来自 Hafi Show ሰደተኛ (@hafishow1) 的最新 Telegram 贴文

Hafi Show ሰደተኛ Telegram 帖子

Hafi Show ሰደተኛ
እብዚ ቴሌግራም ቻናል በቲ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ቋንቋና ትግርኛ ዝተፈላለዩ ስነ-ጽሑፋት ዝቐርብሉ ብሉጽ channel እዩ።
⭐️ቴክኖሎጂ ምዕባለታት
⭐️ዋዛን ቁም ነገርን
⭐️ዛንታታት ፍቕሪ
⭐️ኣገረምቲ ክስተታት
⭐️ፍልስፍናዊ ጽሑፋት
⭐️ኮታስ ኩሉ ዓይነት ንደቒ ሰባት ጠቐምቲ ዝበሃሉ መደባት ዝቐርብሉ ብሉፅ ቻናል እዩ።
join በምግባር ምሰ hafi show ይሕበሩ
1,777 订阅者
858 张照片
62 个视频
最后更新于 11.03.2025 07:49

Hafi Show ሰደተኛ 在 Telegram 上分享的最新内容

Hafi Show ሰደተኛ

24 Feb, 17:46

346

መዓሰ ተመርዖ ዘይኮነ ንመን ትምርዖ ኣገዳሲ እዩ። ግዜ ውሰድካ ሕሰብ፡ ሓዳር ናይ ዕድመ ልክዕ ውሳኔ እዩ...
Hafi Show ሰደተኛ

23 Feb, 20:37

358

ካልእ ለይቲ፡ሳላ ኣምላኽይ ብህይወት ኣለኹ የስተንፍስ ኣለኹ ሕጂ ድማ ክድቅሰ ይሓሰብ ኣለኹ ፈጣሪ ይመሰገን ✝️🙏🙏🙏
Hafi Show ሰደተኛ

23 Feb, 20:37

354

ኣብዚ ሕጂ እዋን ቃንዛይ ዝርዳእ ክዳን ለይቲ ጥራይ እዩ 😭💔...ነገራት ክኸብዱ ከለዉ ንብዓተይ ይደርዝ።
Hafi Show ሰደተኛ

23 Feb, 20:37

316

ርሑሰ ደራር ፆም ይኹነልኩም ክቡራት የሕዋተይ መዓልትኹም ኣስተማቕሩ።
Hafi Show ሰደተኛ

22 Feb, 17:25

331

ኣብ ዝሃለኩም ሃሊኹም 1⃣6⃣ኪዳነ ምሕረት ኣደይ ካብ ክፍእ ኩሉ ነገር ትሓልኹም ክቡራት የሕዋተይ🙏💚✝️
Hafi Show ሰደተኛ

21 Feb, 20:48

326

ሙሉእ ቪድዮ ንምርኣይ እንተደሊኹም link ኣብዚ ኣለኩም
👇👇👇👇👇👇👇👇
https://user273464.psee.ly/76xvue
Hafi Show ሰደተኛ

21 Feb, 08:17

357

ኩቡራት ተኸታተልቲ hafi show ኣብዚ channel ልዕሊ 1.7k subscribers ኣለኹም ነንሕድሕድኩም ናይ ዩቱበይ link ክልእኸልኩም ሰለ ዘይክእል ብቅንዕና በዛ ኣብ ታሕቲ ብዘላ ናይ ዩቱብ link እናኣተኹም ሳብስኽራይብ ክትገብሩለይ ብኽብሪ ይሓትት🙏ንትገብሩለይ ኣቐዲመ የመስግን🙏👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇👇
https://user273464.psee.ly/76vplb
Hafi Show ሰደተኛ

20 Feb, 04:49

337

ካብ ድቃሰይ ብሰላም ተበራቢረ የስተንፍስ ኣለኹ ናተይ እግሪ ይንቀሳቐስ ኣሎ፡ ናተይ ልቢ ይሃርም ኣሎ፡ መጻኢይ ድሙቕ እዩ። ካልእ እንታይ ክብል ይኽእልተመሰገን ኣምላኸይ🙏🙏🙏
by✍️hafi_show
ነዚ ሊንክ ብምፅቃጥ ቤተሰብ ቴለግራምና ይኹኑ።👇👇👇👇👇👇
https://t.me/hafishow1
Hafi Show ሰደተኛ

19 Feb, 06:33

294

ኣብ ዝሃለኩም ሃሊኹም ሊቀ መልኣክት ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፍእ ኩሉ ነገር ይሓልኹም 🙏💚✝️
Hafi Show ሰደተኛ

18 Feb, 09:25

348

ክቡራት የሕዋተይ እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሚ እቶም ውድቀትኩም ክርእዩ ዝደለዩ ሰባት ዓወት ይሃብኩም እዩ።🙏🛐