ሐዚውን ንምንታይ ሓቂ ወፀ ዝብል ትግራዋይ ኣሎ ማለት ድዩ?

ንምንታይ ሓቂ ወፀ ንምንታይ ዓለም ፈለጦ ንምንታይ ፀላኢ ብኣነ ስቃይ ተሓጎሰ ኢልካ ዋጭዋጭ ምብል ብስሩ ታይማለት እዩ?🤔

የግዳስ ዳግም ኣብ ትግራይ ደም ከይፈስስ እንታይ ይስራሕ ኣሎ? እዚ ኩሉ መስዋእቲ መናእሰያት ንነፃ ሃገረ ትግራይ ድዩ ወይስ ምስ ኢትዮጵያ ንምቕፃል ኢልኩም ሕተቱ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

10 Aug, 16:00


ኣብ ልዕሊ ትግራይ ይቅፅል ብዘሎ ፅንተት ቀንዲ ተሓታቲ እቲ ሐዚ ናይ ትግራይ መንግስቲ እየ ዝብል ዘሎ ጉጅለ እዩ!

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

10 Aug, 14:37


👥 ግሩፓችንን ይቀላቀሉ 👇

https://t.me/TIGRAY_TIMES_GROUP
https://t.me/TIGRAY_TIMES_GROUP

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES

TIGRAY TIMES

10 Aug, 14:32


እታ መስመር!

▪️እታ መስመር ፀረ ለውጢ መስመር እያ!
▪️እታ መስመር ሓዱሽ ሓሳብ ዘይትቅበል መስመር እያ!
▪️እታ መስመር ካብታ መስመር ሓሊፍካ ክትከይድ ዘይትፈቅድ ማዕብጦ መስመር እያ!
▪️እታ መስመር ብዓቐን ዋናታታ ልክዕ ዝተሰመረት መስመር እያ!
▪️እታ መስመር ልዕሊኣ ዓቅሚ ዘለዎ ክተሕልፍ ዘይትፈቅድ ቀያዲት መስመር ጥፍኣት እያ!

Star Views

@TIGRAY_TIMES
@TIGRAY_TIMES