Messebo Cement Factory PLC

@messebocementplc


Messebo Cement Factory PLC

15 Oct, 18:16


እዋናዊ ሓበሬታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ
========================
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ብምኽንያት ዘጋጠሞ ቴክኒካዊ ፀገም
ኣብ ደውታ ብምህላው እቲ ፀገም ንምፍታሕ ሰብ ሞያ 24 ሰዓታት ብዘይ ዕረፍቲ ናይ ፅገና ስራሕቲ እናሰርሑ ኣብ ምዝዛም ከምዘለው ንዓማዊልና ንገልፅ። እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ን ደውታ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ምኽንያት ተባሂሉ ዝለዓል ዘሎ ኣጀንዳ ካብ ሓቂ ዝረሓቐን መሰረት ዘይብሉን ከም ዝኾነ ንገልፅ።
ብዛዕባ ትካልና ክበርሀልኩም እትደልይዎ ዝኾነ ዓይነት ሐበሬታ እንትህሉ ብ ኣካል ናብ ትካልና ብምምፃእ ወይ ደማ ብ ዕላዊ ማሕበራዊ ሚድያ ኣድራሻና ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

Face book-https://www.fb.com/l/6lp1kJRRR
Telegram - https://t.me/messeboCementPLC
X (Twitter )- @messeboC
Website -https://www.messebocement.com/

#ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ
#ፅርየት_ብተግባር

Messebo Cement Factory PLC

03 Oct, 08:49


መዓልታዊ ፀብፃብ ፅዕነት ሲሚንቶ
=====================
ዕለት 21-22 መስከረም 2017ዓ.ም
=================
#ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ
#ፅርየት_ብተግባር

Messebo Cement Factory PLC

01 Oct, 07:27


መዓልታዊ ፀብፃብ ፅዕነት ሲሚንቶ
=====================
ዕለት 20 መስከረም 2017ዓ.ም
=================
#ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ
#ፅርየት_ብተግባር

Messebo Cement Factory PLC

30 Sep, 12:58


መዓልታዊ ፀብፃብ ፅዕነት ሲሚንቶ
=====================
ዕለት 18-19 መስከረም 2017ዓ.ም
=================
#ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ
#ፅርየት_ብተግባር

Messebo Cement Factory PLC

28 Sep, 10:52


መዓልታዊ ፀብፃብ ፅዕነት ሲሚንቶ
=====================
ዕለት 16-17 መስከረም 2017ዓ.ም
=================
#ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ
#ፅርየት_ብተግባር

Messebo Cement Factory PLC

26 Sep, 11:38


መዓልታዊ ፀብፃብ ፅዕነት ሲሚንቶ
=====================
ዕለት 15 መስከረም 2017ዓ.ም
=================
#ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ
#ፅርየት_ብተግባር

Messebo Cement Factory PLC

26 Sep, 06:26


ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ን ብርሃነ መስቀሉ ኣብፀሓኩም ብምባል ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ!
#ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ
#ፅርየት_ብተግባር

Messebo Cement Factory PLC

25 Sep, 11:19


ሓበሬታ ሪጋ ፅዕነት ሲሚንቶ
=================
ብ መሰረት ዝቖረፅኩምዎ ቁፅሪ GDN (ኩፖን) ብዝወፀልኩም ሪጋ ፅዕነት ሲሚንቶ ትተኣናገዱ ዘለኹም ክቡራን ዓማዊልና ሲሚንቶ እትፅዕኑሉ ሪጋ ኣብ ዝወፀልኩም ጊዜ ኣብ ዝተመደበልኩም ጊዜ ክፍሊት ፈፂምኩም ሲሚንቶኹም ክትፅዕኑ እናተሓሳሰብና ሪጋኹም ንዝሓለፈኩም ዓማዊልና ትካልና ሓላፍነት ከምዘይወስድን ኣብ ጊዚኦም ንዝመፁ ዓማዊል ጥራሕ ከምዘተኣናግድን ንገልፅ።
#ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ
#ፅርየት_ብተግባር

Messebo Cement Factory PLC

25 Sep, 08:55


መዓልታዊ ፀብፃብ ፅዕነት ሲሚንቶ
=====================
ዕለት 11 -14 መስከረም 2017ዓ.ም
=================
#ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ
#ፅርየት_ብተግባር

Messebo Cement Factory PLC

21 Sep, 09:21


መዓልታዊ ፀብፃብ ፅዕነት ሲሚንቶ
=====================
ዕለት 10 መስከረም 2017ዓ.ም
=================
#ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ
#ፅርየት_ብተግባር

Messebo Cement Factory PLC

20 Sep, 12:14


መዓልታዊ ፀብፃብ ፅዕነት ሲሚንቶ
=====================
ዕለት 08-09 መስከረም 2017ዓ.ም
=================
#ፋብሪካ_ሲሚንቶ_መሰቦ
#ፅርየት_ብተግባር