ናይ ዓወት መንገዲ

@nayawetmengedi


🦅WELCOME TO OUR CHANNEL🦅we empower individuals to unlock their full potential💪and achieve their goals🎯through
actionable insights
transformative strategies and inspiring contents.
🤝Join us to embarkon a journey of continuous improvement.

ናይ ዓወት መንገዲ

20 Oct, 07:49


#ናሰራሕካ_ተመነ

ኣብዚ ዓለም ንደልዮ ነገር ንምርካብ ይዕበይ ይንኣስ ናይ ባዕሉ ዝኮነ ፃዕሪ የድልዮ እዩ👌


ከይሰራሕካ ምምናይ ጥራሕ ዋጋ የብሉን
ናሰራሕና ኢና ክንምነ ዘለና🤝

ፈጣሪ እውን ናትና ፃዕሪ ሪኡ እዩ ዝደለናዮ ነገር ንክንረክብ ዝሕግዘና👍


🙏ሼር ናብ ግሩፕ + ኣዕርክትኩም🙏
❤️❤️❤️🙏
@NayAwetMengedi
@NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

07 Oct, 10:11


ኩሉ ግዜ ናይ ባዕልካ ሓጎስ ፍጠር🥳

ሓጎስካ ኣብ ካልኦት ሰባት ዝተመስረተ ኣይኩን።

》》@NayAwetMengedi
》》@NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

23 Sep, 05:46


What you repeatedly say to yourself — and how you repeatedly describe yourself — is what you come to believe and be.

》》 @NayAwetMengedi
》》 @NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

21 Sep, 19:36


@NayAwetMengedi
@NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

21 Sep, 19:36


@NayAwetMengedi
@NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

13 Sep, 15:39


👉ሓደ ሓደ ግዜ ዝኮነ ነገር ፅቡቅ ዝኮነ ነገር  ክክልከለና ከሎ 
ብምክንያት እዩ ምባል ክንለምድ ኣለና

ጃክ ማ
ንኩቁፀር ብጣዕሚ ብዙሕ ግዜ እዩ ፅዒሩ  ብዙሕ ደኪሙ  ንኩቁፀር ዘይሞከሮ ነገር የለን እዩ ዘብል😔😔

🫲🫱ሓደ መዓልቲ  24 ሰባት ስራሕ ንኩቁፀሩ ሓቲቶም ካብቶም ዝሓተቱ 24 ሰባት 23ኦም ኣትዮም  1 ሰብ ግን ክኣቲ ኣይከኣለን ንሱ ድማ ጃክ ማ እዩ ኔሩ።😤


ጃክማ ኣብቲ ግዜ ትትቁፀር ኔሩ  ምናልባት ዳሕና ዝኮነ ዶሞዝ ክክፈሎ ኔሩ ይኮን እዩ

ነገር ግን እዚ ኣይኮነን  ምክንያቱ ንጃክማ ዝተዳለየ ካሊእ ዓብዪ ነገር ፈጣሪ🙏 ስለ ዘዳለየሉ

ጃክማ ካብቶም 24 ዝሓተቱ ሰባት 23ኦም፡ክቁፀሩ ከለዉ ንሱ  ዘይተቆፀረሉ #ብምክንያት እዩ🎁

ሀዚ ጃክማ ብድምር ኣብ ኩሎም ካምፓኒታቱ ኣብ ትሕቲኡ  ልዕሊ 250ሺሕ ሰራሕተኛታት 👩‍🔧👨‍🔧ኣለዉዎ።🎉🎉

ሀዚ ጃክማ ካብዞም ናይ ዓለምና ቢልዬነራል 💵💶ሓደ እዩ


ስለዚ ንሕና ውን ሓደ ሓደ ግዜ ዝሓሰብናዮ ነገር ከይኮነ ክቀሪ ከሎ ተስፋ ካብ ምቁራፅን🤦‍♂ ንባዕልና ካብ ምንእኣስን ወፂና🙆‍♀🙆‍♂

🧏ብምክንያት እዩ  ክንብል  ኣለና

👉ምናልባት ካብቲ ዘይረከብናዮ ንላዕሊ ዝኮነን  ንዓና ዝግበኣና ካሊእ ዓብዪ ነገር🎁 ስለ ዘሎ እዩ።


ብቅንዕና ናብ ካልኦት ግሩፕን ኣዕርክትናን ሼር ንግበሮ🙏❤️
➽ @NayAwetMengedi
➽ @NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

12 Sep, 08:58


🌼🌼ብሩክ ኣውድ ኣመት ንኩልኩም ኣባላት ቻናልና ደስ ዝብል በዓል ክኮነልኩም❤️❤️🌼🌼
@NayAwetMengedi
@NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

11 Sep, 17:10


If you are serious about becoming rich,

Then you need to remove every single doubter from your circle.

Whether a dear friend or an acquaintance,

You need to cut off ties with everyone that doesn’t believe you can become victorious.

Because they are dragging you down.

ናይ ዓወት መንገዲ

11 Sep, 08:25


🌼🌼🌼ሓዱሽ ዓመት ብሓዱሽ መንፈስ
ብሓዱሽ ሞራል ዝጅመረሉ ደስ ዝብል ዓመት


🤝ኣብ  ዝሓለፈ ዓመት ዝነበሩና ጠንካራ ጎንታት ብዝበለፀ ንጠናክረሉ
ዝጎደሉና ድማ ኣስተካኪልና ብዙሓት ዓወታት ንረክበሉ ዓመት እዩ ክኮን።🎉


🔥🔥ብቻናልኩም ስም እንካዕ ኣብፀሐኩም❤️❤️❤️


Share ➽ @NayAwetMengedi
Share ➽
@NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

09 Sep, 17:30


ናይ ውሽጥና ሰላም ካብ ዝውስኑ ነገራት እቲ ሓደ...


#ሀዚ ተዋሂቡና ዘሎ ግዜ ብዝግባእ ናነበርናሉ ዲና ዝብል እዩ

መብዛሕቲና ብዘይ ምንም ክርክር ኣብ ዝሓለፈ ስሕተትና ካብ
#መጠን_ንላዕሊ ናደጋገምና  ኣብ ምሕሳብ ጎበዛት ኢና።

ትማሊ ዝተፈጠረ ነገር  ዝደየገድስ ንሕና ዘለናዮ ኣብ ሀዚ ኢና።

ናይ ትማሊ ሓሊፉ እዩ ብፍፁም ክምለስ ኣይክልን ናይ ትማሊና ከም መምሃሪ ኢና ክንጥቀመሉ ዘልና። 

❤️ሰላም_ኩኑ❤️
Share ➽
@NayAwetMengedi
Share ➽
@NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

09 Sep, 12:54


🫵Never Let Your Dream Be Just a Dream.

FINISH WHAT YOU STARTED.

Share ➽
@NayAwetMengedi
Share ➽
@NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

08 Sep, 05:56


⚡️ Don't do what's easy

🟠 Watching TV series every day after work is easy.

🟠 It's easy to skip workouts and eat poorly.

🟠 Having fun instead of working is easy.

🟠 It’s easy to waste all your money on trinkets.

🟠 Gossiping about politics, sports and friends is easy

If you want to succeed, do what is difficult!

Businessman ⭐️

ናይ ዓወት መንገዲ

08 Sep, 03:35


ተመስገን ፈጣሪ🙏
#መዓልትና ብምስጋና ንጀመሮ!

ናይ ዓወት መንገዲ

07 Sep, 17:21


👉ሀዚ እውን ግዜ ኣለካ እዩ ተጠቀመሉ!

@NayAwetMengedi
@NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

06 Sep, 04:45


👉ሓደ ነገር ፅቡቅ ይኩን ሕማቅ #ኣብዚሕካ ካብ ልብካ ተደሊካዮ እቲ ነገር ናባካ ናቀረበ እዩ ዝመፅእ።

👉ስለዚ ኣብ ህይወትና  ካብ ልብና ታይ ኢና ንደሊ ዘለና ዝብል ብግልፂ ምፍላጥ የድሊ

#ብሩክ_መዓልቲ

@NayAwetMengedi
@NayAwetMengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

06 Sep, 04:20


#ሓዱሽ መዓልቲ #ሓዱሽ ወርሒ🥳

💪ዝሓሰብናዮም ነገራት ናብ ተግባር ንቅይረሉ ደስ ዝብል መዓልቲ እዩ ሎምዓንቲ🔥🔥


@NayAwetmengedi
@NayAwetmengedi

ናይ ዓወት መንገዲ

05 Sep, 15:11


👉REMEMBER

🔎IT DOESN'T Matter how many Resources you have.

If you don't know how to use them
It will never be Enough.


👉እቲ ቀንዲ ነገር ክንደይ ዝኣክል ዘድልዩካ
ነገራት ኣለካ ዘይኮነስ
ክንደስ ዝኣክል ንቲ ዘለካ ተጠቂምካሉ ኢካ?
እዩ እቲ ወሳኒ
▪️💪💪💪💪💪💪
@NayAwetMengedi
@NayAwetMengedi