Neueste Beiträge von Hafi Show ሰደተኛ (@hafishow1) auf Telegram

Hafi Show ሰደተኛ Telegram-Beiträge

Hafi Show ሰደተኛ
እብዚ ቴሌግራም ቻናል በቲ ልዕሊ ዝኾነ ክቡር ቋንቋና ትግርኛ ዝተፈላለዩ ስነ-ጽሑፋት ዝቐርብሉ ብሉጽ channel እዩ።
⭐️ቴክኖሎጂ ምዕባለታት
⭐️ዋዛን ቁም ነገርን
⭐️ዛንታታት ፍቕሪ
⭐️ኣገረምቲ ክስተታት
⭐️ፍልስፍናዊ ጽሑፋት
⭐️ኮታስ ኩሉ ዓይነት ንደቒ ሰባት ጠቐምቲ ዝበሃሉ መደባት ዝቐርብሉ ብሉፅ ቻናል እዩ።
join በምግባር ምሰ hafi show ይሕበሩ
1,777 Abonnenten
858 Fotos
62 Videos
Zuletzt aktualisiert 11.03.2025 07:49

Ähnliche Kanäle

Zegerami Job
15,487 Abonnenten
TIGRAY TIMES
4,096 Abonnenten

Der neueste Inhalt, der von Hafi Show ሰደተኛ auf Telegram geteilt wurde.

Hafi Show ሰደተኛ

14 Feb, 20:03

524

መዓልቲ ፍቑራት ተኽቡሩ ዘለኹም ኽቡራት የሕዋተይ ፍቅሩኹም ይባረኽ ፈጣሪ ካብ ክፉእ ዓይኒ ይሓልኹም🙏🙏
Hafi Show ሰደተኛ

14 Feb, 19:35

530

ዘይውዳእ ፍቅሪ ናይ ፈጣሪ ጸጋ እዩ።ፈጣሪ ንኹለኹም ፍቁራት ዘይውዳእ ፍቅሪ ይሃብኩም።happy valentine's day for all
Hafi Show ሰደተኛ

14 Feb, 06:02

519

💕 ኣብ ህይወት ንዝኾነ ሰብ ኣብ ልቡ ቦታ ክህልወካ ፈጺምካ ኣይተገድድ ምኽንያቱ ናይ ብሓቂ ዋጋኻ ባዕሎም ምሰ ፈለጡ ቦታ ክፈጥሩልካ እዮም።
Hafi Show ሰደተኛ

13 Feb, 17:56

312

ኣብ ክንዲ ንነብስኻ ምስ ካልኦት ምውድዳር ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ጉዕዞ ኣተኩር። ክሳብ ክንደይ ከም ዝበጻሕካ ንነብሰኻ ኣድንቃ፡ ነተን ንኣሽቱ ዓወታት ኣኽብር፡
Hafi Show ሰደተኛ

13 Feb, 17:28

313

#ትዕግስተኛ_ኩን_ተስፋ_ኣይትቑረጽ።

ክልቲኦም ፍረታት ኣብ ሓደ ጨንፈር ናይ ሓንቲ ገረብ ብሓባር ተሰቒሎም ኣለዉ።

ሓደ ካብኣቶም ድሮ በሲሉ ክኸውን ከሎ፡ እቲ ካልኣይ ድማ ንኽበስል ዝያዳ ግዜ ከድልዮ ይኽእል እዩ።

ተፈጥሮ በዞም ናይ ጁዋፋ ተኽሊ ኣቢላ ኣገዳሲ ትምህርቲ ትምህረና ኣላ።

ንሕና ኣብ ከባቢና ዘለዉ ካልኦት ሰባት ኣብ ዓወት ክበጽሑ ክንርኢ እንከለና ዘይዕዉታት ኢና ማለት ኣይኮነን። በቃ እቲ ንዓና ዝምጥን ግዜ ገና ኣይበጽሐን ማለት እዩ።

ስለዚ፡ ሰምዒትና ክንሕዞ፡ ክንዕገስ እዩ ዝግባኣና እምብር ካብ ብስጭት ተበጊስና ተስፋ ክንቆርጽ የብልናን።

ኣብቲ ዝበሰለ ኩነታትና ክንበጽሕ ቁሩብ መዓልታት ጥራይ ተሪፍና ንኸውን።ዘመንና እውን ክመጽእ እዩ ፡ ግን ትዕግስትን ጽንዓትን ጸሎትን ይሓተና ሰለዚ ክቡራት የሕዋተይ ፈጣሪ ነዓና ዝበሎ ኣይትርፍን እዩ። ተሰፋ ብዘይምቅራፅ ክንሰራሕ እዩ።ዝግባኣና እምበር ተሰፋ ክንቆርፅ የብልናን።

#join_like_Share_ኣይንረስዕ!
እንተፈቲኹማ ናብ ማሓዙትኩም የዕሩኽቱኹምሼር ግበርዎ ሰሰናዩ ንኹልና። እንተ ኪኢልኩም ከኣ ዩቲብ ቻናል ናተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንትገብሩለይ ኣቐዲመ የመስግን ።
YouTube channel 👇👇👇👇👇
https://www.youtube.com/@HafiShow

by✍️hafi_show
ነዚ ሊንክ ብምፅቃጥ ቤተሰብ ቴለግራምና ይኹኑ።👇👇👇👇👇👇
https://t.me/hafishow1
Hafi Show ሰደተኛ

12 Feb, 18:16

290

ቅድሚ ፍቅረኛ ምሓዝካ ማማኻ ኣብ ገዛ ብጥሜት ከም ዘይትሳቀ ኣረጋግጽ_🙏
Hafi Show ሰደተኛ

12 Feb, 17:55

299

ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ነዛ ጽሑፍ ተንብቡ ዘለኩም ፈጣሪ ካብ ኩሉ ክፉእ ዘበለ ነገር ሓልዩ ገጽ ትፈትዉዎም ስድራኹም ንምራኣይ የብቅዕኩም
Hafi Show ሰደተኛ

12 Feb, 17:43

309

ልበይ ብሚልዮናት ዝቑጸር ሕቶታት የልዕል ኣሎ፡ ስለምንታይ እየ ዝናፍቐኪ ዘለኹ? ስለምንታይ እየ ኩሉ ግዜ ብዛዕባኺ ዝሓስብ ዘለኹ? ስለምንታይ እየ መልእኽቲ ዝሰደልኪ ዘለኹ? እቲ ሕቶ ዝኾነ ይኹን፡ እቲ እንኮ መልሲ ግን
I LOVE YOU እዩ
Hafi Show ሰደተኛ

12 Feb, 04:55

330

ሰናይ ንጉሆ ጽቡቓት የሕዋተይ!ሎሚ ንጉሆ ሓጎስን መወዳእታ ዘይብሉ በረኸትን የብጽሓልኩም። ንኹልኹም ኣምላኽ ይባርኽኩም የሕዋተይ✝️🙏❤️"
Hafi Show ሰደተኛ

11 Feb, 19:17

297

ክብርቲ ማማየ ብዘይ ብኣኺ ዋላ ሓንቲ ኣይኮንኩን
ኩለን ኣብ ዓለም ዘለዋ ኣዴታት ፈጣሪ ዓለም ነዊሕን ጥዑይን ዕድመ ይሃብን🌼💞🌼